Category: ዜና ኤርትራ

1 91 92 93 94 95 643 930 / 6425
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ ኣብ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ ኣብ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን

Radio Erena: 05 April 2023 ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝቐነያ ተሓቢሩ። ጋዜጣ ሩስያ ቱደይ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኣድሚራል ጎርሽኮቭን ካማን ብዝተባህላ ክልተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተ [...]
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ

ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 04 April 2023 ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ፣ ባሕታዊ የነታ እዝራ ክብርኣብ፣ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ማሕበር ገዳም ደብረ ድማ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ፣ መግለጺ ቀኖናዊ ኣህጉ [...]
ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ

ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 04 April 2023 ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ሓለፍቲ ጸጥታ [...]
ብሪጣንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ናይ ምምላስ መስርሕ ክቕጽል ምዃኑ ኣንፊታ

ብሪጣንያ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ናይ ምምላስ መስርሕ ክቕጽል ምዃኑ ኣንፊታ

Radio Erena: 03 April 2023 ርዋንዳ፣ ንስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ውሕስቲ ሃገር ምዃና ኣረጋጊጽና ኢና ክትብል ጸሓፊት ክፍሊ ዘቤታዊ ጉዳያት እታ ሃገር፣ ስዌላ ብሬቨርማን ገሊጻ። ንሳ ንዝተፈላለያ ማዕከናት ዜ [...]
‘ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ክትእሰርን ክትፍታሕን ዝጸንሐ ኣማኒት ክርስትያን ጴንጠቆስጣል ተፈቲሓ፣ ካልኦት 30 ተኣሲሮም’

‘ኤርትራ፣ ነዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ክትእሰርን ክትፍታሕን ዝጸንሐ ኣማኒት ክርስትያን ጴንጠቆስጣል ተፈቲሓ፣ ካልኦት 30 ተኣሲሮም’

Radio Erena: 03 April 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ናይ ገዛ ጸሎት ዝነበሩ 30 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝኣሰረ፣ ረሊዝ ኢንተርናሽናል ገሊጹ። እቲ ንመሰል እምነት ክርስትና ዝጣበቕ፣ [...]
ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

ናይ ቻይና ሲሹዋን፣ 50% ዕደና ዳናካሊ ገዚኡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ተዋፊሩ ዘሎ ኣውስትራልያዊ ትካል ዳናካሊ፤ 50% ካብ ብርክታቱ ናብ ቻይናዊ ትካል ሲሹዋን ሸይጡ። ዳናካሊ ን13 ዓመታት ምስቲ ብመንግስቲ ኤርትራ ዝውነን ትካል ኤ [...]
ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ ዝተኸሰሱ፣ 3 ኤርትራውያን ጥርጡራት፣ ገበነኛታት ምዃኖም ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 02 April 2023 ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፤ ብቕትለት ሓደ ኤርትራዊ መንእሰይ ተኸሲሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን፤ ገበነኛታት ኮይኖም ከምዝረኸቦም ቤት ፍርዲ'ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ወዲ 20 ዓመት በረኸት ሰለሙ [...]
ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ልኢኻ

ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ልኢኻ

Radio Erena: 31 March 2023 ኤርትራ፣ ብድሮን ቴክኖሎጂ ዝስልጥኑ ኣባላት ሰራዊት ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝልኣኸት ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ 2023፣ ናብ ሕቡራት ኢማራት ዓ [...]
‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

‘ክሲ ገበን ወትሃደራዉን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ተቛሪጹ።’

Radio Erena: 30 March 2023 ብገበን ናይ ዝተጠርጠሩ ወትሃደራውያን ሲቪላውን መራሕቲ ህወሓት ክሲ ከምዝተቛረጸ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ፍትሒ ኢትይጵያ፣ ብሓሙስ 30 መጋቢት፡ ኣብ ዘውጽኦ [...]
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 30 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዘለዉ፣ ንጸብጻብ መንግስቲ ብምውካስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ። ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ንግድን ወፍርን ብዝገብርዎ ምንቅስቃ [...]
1 91 92 93 94 95 643 930 / 6425