Category: ዜና ኤርትራ

1 60 61 62 63 64 633 620 / 6329
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 15 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 15 ጥቅምቲ 2023   [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተራኸበሉ ሚኒስተር ሳምሕ ሹክሪ ሃገሩ ኣብ ጉዳይ እስራኤል ዘለዋ መርገጺ ገሊጹ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ምስ ግብጻዊ መዘንኡ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተራኸበሉ ሚኒስተር ሳምሕ ሹክሪ ሃገሩ ኣብ ጉዳይ እስራኤል ዘለዋ መርገጺ ገሊጹ

Radio Erena: Friday, 13 October 2023 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪንሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ትማሊ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ ኣብ ካይሮ ተቐቢሉ ኣብ ዘዘራረበሉ፣ ብ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

ኣብ እስራኤል፣ ብተወንጫፊ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ዝነብርሉ መንበሪ ኣባይቲ ዓንዩ

Radio Erena: Thursday, 12 October 2023 ኣብ እስራኤል፣ ብዝተተኮሰ ተወንጫፊ ሮኬታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስድራቤት ንዝነብርዎ መንበሪ ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ብዘይካ'ዚ 10ታት ኤርትራውያን ብሰን [...]
ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

ኤርትራ: ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞ ሮበት ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ

Wednesday, 11 October 2023 ኤርትራ: ካብ 7 ክሳብ 10 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝተኻየደ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ቀዳመይቲ ብምውጻእ ወርቂ ማዳልያ ተሸሊማ። [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ዘሎ ግጭት ዝተመዛበሉ ንምሕጋዝ ናይ 358 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትሓትት

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ብሰንኪ ኣብ ሱዳን ኣብ ሞንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ኣስታት ሓሙሽተ ሽሕ ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ሚልዮናት ድማ ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎምን [...]
ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ሰንኪ ኣብታ ሃገር ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ገሊጾም

Radio Erena: Wednesday, 11 October 2023 ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ብሰንኪ ኣብታ ሃገር ምስ ዕጡቓት ሓማስ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ኤርትራውያን ነበር [...]
ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

ኤርትራ፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ዕድሚኦም ድማ ልዕሊ 15 ዓመት ክኸውን ይግደዱ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ወነንቲ ብሽክለታ ታርጋ ከውጽኡን ግብሪ ክኸፍሉን ይሕተቱ ኣለዉ። ወነንቲ ብሽክለታ፣ ዓመታዊ 20 ናቕፋ ግብርን ዘይከፈልዎ ውንዙፍ ዕዳ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ከቢድ ስዕረት ዝወረዶ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰራዊቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ከዋ [...]
ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ብቻይናዊ ኩባንያ ክካየድ ኣብ መስርኽ ዘሎ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ኣብ ነበርቲ ከባቢ'ቲ ዓድታት ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ። ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ግዱሳት ና [...]
ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራዊት ስዊዛዊት ቨሮኒካ ኣልመዶም ሓምላይ ሰልፊ ብምውካል ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ካንቶን ጀኔቫ ትወዳደር ኣላ። ቨሮኒካ ኣልመዶም ኣብዚ ኣብ ዕለት 22 ናይዚ ወርሒ [...]
1 60 61 62 63 64 633 620 / 6329