Category: ዜና ኤርትራ
ኣርተ ዝተባህለ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደባርት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ፣ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያንን ኣብ ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ መከራታትን ዘተኮረ መደብ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 12 September, 2014 ስደት ኤርትራውያን ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብቋንቋታት ፈረንሳንን ጀርመንን እትፍኖ መደበር ቴሌቪዥን ኣርተ፣ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን ኣብ ሲና [...]

ኢዱቴክ ዝተባህለ ኩባንያ ብሪጣንያ፣ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ንዝመወሎ ፕሮጀክት ከምዘታለለ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 September, 2014 ኣብ ኤርትራ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ከዳሉ ምስ ባንክ ልምዓት ባንክ ኣፍሪቃ ውዕል ዝኸተመ 'ኢዱቴክ' ዝተባህለ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ብልሽውና ፈጺሙ ክብል እቲ ባንክ ገሊጹ። እቲ ናይ ብሪጣ [...]
ምስፍሕፋሕ ኢቦላ፣ ስግኣት ይፈጥር
Radio Erena: 11 September, 2014 ሕብረት ኣፍሪቃ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኢቦላ፣ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ሕብረት ኣብ ኣድስ ኣበባ ኣብ ዘካይዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ነዚ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናለሓመ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ስግረ ዶብ እሱራት ይፈትሕ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena : 10 September, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ብስግረ ዶብን ካልእ ምስኡ ዝተተሓሓዘ ምኽንያታትን ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ካብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ምእሰርቲ ከምዝለቐቐ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]

ፕረዚደንታት ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳያት ናይል፣ ቀይሕባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም
Radio Erena : 10 September, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉዳያት ናይልን፣ ቀይሕባ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ንምዝርራብ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። ክልቲኦም [...]

እስራኤል ኣስታት 7 ሽሕ ኤርትራውያን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ብግዴታ ብምውጽኣ ተወቒሳ
Radio Erena : 10 September, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ኣስታት 7 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ከምዝገበረ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ሁማን ራይትስ ዎች ገሊጹ። እቲ ትካል [...]

ሽወደን ንላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ መንግስቲ ኤርትራ ዝሰጎጎትሉ ምኽንያት መሸጣ ዘይሕጋዊ መስተ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 09 September, 2014 መንግስቲ ሽወደን ንቀዳማይ ጸሓፊ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ዝሰጎጎሉ ምኽንያት ካብ ሕጊ’ታ ሃገር ወጻኢ ኣልኮላዊ መስተ ክሽይጥ ስለዝተረኽበ ምዃኑ ተቃሊዑ። [...]

ኣብ እስራኤል ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 September, 2014 ኣብ እስራኤል፣ ኣሽከሎን ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ሓደ ኤርትራዊ ተቀቲሉ ተረኺቡ። እቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ፣ ኣብ መእተዊ ናይቲ ዝነብረሉ ህንጻ ወዲቁ ከምዝጸንሐ ዝሓበረ ፖ [...]

ፖለቲከኛታት ወደባዊት ከተማ ካሌ፣ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣብ ወጥሪ ይርከቡ
Radio Erena: 08 September, 2014 ኣብ ወደባኢት ከተማ ካሌ፣ ብሰንኪ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተላዕለ ኩነታት፣ ንፖለቲካውያን ሰልፍታት እታ ሃገር ኣብ ወጥሪ የእትዩወን ኣሎ። ሕሉፍ የማናዊ መርገጺ ዘለዎም ፖለ [...]

ሱዳን፣ ናብ ተቓወምቲ ሊብያ ዝልኣኸቶ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ኣብ ትሪፑሊ ከምዝዓለበት መንግስቲ እታ ሃገር ወቒሱ
Radio Erena: 08 September, 2014 ሱዳን ንተቓወምቲ ሊብያ ንምሕጋዝ፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት ከምዝልኣኸት መንግስቲ ሊብያ ወቒሱ። እታ ኣጽዋር ዝጸዓነት ነፋሪት መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ትሪፖሊ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቃወምቲ [...]