Category: ዜና ኤርትራ

1 538 539 540 541 542 592 5400 / 5916
ኣብ መበል 23 ዓመት ጽምባል ናጽነት ኤርትራ ተሳቲፉ ናብ ዓዱ ዝተመልሰ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን ተቓውሞ ገጢምዎ

ኣብ መበል 23 ዓመት ጽምባል ናጽነት ኤርትራ ተሳቲፉ ናብ ዓዱ ዝተመልሰ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን ተቓውሞ ገጢምዎ

Radio Erena: May 30, 2014 ኣብ ሱዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣንጻር ምምሕዳር እቲ ዞባ ዝቀንዐ ተቓውሞታት ይቕጽል ኣሎ። ነብረቲ እቲ ዞባ ዝተፈለለያ ተቓውሞታት ከካይዱ ከምዝጸንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ መሓመድ ጣህ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብካ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ንሞት ተፈሪዱ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብካ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ንሞት ተፈሪዱ

Radio Erena: May 30, 2014 ኣብ 2011 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዓዋምያ ኣብ ዝተባህለት ኣመንቲ ሽዓ ኣብ ዝነብሩላ ቁሸት ንዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ወዲብካ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ንሞት ከምዝተፈርደ ማዕከናት ዜና ገ [...]
ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 600 ስደተኛታት በቲኖም

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 600 ስደተኛታት በቲኖም

Radio Erena: May 29, 2014 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ንዝበሩ ኣማኤት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ከምዝበተንዎም ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። እቶም ስደተኛታ [...]
መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ህይወት ኣማኢት ሰባት ዝለከመ ሓድሽ ህንጻ ብምፍራሱ ኣርባዕተ መሃንድሳት ክርሸኑ ኣዘዙ

መራሒ ሰሜን ኮርያ፣ ህይወት ኣማኢት ሰባት ዝለከመ ሓድሽ ህንጻ ብምፍራሱ ኣርባዕተ መሃንድሳት ክርሸኑ ኣዘዙ

Radio Erena: May 29, 2014 ኣብ ሰሜን ኮርያ በዓል 23 ደረቢ ሓድሽ ህንጻ ብምፍራሱ፣ ብውሕዱ ኣርባዕተ መሃንድሳትን ኣካየድቲ ስራሕን ክረሸኑ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ኣዚዙ። እቲ ኣብዚ ቀረባ ኣገልግሎት ዝጀመረ ሓድ [...]
“ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንሰራዊት ፈረንሳ ዕላማ ዝገበረ’ዩ ኔሩ” ኣልሸባብ

“ኣብ ጅቡቲ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንሰራዊት ፈረንሳ ዕላማ ዝገበረ’ዩ ኔሩ” ኣልሸባብ

Radio Erena: May 29, 2014 ኣብ ታሪኽ ጅቡቲ ንመጀመርያ እዋኑ ናይ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ኣልሸባብ ብወግዒ ሓላፍነት ወሲዱ። እቲ ብ24 ግንቦት ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ንወትሃደራት ፈረንሳ ዒላማ ዝገበረ ምንባሩ ዝ [...]
“Travel Document for Eritrean refugees in Norway shall be valid for all countries except Eritrea, Ethiopia and Sudan.” UDI

“Travel Document for Eritrean refugees in Norway shall be valid for all countries except Eritrea, Ethiopia and Sudan.” UDI

Radio Erena: May 28, 2014 By granting and renewal of travel documents and immigration passport to citizens of Eritrea, the document shall be valid fo [...]
መንግስቲ ኤርትራ ካብቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ኣህጉራዊ ተነጽሎ ንምግልጋሉ ፊንላንድ ጻዕርታታ ክትቕጽል ምዃና ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ ካብቲ ኣጋጢምዎ ዘሎ ኣህጉራዊ ተነጽሎ ንምግልጋሉ ፊንላንድ ጻዕርታታ ክትቕጽል ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: May 28, 2014 ሚኒስተር ኣህጉራዊ ልምዓትን ምትሕግጋዝን ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ ንኻልኣይ ግዜኡ ናብ ኤርትራ ዑደት ከካይድ ምዃኑ መግለጺ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዕላማ [...]
ኖርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝሃበቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን  ከይገሹ ዝኽልኽል ሓድሽ ሕጊ ተተኣታቱ ኣላ

ኖርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝሃበቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ከይገሹ ዝኽልኽል ሓድሽ ሕጊ ተተኣታቱ ኣላ

Radio Erena: May 28, 2014 ክፍሊ ኢምግሬሽን ኖርወይ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወሃቦም ከም ፓስፖርት ዘገልገልን ናይ መጓዓዝያ ሰነድ፣ ናብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን’ውን ንከይገሹ ዝ [...]
ካብ ኤርትራ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝቐረብ ዘሎ ነሓስ ካብቲ ዝበለጸ’ዩ ተባሂሉ

ካብ ኤርትራ ናብ ዕዳጋ ዓለም ዝቐረብ ዘሎ ነሓስ ካብቲ ዝበለጸ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: May 28, 2014 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ካብ ኤርትር ናብ ዕዳጋ ዘቕርቦ ዘሎ ነሓስ ብዓይነቱ ኣብ ዓለም ካብቲ ዝበለጸ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ቢሻ ናይ ወርቕን ነሓስን ገዚፍ ዕደና ዘካይድ ዘሎ ኣብ ካናዳ ዝመደበሩ ኩ [...]
US to Stand beside Eritreans in a continued search for democratic Eritrea

US to Stand beside Eritreans in a continued search for democratic Eritrea

Radio Erena: May 28, 2014 On behalf of the American people, I welcome the opportunity to send my warmest wishes to the people of Eritrea on the 23rd [...]
1 538 539 540 541 542 592 5400 / 5916