Category: ዜና ኤርትራ

1 514 515 516 517 518 634 5160 / 6339
ንፕረዚደንት ኬንያታ ዝጸዓነት ነፋሪት፣ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ካብ ኤርትራ ፍቓድ ረኺባ ምንባራ ተገሊጹ

ንፕረዚደንት ኬንያታ ዝጸዓነት ነፋሪት፣ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ካብ ኤርትራ ፍቓድ ረኺባ ምንባራ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 May 2015 ብሃንድበት ክትምለስ ዝተገደደት ንፕረዚደንት ኡሁሪ ኬንያታ ዝጸዓነት ነፋሪት፣ ብክሊ ኣየር ኤርትራ ክትሓልፍ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ፍቓድ ረኺባ ምንባራ ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኬንያ ኣቶ በ [...]
ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ይኽበር ኣሎ

ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ብደረጃ ዓለም ይኽበር ኣሎ

Radio Erena : 01 May 2015 ሓደ ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሎሚ ብደረጃ ዓለም ይኽበር ኣሎ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያ ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈታትን [...]
ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ሓያሎ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከቲመን፣ ወከልቲ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ደሴታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

ኤርትራን ስዑዲ ዓረብን ሓያሎ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከቲመን፣ ወከልቲ ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ደሴታት ኤርትራ ዑደት ኣካይዶም

Radio Erena : 01 May 2015 ኤርትራን ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ብሓባር ክሰርሓ ተሰማሚዐን። ብዘይካ'ዚ'ውን ክልትኤን ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስነን ሃገራት፣ ሓያሎ ወትሃደራዊ ስምምዓት ከምዘካየዳ'ውን ምንጭታት ዜና ካብ ማ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሊብያ ንዝርከቡ ዜጋታታ ንምውጽእ ልኡኽ መንግስቲ ክትሰድድ ምዃና ትገልጽ ኣላ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሊብያ ንዝርከቡ ዜጋታታ ንምውጽእ ልኡኽ መንግስቲ ክትሰድድ ምዃና ትገልጽ ኣላ

Radio Erena : 01 May 2015 ኢትዮጵያ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ዜጋታት ንምውጻእ ዝዓለም ዝርርብ ንምክያድ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ሃገር ከምርሕ ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተር ምስ ሪፖረ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ክህቦ ዝወጠነ 320 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ቅድመ- ኩነት ክገብረሉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ጸዊዑ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ክህቦ ዝወጠነ 320 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ቅድመ- ኩነት ክገብረሉ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ጸዊዑ

Radio Erena: 30 April 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ክህቦ ወጢኑ ዘሎ ኣስታት 320 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ፣ ቅድመ ኩነት ክገብረሉ ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ጸዊዑ። እቲ ን [...]
ኣብ የመን ዒላምኡ ዝሰሓተ ሚሳይል 30 ስደተኛታት ቀቲሉ

ኣብ የመን ዒላምኡ ዝሰሓተ ሚሳይል 30 ስደተኛታት ቀቲሉ

Radio Erena: 30 April 2015 ኣብ የመን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ዒላምኡ ዝሰሓተ ሚሳይል 30 ስደተኛታት ከምዝቐተለ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። ሓያሎ ካብቶም ዝተቐትሉ ስደተኛታት ቆልዑን ደቂንስትዮን ምዃኖም ዝሓበራ [...]
Update: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት የመን ንምዝርራብ  ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ

Update: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት የመን ንምዝርራብ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ

Radio Erena: 29 April 2015 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ኩነታት የመን ንምዝርራብ ትማሊ ሮቡዕ 29 ሚያዝያ ኣብ ሰዓታት ናይ ንግሆ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣትዩ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ወራስ ዓራት እታ ሃገር [...]
ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንግዳያት ባሕሪን ኣረሜናዊ ዳዕሽን ዝገብርዎ ዘሎ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል

ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንግዳያት ባሕሪን ኣረሜናዊ ዳዕሽን ዝገብርዎ ዘሎ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል

Radio Erena : 29 April 2015 ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንግዳያት ባሕሪ ኣረሜናዊ ጉጅለ ዳዒሽን ዝገብርዎ ዘሎ ናይ ሽምዓ ዝኽሪ ብዝሓየለ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ካናዳ [...]
ፕረዚደንት ኬንያ ዝጸዓነት ነፋሪት ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምእታዋ፣ ብህጹጽ ክትምለስ መጠንቐቕታ ከምዝተዋህባ ምንጭታት ሓይሊ ኣየር ኣረጋጊጾም

ፕረዚደንት ኬንያ ዝጸዓነት ነፋሪት ብዘይፍቓድ ናብ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምእታዋ፣ ብህጹጽ ክትምለስ መጠንቐቕታ ከምዝተዋህባ ምንጭታት ሓይሊ ኣየር ኣረጋጊጾም

Radio Erena : 29 April 2015 ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዝጸዓነት ፍልይቲ ነፋሪት ብዘይፍቓድ ኣብ ክሊ ኣየር ኤርትራ ብምእታዋ፣ ካብ ወገን ምክልኻል ክሊ ኣየር ኤርትራ ብዝተዋህባ መጠንቐቕታ ክትምለስ ከምዝተገደደት ምን [...]
ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር 94.5 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር 94.5 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena : 29 April 2015 ን26 ዓመታት ኣብ ስልጣን ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ልዕሊ 94.5 ሚእታዊት ድምጺ ብምርካብ ከምዝተዓወተ ተ [...]
1 514 515 516 517 518 634 5160 / 6339