Category: ዜና ኤርትራ

1 554 555 556 557 558 593 5560 / 5924
ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግታእ ካብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓገዝ ረኺባ

ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ንምግታእ ካብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓገዝ ረኺባ

Radio Erena: March 4, 2014 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ከባቢታት ሱዳን ንዘጋጥም ዘሎ ዘይሕጋዊ መስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንምግትእ ዝዕላምኡ ሓገዝ ንመንግስቲ ሱዳን ከም [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ኣብ ሓያሎ ዞባዊ ጉዳያት ዝርርብ ኣካይዶም

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ኣብ ሓያሎ ዞባዊ ጉዳያት ዝርርብ ኣካይዶም

Radio Erena: March 3, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ቐጠር ሸኽ ታሚም ቢን ሃማድ ቢን ካልፋ ኣልታን ብምርኻብ ኣብ ሓያሎ ዞባዊ ጉዳያት ከምእተዘራረበ ኣገልግሎት ዜና ቐጠር ሓቢሩ። ወዲ 34 ዓመት ኣሚር ቐጠ [...]
Eritrean President Arrives in Doha

Eritrean President Arrives in Doha

Radio Erena: March 2, 2014  President of Eritrea Isaias Afwerki arrived in Doha Sunday on a working visit to the country. The Eritrean President and [...]
ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ዝሳተፋ ሃገራት ንምጽራይ፣ ዝካየድ ግጥማት ብኤርትራን ደቡብ ሱዳንን ክፍልም’ዩ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሕጂ’ውን ዝዓበየ ብድሆኣ ህድማ ተጻወቲ’ዩ

ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ዝሳተፋ ሃገራት ንምጽራይ፣ ዝካየድ ግጥማት ብኤርትራን ደቡብ ሱዳንን ክፍልም’ዩ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ሕጂ’ውን ዝዓበየ ብድሆኣ ህድማ ተጻወቲ’ዩ

Radio Erena: February 28, 2014 ካብ 17 ጥሪ ክሳብ 7 ለካቲት 2015 ኣብ ሞሮኮ ንዝካየድ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2015 ንዝሓልፋ ሃገራውያን ጋንታታት ናይ ምጽራይ ግጥም፣ ብኤርትራን ደቡብ ሱዳንን ክፍልም ምዃኑ ኮንፈደረሽን ኩ [...]
Italian navy rescues 600 migrants from six boats

Italian navy rescues 600 migrants from six boats

Radio Erena: February 27, 2014 The Italian navy said on Wednesday it had rescued nearly 600 migrants crossing the Mediterranean from Africa over the [...]
ስዑዲ ዓረብ፣  ምስ ጸጥታ ብዝተሓሓዝ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ቀይዳ ከምዘላ ተገሊጹ

ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ጸጥታ ብዝተሓሓዝ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓያሎ ሰባት ቀይዳ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: February 27, 2014 ስዑዲ ዓረብ፣ ምስ ጉዳይ ጸጥታን ሃገራዊ ድሕነትን ብዝተሓሓዝ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ የእትያ ከምዘላ ንጸብጻብ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እት ኣሃገር ብምጥቃስ ጋዜጣ ኦካዝ ሓቢራ። [...]
ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሶማል ተወሳኺ እገዳ ኣጽዋር ከምዘየንብርን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ድማ ኣብ ዝሓጸረ ክልዓል ተስፋ ከምዘየለን ተሓቢሩ

ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ሶማል ተወሳኺ እገዳ ኣጽዋር ከምዘየንብርን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ድማ ኣብ ዝሓጸረ ክልዓል ተስፋ ከምዘየለን ተሓቢሩ

Radio Erena: February 26, 2014 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሶማል ተወሳኺ እገዳ ኣጽዋር ከምዘየንብር ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ገሊጾም። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ [...]
ዓመታዊ እቶት ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ከምዘንቖልቆለ ተገሊጹ

ዓመታዊ እቶት ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ከምዘንቖልቆለ ተገሊጹ

Radio Erena: February 26, 2014 ዓመታዊ እቶት ኤርትራውያን ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ክወዳደር እንከሎ ብገምጋም ናብ 543 ዶላር ከምዘንቖልቖለ ሓድሽ ጸብጻባት ቁጠባ ኣመልኪቱ። ኤርትራ ሓንተን ቀዳሞት 10 ድኻታት ሃገራ [...]
ኣዘዝቲ ሓለዋ ዶባት ግብጽን ሱዳንን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንምግታእ ክዝትዩ’ዮም

ኣዘዝቲ ሓለዋ ዶባት ግብጽን ሱዳንን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንምግታእ ክዝትዩ’ዮም

Radio Erena: February 25, 2014 ኣብ ዶባትን ሱዳንን ግብጽን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓባራዊ ዘተ ንምክያድ፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክትታል ዶባት ናይ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ካር [...]
After fleeing turmoil, an Eritrean refugee wins Malta half-marathon

After fleeing turmoil, an Eritrean refugee wins Malta half-marathon

Radio Erena: February 25, 2014 A refugee who escaped turmoil in Africa won Malta's half-marathon on Sunday. Ibrahim Hussen Ahmed, 25, had been hoping [...]
1 554 555 556 557 558 593 5560 / 5924