Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 60 61 62 63 64 385 620 / 3849
ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

ኢትዮጵያን ጁቡቲን፣ ኣብ ዶብ ዝንቀሳቐሱ ነጋዶ፣ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ከይሓልፉ ክድረቱ’ዮም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣብ ከባቢ ዶባት ኢትዮጵያን ጂቡቲን፣ ካብን ናብን ዝንቀሳቐሱ ተራ ነጋዶ፣ ኣብ ወርሒ ካብ ሓደ ሽሕ ዶላር ንላዕሊ ዝግመት ንግዳዊ ልውውጢ ከየካይዱ ዝእግድ ኣዋጅ ኣብ ግብሪ ክውዕል ምዃኑ [...]
ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

ሶማል፣ ኣባላት ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵያውያንን ክልተ ሱዳናውያንን ኢዶም ሂቦም

Radio Erena: 04 July 2023 ኣባላት ናይቲ ኣብ ሶማል ዝንቀሳቐስ ኣካል ጉጅለ ዳዒሽ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኢትዮጵውያንን ክልተ ሱዳናውያንን፣ ንሓይልታት ጸጥታ ኢዶም ከምዝሃቡ መርበብ ዜና ጋረወ ሓቢሩ። እቶ [...]
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዓቶ ዝጸንሐት ክልከላታት ኣልዒላ

Radio Erena: Monday, 03 July 2023 መንግስቲ ኣሜሪካ ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ግጭት ናብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣጽኒዕዎ ዝጸንሐ ናይ ኢኮኖምያውን ጸጥታውን ሓገዛት ክልከላ ከፋኹሶ ምውሳኑ ተገሊጹ። ኣፈኛ ሃ [...]
መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፡መዓስከራቱ ኣረኪቡ

መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ፡መዓስከራቱ ኣረኪቡ

Radio Erena: Monday, 03 July 2023 መሰጋገሪ ልኡኽ ኣፍሪቃ ኣብ ሶማልያ 7ተ ካብ መዓስከራቱ፡ንሓይልታት ጸጥታ ሱማልያ ከም ዘረከበ ኣፍሊጡ። ካብ 1 ሚያዝያ 2022 ጀሚሩ፡ ንዝሓለፉ 14 ኣዋርሕ ኣብ ሶማል [...]
ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ኢትዮጵያ ናብቲ ብብራዚል፡ሩስያ፡ህንዲ፡ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝቖመ ብሪክስ ዝተባህለ ማሕበር ንኽትጽንበር ሕቶ ከም ዘቕረበት ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚንስት [...]
ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 በዓል መዚ ኣቭየሽን ሱዳን፣ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ክሳብ 10 ሓምለ ክናዋሕ ወሲኑ። ኣቭየሽን ሱዳን፣ ብዓርቢ 30 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
ሱዳን፣ ብፈጣን ሓይልታት ተታሒዞም ዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ተፋንዮም

ሱዳን፣ ብፈጣን ሓይልታት ተታሒዞም ዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ተፋንዮም

Radio Erena: Friday, 30 June 2023 ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ሒዞሞም ንዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ከምዘፋነውዎም፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ማሕ [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: Friday, 30 June 2023 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብተወሳኺ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍ [...]
ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎአን ብዛዕባ ዘሎ ወትደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎአን ብዛዕባ ዘሎ ወትደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝምልከት ዘትየን። ኣብ ኣመሪካ ዑደት ከካይድ ዝቐየነ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኩርሙክ ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኩርሙክ ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ኣብ ሱዳን፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኩርሙክ'ውን ሓድሽ ጎነጽ ከምዝተጎሃሃረ [...]
1 60 61 62 63 64 385 620 / 3849