Category: ዜና ኤርትራ

1 496 497 498 499 500 522 4980 / 5217

በረራታት ንምጅማር ተዳልዩ ዘሎ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ነፈርቲ ንምክራይ ምስ ቻይናዊ ኩባንያ ይዘራረብ ከምዘሎ ተገሊጹ

መንገዲ ኣየር ኤርትራ በረርኡ ደው ድሕሪ ምባሉ፣ ሓድሽ መንገዲ ኣየር ማሳዋ በረራታቱ ንምጅምራ ብበዓል መዚ ሲቪል ኣቭየሽን ኤርትራ ተዳልዩ ከምዘሎ ሲ.ኤች ኣቭየሽን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ገሊጹ። መንገዲ ኣየር ማሳዋ፣ ብሓንቲ ንእሽቶ ና [...]

Khartoum mediating indirect talks between Ethiopia and Eritrea

Ethiopia and Eritrea are in secret talks mediated by Khartoum with a view to end the historic conflict between the two nations. Sudan’s President Omar [...]

ኤርትራ ብብልሽውና ምስተን ቀዳሞት 20 ሃገራት ዓለም ተሰሪዓ

ትራንስፓረንሲ ኢንተርናሽናል ኣቕሪብዎ ብዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ፣ ካብ 173 ሃገራት እታ ብብልሽውና ኣብ ቅድሚት እትስራዕ ሃገር ሶማል ክትከውን እንከላ፣ ኤርትራ ድማ 17 ደረጃ ጥራይ ድሒራ፣ ምስ ቀዳሞት 20 ተሰሪዓ ኣላ። እታ ብብልሽውና ዘይ [...]

ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ዜጋታቶም ተዋፊሮም ምህላዎም ተገሊጹ

ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ብዝልዓለ ከምዝነጥፉ ኣብ ሽወደንን ሆላንድን ዝተኻየደ መጽናዕታት ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ፣ ዶባት ንዝሰግሩ ሰባት ጅሆ ብምሓዝ ገንዘብ እንተዘይከፊሎም [...]

Eritrea’s military is trafficking the nation’s children, report says

Senior military officers kidnap and hold to ransom youngsters, and many are sold on to human traffickers, according to report Eritrean youths are bein [...]

ኣብ መዓስከር ሸገረብ፣ ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ጭውያ፣ ንስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ መዓስከር ሸገረብ ብኣባላት ጸጥታ መግስቲ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ምጭዋይ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩሎም ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ገሊጾም። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ሜጀረ ሓጎስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ካብ ሃይፋ ጀዲዳ ዝተባህለ [...]

ጀ/ል ስብሓት ኤፍሬም ካብ ተቓውሞ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምኽዋል ብጎልፎ ተጎልቢቡ እናሃደመ ዘርኢ ስእሊ ምዝርግሑ ንደገፍቲ ህግደፍ ኣቖጢዑ

ኣብ ሽወደን ብምስጢር ኣኼባ ንምክያድ ዝኣተወ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፣ ኣንጻሩ ድሕሪ ዝተወልዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ፣ ብደገፍቲ ህግደፍ ጎልፎ ተጎልቢቡ ካብቲ ኣዳራሽ ተሓቢኡ ክወጽእ ዘርኢ ስእሊ ብማዕከን ዜና ኤክፕረስን ምዝርግሑ፣ ንደገፍቲ [...]

“ፖሊስ ኬንያ ኣብ ምህዳን ዝተሰወሩ ተጻወቲ ሃ.ጋ ኤርትራ ተዋፊሮም ኣለው።” ኮሚቴ ሴካፋ

ፖሊስ ኬንያ፣ ነቶም ካብ ሰንበት ንግሆ ኣትሒዞም ተሰዊሮም ዘለዉ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ምንዳይ ተዋፊሩ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣፈኛ ሴካፋ፣ ሮጀር ሙሊንድዋ ንማዕከን ዜና ካዎዎ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፖሊስ ኬንያ ነቶም [...]

Refugees at Shagarab Camp in Sudan complain about kidnappings by Eritrean Authorities

(kassala 02-12-2013) An Eritrean man known as Major Hagos, was kidnapped from an area called Hayfa Jedida where he was working as a construction worke [...]

ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ምስ ውሑዳት ኣባላት ህግደፍ ኣብ ሽወደን ብምስጢር ከካይዶ ዝወጠኖ ዕጹው ኣኼባ፣ ተቓውሞ ገጢምዎ

ሚኒስተር ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም፣ ኣብ ሽወደን ደቡባዊ ክ አተማ ስቶኮልም ኣብ ሄግዳልን ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ፣ ንፍሉያት ኣባላትን ደገፍትን ህግደፍ ብምስጢር ከካይዶ ዝወጠነ ዕጹው ኣኼባ፣ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስ [...]
1 496 497 498 499 500 522 4980 / 5217