Category: ዜና ኤርትራ

1 543 544 545 546 547 592 5450 / 5916
መንገዲ ኣየር የመን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ብቑዕ ጽገና ነፈርቲ ንምክያድ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተገሊጹ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ብቑዕ ጽገና ነፈርቲ ንምክያድ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: May 6, 2014 መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር እኹል ባጀት ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ኣብ ምጽጋን ነፈርትን ምሽማት ነዳድን ከቢድ ብድሆ ኣጋጢምዎ ከምዘሎ ተቓሊዑ። እዚ ዝተቃልዐ፣ ካብ ሰንዓ [...]
ሕማቕ ምስሊ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ጎሊሑ ውዒሉ

ሕማቕ ምስሊ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ጎሊሑ ውዒሉ

Radio Erena: May 5, 2014 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ብቀዳም 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለሉ፣ ሕማቕ ምስሊ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ጎሊሑ ከምዝወዓለ ተሓቢሩ። ጋዜጠኛታት [...]
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር፣ ንሓባራዊ ኣድማዒ ውጽኢት ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር፣ ንሓባራዊ ኣድማዒ ውጽኢት ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: May 5, 2014 ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ። ስምረት መንእሰያት ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሑ ልዕሊ 80 ጨናፍር ዘለዎ ኮይኑ ኣብ 2012 ዓ/ም [...]
መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊስዎም

መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊስዎም

Radio Erena: May 2, 2014 መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊሱ። እቶም መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሶም 45 ኤርትራውያን ናብ ሊብያ ኣብ ዝተበግስሉ ብሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ተታሒዞም ንኣስ [...]
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

Radio Erena: May 2, 2014 ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት መሰል ሰራሕተኛታት ንምጥባቕ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን ብደረጃ ዓለም ትማሊ ተጸንቢሉ። ኣብ ኤርትራ፣ ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ንሕ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

Radio Erena: May 2, 2014 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብሰሉስ 29 ሚያዝያ ናጻ ከምዝተለቑ ተሓቢሩ። እቶም ካብ ኣዋርሕ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: May 1, 2014 ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 23 ሚዝያዝያ ብምስጢር ኣብ ኣስመራ ዝበጽሐ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ [...]
ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

Radio Erena: May 1, 2014 ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዘሰከፎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብታ ሃገር ንዝነበሩ ልዕሊ 500 ኣባላቱ ኣውጺእዎም። እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ደቡብ ሱዳን ተዋፊሮም ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ልኡኽ ውድብ ሕ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: May 1, 2014 ፕረዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣብ ጅቡቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዘካየዶ ዑደት ምስ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ብምርኻብ፣ ንክ [...]
ካብ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ጋሽ ባርካ ክወርዱ ዝተገደዱ ኣስታት 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ገሊጾም

ካብ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ጋሽ ባርካ ክወርዱ ዝተገደዱ ኣስታት 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ገሊጾም

Radio Erena: April 30, 2014 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ሓያሎ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ከባቢ ኦምሓጀር ወሪዶም ክሓርሱ ዝወሰኑ ልዕሊ 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ብሰንኪ ምሕደራ መንግስቲ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ኣማሪሮ [...]
1 543 544 545 546 547 592 5450 / 5916