Category: ዜና ኤርትራ
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 28 January 2024
Radio Erena · ሰንበት 28 ጥሪ 2024
[...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ዓወታት ይጎናጸፉ
Radio Erena: Sunday, 28 January 2024
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ኣሜሪካዊት ዎርልድ ቱር ቲም Lidl – Trek፡ ናትናኤል ተስፋጽዮን፡ ሎሚ ሰንበት 28 ጥሪ ወጋሕታ፡ ኣብ ሃገረ ኣውስራልያ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ውድድር ብ [...]
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ደመቀ መኮነን፡ ብወለንትኡ ካብ ስልጣን ሰልፊ ብልጽግና ተኣልዩ
Radio Erena: Friday, 26 January 2024
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ምክትል ፕረዚደንት ናይቲ ነታ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግናን፡ ኣቶ ደመቀ መኮነን፣ ካብ መሪሕነት ሰልፊ ብልጽግና ካብ ብወለን [...]
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ትሕዝ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኤርትራ፣ ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍርቃ ቀዳማይ ቦታ ከምእትሕዝ፣ ኮሚቴ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ኣመሪካ ዝምደበሩ ትካል፣ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝዘርግሖ ዓመታ [...]
ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ወሲኹ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ደቡብ፣ መጠን መልከፍቲ ሕማም ዓሶ ብ54% ከምዝወሰኸ፣ ንጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና እቲ ዞባ ብምጥቃስ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ሓቢራ።
እታ ጋዜጣ፣ ንሓላፊ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ዕዉት ቅድድም ክላሲክ ኮይኑ
Radio Erena: Thursday, 25 January 2024
ሎሚ ሓሙስ 25 ጥሪ 2024 ወጋሕታ: ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክለታ: ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ዎርልድ ቱር ቲም Intermarche-Wanty ኤርትራዊ ቢን [...]
እንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ ሞይቶም
Radio Erena: Wednesday, 24 January 2024
ንእንግሊዝ ቻነል ክሰግሩ ዝፈተኑ ሓሙሽተ ሓተቲ ዑቕባ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማያት ፈረንሳ ከምዝሞቱ ሓደ በዓል ስልጣን ባሕሪ ፈረንሳ ንቢቢሲ ሓቢሩ።
እዚ ፍጻሜ ናብ ብሪ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ፣ ኮንተነር ናይ ምጽዓንን ምርጋፍን ኣገልግሎታት ወደብ ናብ ሓደ ሚልዮን ከተዕብዮ መዲባ
Radio Erena: Tuesday 23, January 2024
ጂቡቲ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ 600 ሽሕ ኮንተይነራት ናይ ምርጋፍን ምጽዓንን ዓቕሚ ንዝነበሮ ኣገልግሎት ወደብ ናብ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ክብ ከተብሎ ምምዳባ ኣፍሊጣ።
እታ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ንዝፍጸም ዝኾነ ተጻብኦ ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ
Radio Erena: Monday, 21 January 2024
ግብጺ፣ ንሶማልን ሃገራዊ ድሕነታን ዝጻባእ ዝኾነ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዘይትፈቀድ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ገሊጹ።
ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ነዚ ዝገለጸ፣ ፕረዚደንት ሶማል፣ [...]
እስራኤል: ክልተ ኤርትራውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: Monday, 22 January 2024
ኣብ እስራኤል 'ሪሾን ለጽዮን' ኣብ ዝተባህለት ኢንዱስትርያዊት ከተማ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ግጭት ክልተ ኤርትራውያን ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]