Category: ዜና ኤርትራ

1 544 545 546 547 548 593 5460 / 5922
መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

መሰል ሰራሕተኛታት ኣብ ዘይክበረላ ኤርትራ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተዘኪሩ

Radio Erena: May 2, 2014 ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት መሰል ሰራሕተኛታት ንምጥባቕ ብዝውጽዑ ሰለማዊ ሰልፍታትን ካልእ ንጥፈታትን ብደረጃ ዓለም ትማሊ ተጸንቢሉ። ኣብ ኤርትራ፣ ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ ንሕ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቕዎም

Radio Erena: May 2, 2014 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብሰሉስ 29 ሚያዝያ ናጻ ከምዝተለቑ ተሓቢሩ። እቶም ካብ ኣዋርሕ ክሳብ ልዕሊ ሓደ ዓመት ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን [...]
ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: May 1, 2014 ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል ኣብ ኤርትራ ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ 23 ሚዝያዝያ ብምስጢር ኣብ ኣስመራ ዝበጽሐ ልኡኽ መንግስቲ እስራኤል፣ ምስ [...]
ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

ው.ሕ.ሃገራት ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ 500 ኣባላቱ ናብ ኡጋንዳ ኣግዒዙ

Radio Erena: May 1, 2014 ኩነታት ደቡብ ሱዳን ዘሰከፎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብታ ሃገር ንዝነበሩ ልዕሊ 500 ኣባላቱ ኣውጺእዎም። እቶም ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ደቡብ ሱዳን ተዋፊሮም ዝነበሩ ሰራሕተኛታት ልኡኽ ውድብ ሕ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሶማል ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: May 1, 2014 ፕረዚደንት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣብ ጅቡቲ ናይ ሓደ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዘካየዶ ዑደት ምስ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ብምርኻብ፣ ንክ [...]
ካብ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ጋሽ ባርካ ክወርዱ ዝተገደዱ ኣስታት 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ገሊጾም

ካብ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ጋሽ ባርካ ክወርዱ ዝተገደዱ ኣስታት 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ገሊጾም

Radio Erena: April 30, 2014 ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ሓያሎ ዓድታት ዞባ ማእከልን ዓንሰባን ናብ ከባቢ ኦምሓጀር ወሪዶም ክሓርሱ ዝወሰኑ ልዕሊ 2 ሽሕ ሓረስቶት፣ ብሰንኪ ምሕደራ መንግስቲ ኣብ ከቢድ ክሳራ ከምዝወደቑ ኣማሪሮ [...]
ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ

Radio Erena: April 30, 2014 ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ሃብቶም መርሓይ ብ28 ለካቲት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረበ፣ ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ብሪጣንያ ዜግነ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ትሽዓተ ጋዜጠኛታትን ብሎገራትን ኣብ ቀይዲ የእትዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ትሽዓተ ጋዜጠኛታትን ብሎገራትን ኣብ ቀይዲ የእትዩ

Radio Erena: April 30, 2014 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናዕቢ ንምልዕዓል ሰሪሕኩም ኢሉ ንዝኸሰሶም ትሽዓተ ጋዜጠኛታትን ኣብ መርበባት ሓበሬታ ዝዝርግሑ ሰባት- ብሎገርስን ኣብ ቀይዲ ብምእታዉ፣ ኣህጉራውያን ትካላት ተጣበቕቲ ጋዜጠ [...]
Ethiopia jails nine journalists, renews crackdown on the press

Ethiopia jails nine journalists, renews crackdown on the press

Radio Erena: April 29, 2014 The Committee to Protect Journalists is alarmed by the Ethiopian government's arrests of nine journalists in one of the w [...]
ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ሃይኮታ- ዕደና ነሓስ ዘለዎ ወፍሪ ናብ 25 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ

ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ሃይኮታ- ዕደና ነሓስ ዘለዎ ወፍሪ ናብ 25 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ

Radio Erena: April 29, 2014 ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ‘ኦርታክ’፣ ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ወፍሪ ናብ 25.37 ሚእታዊት ክብ ከምዘበሎ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ መጀምርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት እዚ፣ ኣብቲ ኣብ ሃይ [...]
1 544 545 546 547 548 593 5460 / 5922