Category: ዜና ኤርትራ

1 542 543 544 545 546 591 5440 / 5908
መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ኣብ እዋን ሓደጋ ከም መተካእታ ንኸገልግል ህጹጽ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ኣብ እዋን ሓደጋ ከም መተካእታ ንኸገልግል ህጹጽ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: May 6, 2014 መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፣ ብሰንኪ ሓደጋ ሓንቲ ናይ የመን ነፋሪት ንሳልስቲ ድሕሪ ምቁራጹ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ባጽዕ ከም መተካእታ ንኸገልግል ሓድሽ ጻዕርታት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓንቲ ነፋሪት መን [...]
ኣብ የመን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ህጹጽ ሓገዝ ይሓቱ

ኣብ የመን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ህጹጽ ሓገዝ ይሓቱ

Radio Erena: May 6, 2014 ኣብ የመን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ህጹጽ ሓገዝ ክረኽቡ ጻውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ኣብ የመን ኣብ ከተማ ሰንዓ ኣብ ግዝያዊ መዕቖቢ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ዝሓለፈ [...]
መንገዲ ኣየር የመን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ብቑዕ ጽገና ነፈርቲ ንምክያድ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተገሊጹ

መንገዲ ኣየር የመን፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ብቑዕ ጽገና ነፈርቲ ንምክያድ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: May 6, 2014 መንገዲ ኣየር የመን፣ ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ እታ ሃገር እኹል ባጀት ክረክብ ብዘይምኽኣሉ፣ ኣብ ምጽጋን ነፈርትን ምሽማት ነዳድን ከቢድ ብድሆ ኣጋጢምዎ ከምዘሎ ተቓሊዑ። እዚ ዝተቃልዐ፣ ካብ ሰንዓ [...]
ሕማቕ ምስሊ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ጎሊሑ ውዒሉ

ሕማቕ ምስሊ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ጎሊሑ ውዒሉ

Radio Erena: May 5, 2014 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ (World Press Fredom Day) ብቀዳም 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለሉ፣ ሕማቕ ምስሊ ኩነታት ፕረስ ኤርትራ ጎሊሑ ከምዝወዓለ ተሓቢሩ። ጋዜጠኛታት [...]
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር፣ ንሓባራዊ ኣድማዒ ውጽኢት ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር፣ ንሓባራዊ ኣድማዒ ውጽኢት ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ

Radio Erena: May 5, 2014 ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ ጨናፍር ስምረት መንእሰያት ንድሕነት ሃገር ዓውደ መጽናዕቲ የካይዳ ኣለዋ። ስምረት መንእሰያት ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሑ ልዕሊ 80 ጨናፍር ዘለዎ ኮይኑ ኣብ 2012 ዓ/ም [...]
መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊስዎም

መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊስዎም

Radio Erena: May 2, 2014 መንግስቲ ሱዳን 45 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ መሊሱ። እቶም መንግስቲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝመለሶም 45 ኤርትራውያን ናብ ሊብያ ኣብ ዝተበግስሉ ብሓይልታት ጸጥታ እታ ሃገር ተታሒዞም ንኣስ [...]
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

Radio Erena: May 2, 2014 ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት መሰል ሰራሕተኛታት ንምጥባቕ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን ብደረጃ ዓለም ትማሊ ተጸንቢሉ። ኣብ ኤርትራ፣ ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ንሕ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

Radio Erena: May 2, 2014 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብሰሉስ 29 ሚያዝያ ናጻ ከምዝተለቑ ተሓቢሩ። እቶም ካብ ኣዋርሕ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: May 1, 2014 ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 23 ሚዝያዝያ ብምስጢር ኣብ ኣስመራ ዝበጽሐ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ [...]
ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

Radio Erena: May 1, 2014 ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዘሰከፎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብታ ሃገር ንዝነበሩ ልዕሊ 500 ኣባላቱ ኣውጺእዎም። እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ደቡብ ሱዳን ተዋፊሮም ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ልኡኽ ውድብ ሕ [...]
1 542 543 544 545 546 591 5440 / 5908