Category: ዜና ኤርትራ

ኩለን ደቂንስትዮ ናብ ታዕሊም ዝወርዳሉ ግዜ ናብ ካልእ ኣዋን ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 28 April 2015 ን23 ሚያዝያ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ዝተነግረን ደቂንስትዮ ብብዝሒ ክርከባ ብዘይምኽኣለን ናብ ካልእ እዋን ተሰጋጊሩ። ኩለን'ተን ካብ 18 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኤን ታዕሊም ዝግብአን ናብ ታዕሊም [...]

ኣልሸባብ፣ ሰለስተ ሰበ ስልጣን ሶማል ቀንጺሉ
Radio Erena: 28 April 2015 ተዳኺሙ'ዩ ክብሃል ዝጸንሐ ሽበራዊ ጉጅለ ኣልሸብባ፣ ኣብ ሶማልን ኬንያን እቲ ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ምህክላዉ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ እቲ ሽበራዊ ጉጅለ ሰለስተ ስበ ስልጣን ፈደራላዊ መንግስ [...]

Update: ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንግዳያት ባሕሪን ኣረሜናዊ ዳዕሽን ሽምዓ ብምብራህ ይዝክሩ፣ ኣብ ኤርትራ ግና ብሰንኪ ራዕዲ ህዝቢ ሓዘኑ ብወግዒ ክገልጽ ኣይከኣለን
Radio Erena: 27 April 2015 ኣብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝነብሩ ኤርትራውያን ንግዳያት ባሕሪ ሜዲተራንያንን ኣብ ሊብያ ብኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዕሽ ንዝተቐትሉ ንጹሃት ስደተኛታትን ሽምዓ ብምብራህ ይዝክሩ ምህላዎም ካብ ዝተፈላ [...]

UNHCR፣ ኣብ ማእከላይ ባህሪ ካብ ዝጠሃሉ ኣስታት 700 ስደተኛታት እቶም 350 ኤርትራውያን’ዮም ክብል ምግላጹ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣቖጢዑ
Radio Erena: 27 April 2015 ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት UNHCR ካብቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣስታት 700 ስደተኛታት እቶም ኣስታት 350 ኤርትራውያን'ዮም ክብል ምግላጹ ንመን [...]

ሓይልታት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ(NATO) ኣብ ጅቡቲ ቤት ጽሕፈት ከፊቱ
Radio Erena: 27 April 2015 ብምትእኽኻብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ዝቖመ ወትሃደራዊ ሓይሊ ኔቶ ኣብ ጅቡቲ ቤት ጽሕፈት ዝኸፈትሉ ምኽንያት፣ ኣንጻር ሽፍትነት ባሕሪ ብሓባር ንምቅላስ ዝብል ጉልባብ እኳ እንተተዋህቦ፣ ኣብ የ [...]

መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብሰንኪ ዘጋጥም ዘሎ ብዝሒ ሞት ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዶም
Radio Erena : 24 April 2015 መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ህጹጽ ውሳኔ ንምሕላፍ ትማሊ ሓሙስ 23 ሚያዝያ ተኣኪቦም። እቶም መራሕቲ ኣብ ከተማ ብራስለስ ዘካየድዎ ኣኼባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዘ [...]

ትማሊ 23 ሚያዝያ ናብ ታዕሊም ክወርዳ ዝተሓበረን ደቂንስትዮ ብብዝሒ ከምዘይተረኽባ ተሓቢሩ
Radio Erena : 24 April 2015 ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክወርዳ ትማሊ 23 ሚያዝያ ክብገሳ ዝተነግረን ኣብ ሓያሎ ምምሕዳራት ኣስመራ ዝርከባ ደቂንስትዮ፣ ከምቲ መንግስቲ ዝተጸበዮ ብዝሒ ከምዘይተበግሳ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]

ግብጺ ካብ ሃገራት ዓረብ 6 ቢልዮን ዶላር ልቃሕ ረኺባ
Radio Erena : 24 April 2015 ግብጺ ካብ ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ፊናንስያዊ ልቃሕ ረኺባ። እቲ ስዑዲ ዓረብ፣ ኩዌትን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ነፍሲ ወከፈን ዝለገስኦ ከክልተ ቢልዮን ዶላር ፊናንስያዊ ልቃ [...]

ኮሚሽን ኤውሮጳን ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘትዮም
Radio Erena: 23 April 2015 ኮሚሽነር ሕብረት ኤውሮጳ ዦን ክሉድ ጁንከር፣ ምስቲ ብኮምሽነር ዶክተር ድላሚኒ ዙማ ዝተምረሐ ወከልቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ ብምርኻብ፣ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጸጥታ፣ ደሞክራስ [...]

ኣልሸባብ፣ ኣብ ቤት መግቢ ብዘጻወዶ ነታጕ ብውሕዱ 10 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 23 April 2015 ኣልሸባብ ከም መቀጸልታ ናይቲ ኣብ ሶማልያን ዶባት ኬንያን ከካይዶ ዝጸንሐ ተኸታታሊ ሽበራዊ መጥቃዕታት፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ ኣብ ሓደ ቤት መግቢ መኪና ነታጕ ብምጽዋድ ብውሕዱ 10 ሰባት ቀቲሉ። [...]