Category: ዜና ኤርትራ

1 47 48 49 50 51 634 490 / 6332
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ መራኽብ ንግዲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ኣበጊሱ

RADIO ERENA:- Thursday, 22 February 2024 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣጋጢሙ ብዘሎ ስግኣት ጸጥታ፣ መራኽብ ንግዲ ንምሕላው፣ ወትሃደራዊ ተልእኾ ከምዘበግሰ ኣፍሊጡ። እቲ 'ኣስፒደስ' ተሰምዩ ዘ [...]
ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

ሑቲ ፣ ኣብ ጋዛ ተኹሲ ብህጹጽ ደው ክብል ጸዊዑ

Radio Erena: Wednesday, 21 February 2024 ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኢክስ ማለት ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣብ ጋዛ ህጹጽ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉ [...]
ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

ኣመሪካ፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብህግደፍ ንዝተወደብ ምትእክኻብ ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ሸሞንተ ሰባት ተኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday, 20 February 2024 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ኣብ ሰሜን ካሮላይና፣ ከተማ ቻርሎት፣ ብስም 'ብርጌድ ንሓመዱ'ዝተኣኻኸቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቕል፣ [...]
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ

ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ

Radio Erena: Monday, 19 February 2024 ከተማ ሄግ(ደን ሃግ) ንልዕሊ ሓደ ዘመን ከም ዓለምለኻዊት ማእከል ፍትሕን ሰላምን እያ ትፍለጥ:: ኣብዛ ከተማ ሃገራት ፍልልያተን ኲናት ዘይኮነ ብዝርርብን ፍርዳዊ ፍ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 18 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 18 ለካቲት 2024   [...]
ሆላንድ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ህግደፍን ኣብ ዘካየድዎ ግጭት፡ መካይን ፖሊስ ተቓጺለን

ሆላንድ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ህግደፍን ኣብ ዘካየድዎ ግጭት፡ መካይን ፖሊስ ተቓጺለን

Radio Erena: Sunday, 18 February 2024 ኣብ ሆላንድ፡ ከተማ ሄግ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን: ብቀዳም 17 ለካቲት፡ ምሸት፡ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት: ናይ ፖሊስ ዝርከብአን [...]
ካብ 18 ክሳብ 25 ለካቲት ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ፡ 8 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ክሳተፉዮም

ካብ 18 ክሳብ 25 ለካቲት ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ፡ 8 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ክሳተፉዮም

Radio Erena: Friday, 16 February 2024 ካብ 18 ክሳብ 25 ለካቲት ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ፡ 8 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ክሳተፉዮም:: ብኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰለሙን እትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ተገፊፎም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም ይምለሱ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ተገፊፎም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም ይምለሱ

Radio Erena: Thursday, 15 February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ተገፊፎም ኣብ ዝተፈላለየ መደባራት ፖሊስ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ ብዘይድልየቶም ናብ [...]
ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024 ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሞሊ ፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀ [...]
መጭወይቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እናገነነ ይመጽእ ኣሎ

መጭወይቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እናገነነ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ኣብ ክልል ትግራይ መጭውይቲ ኤርትራውያን እናገነነ ይመጽእ ኣሎ። መጭይወቲ ኤርትራውያን፣ ብፍላይ ኣብ ቆልዑ ዘተኮረ፣ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ'ው [...]
1 47 48 49 50 51 634 490 / 6332