Category: ዜና ኤርትራ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ግብጺ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዑደት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: 06 May 2015 ሎሚ ሮቡዕ 6 ግንቦት ናብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ንምዝርራብ ናብ ኣስመራ ኣምሪሑ። ኣፈኛ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ናይ ወጻኢ ዜጋታት ብሞት ቀጺዓ
Radio Erena: 06 May 2015 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብቅትለትን ብብዝረት ዝተሰነየ ዝምታን ዝተኸሱ ሓደ ኤርትራዊ ዝርከቦም ሓሙሽተ ዜጋታት ወጻኢ፣ ብሞት ከምዝተቀጽዑ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስተሪ ኣ [...]

ሰኔጋል፣ ሰራዊታ ናብ ዶብ የመን ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 06 May 2015 ሰኔጋል፣ ነቲ ብስዑዲ ዓረብ ተመሪሑ ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ወትሃደራዊ ወፍሪ ብምድጋፍ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ዝስለፍ 2100 ወትሃደራት ናብ የመን ንምውፋር ድልውቲ ምህላዋ ሚኒስተር ጉዳያ [...]

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳንን መራሒ ተቓዋሚን ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 06 May 2015 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ኬሪ፣ ንፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን መራሒ ተቓዋሚ ሬክ ማሻርን ኣጠንቁቑ። እቲ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ኣብ ኬንያ ኣብ ዘካየዶ ዑደት፣ ን [...]

ብኤርትራ ዝተዋፈሩ ዕሱባት፣ ጸጥታ ጅቡቲ ንምዝራግ ይሰርሑ ኣለዉ ክብል ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ወቒሱ
Radio Erena: 05 May 2015 ኤርትራ ንጸጥታ ጅቡቲ ንምዝራግ ትሰርሕ ኣላ ክብል ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ሓሰን ዑመር መሓመድ ወቒሱ። እቲ ሚኒስትር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኤርትራ ዕሱባት ብምውፋር፣ ኣብ ውሽጢ [...]

ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ዝተኸሰሱ ክልተ መኮንናት ሰራዊት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 05 May 2015 ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ክነጥፉ ጸኒሖም ንዝበሎም ክልተ መኮንናት ሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ማዕከናት ዜና ሱዳን ይጠቕሳ ኣለዋ። እቶም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳ [...]

ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ስም ኣልሸባብ ከይጠቕሳ ኣጠንቁቑ
Radio Erena: 05 May 2015 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ስም 'ኣልሸባብ' ከይጠቕሳ ዝኽልክል ሓድሽ ኣዋጅ ኣውጺኡ። እቲ መንግስቲ ንኹለን እተን ናይ መንግስቲ ይኹና ናይ ብሕቲ ማዕከናት ዜና ኣብ ዝልኣኾ [...]

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰምበት ጥራይ ልዕሊ 4,500 ሰባት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ድሒኖም
Radio Erena: 04 May 2015 ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኤውሮጳን ኣብ ጉዕዞኦም ዘጋጥም ናይ ሞት ሓደጋታትን ገኒኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰምበት ጥራይ ልዕሊ 4,500 ሰባት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ [...]

ኣብ እስራኤል ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ጥርኑፍ ጉጅለ ዳዕሽን ናይ ዝኽሪ መደብ ተኻዪዱ
Radio Erena: 04 May 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪን ጥርኑፍ ጉጅለ ዳዕሽን ናይ ዝኽሪ መደብ ኣካይዶም። እቲ ብቀዳም ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ፡ ኣብቲ ብእንዳሳዕሪ ዝፍለጥ ከባ [...]

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ
Radio Erena: 03 May 2015 እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝዝከር ዘሎ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ዓለም፣ ህዝቢ ሓሳቡ ብናጻ ናይ ምግላጽ መሰል ተሓሪሙ ምህላዉ ኣጉሊሑ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓ [...]