Category: ዜና ኤርትራ

1 523 524 525 526 527 634 5250 / 6338
ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኢሳቕ ኣብርሃም ዝርከቦም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዑቕባ ሓቲቶም

ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኢሳቕ ኣብርሃም ዝርከቦም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ብምስጋር ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena : 20 March 2015  ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኢሳቕ ኣብርሃም ዝርከቦም ስለስተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ብምእታዉ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረ [...]
ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ዓጽያቶ

ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ዓጽያቶ

Radio Erena : 20 March 2015 ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኤምባሲኣ ብሰንኪ ጸጥታዊ ስግኣት ከምዝዓጸወቶ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ትማሊ ሓሙስ 19 መጋቢት ዝተዓጽወ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ጅቡቲ፣ ኣብ ጸጥታ [...]
መራሒ ናይጀርያ ነበር ጀነራል ሳኒ ኣባቻ፣ ካብታ ሃገር እናሰረቀ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ባንክ ዘዋህለሎ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ክምለስ’ዩ

መራሒ ናይጀርያ ነበር ጀነራል ሳኒ ኣባቻ፣ ካብታ ሃገር እናሰረቀ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ባንክ ዘዋህለሎ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ገንዘብ ክምለስ’ዩ

Radio Erena : 20 March 2015 መራሒ ናይጀርያ ነበረ ጀነራል ሳኒ ኣባቻ፣ ካብ ኣታዊታት እታ ሃገር እናሰረቐ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ባንክ ከዚንዎ ዝጸንሐ 380 ሚልዮን ዶላር ናብታ ሃገር ክምለስ'ዩ። እቲ ካብ 1993 ክሳብ [...]
ሱዳን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ብዘለዋ ዝድምና ዕጉብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ

ሱዳን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ብዘለዋ ዝድምና ዕጉብ ምዃኑ ፕረዚደንት ኣልበሽር ገሊጹ

Radio Erena: 19 March 2015 ሱዳን፣ ኤርትራ ምስ እትርከበን ኩለን ጎረባብታ ብዘለዋ ዝምድና ዕጉብ ምዃኑ ፕረዚደንት እታ ሃገር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብ17 መጋቢት ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ [...]
መንገዲ ኣየር ቀጠር ናብ ሞቛድሾ በረራ ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ቀጠር ናብ ሞቛድሾ በረራ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 19 March 2015 መንገዲ ኣየር ቀጠር ከም መቀጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ጅቡትን ኤርትራን ዘካይዶ ዘሎ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ናብ ሶማል'ውን ሓድሽ መስመር ክጅምር'ዩ። እዚ ዝተገልጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓብድርሺድ [...]
ዚምባብዌ 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ

ዚምባብዌ 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ

Radio Erena: 19 March 2015 ዚምባብዌ 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ። እታ ሃገር ነቶም ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝሓተቱ 179 ስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ዓዶም ትመልስ ዘላ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ቤት ፍርዲ ዚምባብዌ ንጉዳዮም ድሕ [...]
ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ ዘርኢ ንጹር ስእሊ ከምዝረኸቡ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ኣቦ መንበር መንበር መርማሪት ኮሚሽን ኣፍሊጡ

ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ ዘርኢ ንጹር ስእሊ ከምዝረኸቡ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ኣቦ መንበር መንበር መርማሪት ኮሚሽን ኣፍሊጡ

Radio Erena : 18 March 2015 ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ከተጻሪ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘት መርማሪት ኮሚሽን፣ ኣብ ኤርትራ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ ዘርኢ ንጹር ስእሊ ከምዝረኸበት ኣረጋጊጻ። ኣቦ መንበር ናይ [...]
ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽል፣ ብዘይመጽለሊ ዝተረፉ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ድማ ናብ ስድራቤታቶምን ኣዝማዶምን ይዕቖቡ

ምፍራስ ኣባይቲ ይቕጽል፣ ብዘይመጽለሊ ዝተረፉ ነበርቲ ከተማ ዓዲ ቀይሕ ድማ ናብ ስድራቤታቶምን ኣዝማዶምን ይዕቖቡ

Radio Erena : 18 March 2015 ምፍራስ ኣባይቲ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ 10ታት ስድራቤታት ብዘይዝኾነ መጽለሊ ብምትራፎም ናብ ቤተሰብን ኣዝማድን ክዕቖቡ ተገዲዶም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ናብ ሰ [...]
ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ‘Sound of Torture’ ካብ ጽባሕ ጀሚራ ኣብ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ክትቐርብ’ያ

ንስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ‘Sound of Torture’ ካብ ጽባሕ ጀሚራ ኣብ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ክትቐርብ’ያ

Radio Erena: 17 March 2015 ድምጺ ስቕያት ወይ 'Sound of Torture' ዘርእስታ ንስቓይ ኤርትራውዯን ኣብ ሲናይ እተንጸባርቕ ደኩመንታሪ ፊልም ኣብቲ ብቋንቋ እንግሊዝ ዝፍኖ መደበር ቴሌቪዥን ኣልጀዚራ ኢንተርናሽናል ክ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣባላት ኦነግ ኣብ ኣፋምቦ ተኣሲሮም ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ኣባላት ኦነግ ኣብ ኣፋምቦ ተኣሲሮም ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 17 March 2015 ሓያሎ ኣባላት ናይቲ ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ግንባር ሓርነት ኦርሞ፣ ኣብ ኣፋምቦ ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዶም ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ቁጽሮም ብልክዕ ክፍለጥ ዘይ [...]
1 523 524 525 526 527 634 5250 / 6338