Category: ዜና ኤርትራ

1 516 517 518 519 520 591 5180 / 5909
መንግስቲ ኮስታሪካ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ቀይዱ

መንግስቲ ኮስታሪካ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ቀይዱ

Radio Erena: 16 September, 2014 መንግስቲ ኮስታሪካ፣ ኣርዕተ ኤርትራውያን ኣብ ቀይዲ የእትዩ። እቶም ዝኾነ ሰነድ ዘይነበረኦም ኣርባዕተ ኤርትራውያን ዶባት ሃገራት ላቲን ኣመሪካ እናቖራረጹ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ [...]
ሊብያ ምስ ቀጠርን ሱዳንን ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ምዅና ኣጠንቂቓ

ሊብያ ምስ ቀጠርን ሱዳንን ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ምዅና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 16 September, 2014 ሊብያ ምስ ሱዳንን ቀጠርን ዘለዋ ዝምድና ክትበትኽ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ። መንግስቲ ሊብያ ነዚ መጠንቀቕታ ዘቕርብ ዘሎ፣ ሱዳንን ቀጠርን ተሓባቢረን ንተቓወምቲ እታ ሃገር የዕጥቓ ኣለዋ ብ [...]
ኣብ ሓንቲ ጃልባ ዝተጠርነፉ 15 ኤርትራውያን ኣብ የመን ወደብ ሳሊፍ ድሕሪ ምእታው ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተረጋጊጹ

ኣብ ሓንቲ ጃልባ ዝተጠርነፉ 15 ኤርትራውያን ኣብ የመን ወደብ ሳሊፍ ድሕሪ ምእታው ዑቕባ ከምዝሓተቱ ተረጋጊጹ

Radio Erena: 15 September, 2014 ኣብ ሓንቲ ጃልባ ዝተጠርነፉ 15 ኤርትራውያን ኣብ የመን ወደባዊት ከተማ ሖዴዳ ድሕሪ ምእታዉ ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምንጭታት ዜና የመን ኣረጋጊጾም። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ምዕራባዊ ወደባዊ [...]
ካምፓላ ብሰንኪ ስግኣት ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ውዒላ

ካምፓላ ብሰንኪ ስግኣት ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ቀዳምን ሰንበትን ኣብ ጽኑዕ ሓለዋን ተፍትሽን ውዒላ

Radio Erena: 15 September, 2014 ከተማ ካምፓላ፣ ካብ ስግኣት ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ትማሊ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ጽኑዕ ጸጥታዊ ሓለዋ ከምዝነበረት ተገሊጹ። ሓይልታት ጸጥታ ኣብ ካምፓላ ልዑል ጸጥታዊ ሓለዋን ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት [...]
ንኢትዮጵያን ወደብ ጅቡትን ዘራኽብ ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ብልዕሊ 196 ሚልዮን ዶላር ክህነጽ ምስ ቻይናዊ ኩባንያ ስምምዕ ተኻይዱ

ንኢትዮጵያን ወደብ ጅቡትን ዘራኽብ ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ብልዕሊ 196 ሚልዮን ዶላር ክህነጽ ምስ ቻይናዊ ኩባንያ ስምምዕ ተኻይዱ

Radio Erena: 15 September, 2014 ንኢትዮጵያን ጅቡትን ዘራኽብ ሓድሽ ናይ ቅጥራን ጽርግያ፣ ብኣስታት 196 ሚልዮን ዶላር ክህነጽ ስምምዕ ተቢጺሑ። እቲ ብድሬዳዋ ብቀጥታ ናብ ወደብ ጅቡቲ ዘራኽብ ናይ ቅጥራን ጽርግያ፣ 85 [...]
ኣርተ ዝተባህለ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደባርት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ፣ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያንን ኣብ ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ መከራታትን ዘተኮረ መደብ ኣቕሪቡ

ኣርተ ዝተባህለ ሓደ ካብ ዓበይቲ መደባርት ቴሌቪዥን ኤውሮጳ፣ ጠንቂ ስደት ኤርትራውያንን ኣብ ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ መከራታትን ዘተኮረ መደብ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 12 September, 2014 ስደት ኤርትራውያን ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ዓቢ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ብቋንቋታት ፈረንሳንን ጀርመንን እትፍኖ መደበር ቴሌቪዥን ኣርተ፣ ጠንቒ ስደት ኤርትራውያን ኣብ ሲና [...]
ኢዱቴክ ዝተባህለ ኩባንያ ብሪጣንያ፣ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ንዝመወሎ ፕሮጀክት ከምዘታለለ ተገሊጹ

ኢዱቴክ ዝተባህለ ኩባንያ ብሪጣንያ፣ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ኣብ ኤርትራ ንዝመወሎ ፕሮጀክት ከምዘታለለ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 September, 2014 ኣብ ኤርትራ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ከዳሉ ምስ ባንክ ልምዓት ባንክ ኣፍሪቃ ውዕል ዝኸተመ 'ኢዱቴክ' ዝተባህለ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ብልሽውና ፈጺሙ ክብል እቲ ባንክ ገሊጹ። እቲ ናይ ብሪጣ [...]
ምስፍሕፋሕ ኢቦላ፣ ስግኣት ይፈጥር

ምስፍሕፋሕ ኢቦላ፣ ስግኣት ይፈጥር

Radio Erena: 11 September, 2014 ሕብረት ኣፍሪቃ ብሰንኪ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኢቦላ፣ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ሕብረት ኣብ ኣድስ ኣበባ ኣብ ዘካይዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ነዚ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናለሓመ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ስግረ ዶብ እሱራት ይፈትሕ ምህላዉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ናይ ስግረ ዶብ እሱራት ይፈትሕ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena : 10 September, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ብስግረ ዶብን ካልእ ምስኡ ዝተተሓሓዘ ምኽንያታትን ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ልዕሊ 200 ኤርትራውያን ካብ ዝተፈላለየ ኣብያተ ምእሰርቲ ከምዝለቐቐ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢ [...]
ፕረዚደንታት ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳያት ናይል፣ ቀይሕባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

ፕረዚደንታት ኤርትራን ግብጽን ኣብ ጉዳያት ናይል፣ ቀይሕባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

Radio Erena : 10 September, 2014 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ጉዳያት ናይልን፣ ቀይሕባ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ንምዝርራብ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ። ክልቲኦም [...]
1 516 517 518 519 520 591 5180 / 5909