Category: ዜና ኤርትራ

1 495 496 497 498 499 517 4970 / 5164
የመን፣ብጉዳይ ምትሓዝ የመናውያን ገፍፈቲ ዓሳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ተጠንቕቕ

የመን፣ብጉዳይ ምትሓዝ የመናውያን ገፍፈቲ ዓሳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ተጠንቕቕ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ዝኽተሎ ዘሎ ኣካያዳ ምትዕርራይ እንተዘይገይርሉ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ገፈፍቲ ዓሳ ተመሳሳሊ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ክብል ምክትል ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር ዓብደላ ባስንቡል ኣጠ [...]

ኣብ ላምፔዱሳ ጥሒሎም ዝሞቱ ኣምኢት ኤርትራውያን ስነ ስርዓት ቀብሮም ኣብ ከተማታት ኢጣልያ ክካየድ ምዃኑ ተግሊጹ

ኣብ ላምፔዱሳ ጥሒሎም ዝሞቱ ኣማኢት ኤርትራውያን ስነ ስርዓት ቀብሮም ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኢጣልያ ክካየድ ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና ኢጣልያ ኣንሳ- ሓቢሩ። ኣብታ 500 ኤርትራውያን ጽዒና ብ 3 ትቕምቲ ኣብ ላምፔዱሳ ዝጠሓለት ጀልባ ናይ [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ዝሞቱ 311 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ቀብሪ ክግበረሎም ጻውዒት ቐሪቡ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ዝሞቱ 311 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ስነ ስርዓት ቀብሪ ክግበረሎም ጻውዒት ቐሪቡ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ናይ ዝሞቱ ኤርራውያን ተረኺቡ ዘሎ ሬሳ 311 በጺሕሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሬሳ ናይቶም ኤርትራውያን ኣብ መበቖል ዓዶም ኤርትራ ንቡር ሓመድ ኣዳም ክለብስ ጻውዒት ይግብር ኣሎ።   መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ዘይሕጋ [...]

ዋንነት እስራኤል ዝኾነት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብ ኣስመራ ብሃንደብት ዓሊባ

ዋንነት እስራኤል ዝኾነ ቦይንግ 767 ዝዓይነታ ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ናብ ሮቡዕ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብሃንደበት ከምዝዓለበት ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም።  መንነቶም ዘይተፈልጡ ልዕሊ 10 [...]
ጠንቒ ምጥሓል እታ ልዕሊ 250 ኤርትራውያን ዘህለቀት ጃልባ’ዩ ዝተባህለ ቱኒዝያዊ ካፕቴን ኣብ ቀይዲ ኣትዩ

ጠንቒ ምጥሓል እታ ልዕሊ 250 ኤርትራውያን ዘህለቀት ጃልባ’ዩ ዝተባህለ ቱኒዝያዊ ካፕቴን ኣብ ቀይዲ ኣትዩ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ህይወት ልዕሊ 250 ኤርትራውያን ዘህለቐ ናይ ምጥሓል ሓደጋ፣ ጠንቂ'ቲ ሓደጋ ዝኾነ መራሒ እታ ጃልባ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ሰበ ስልጣን ኢጣልያ ሓቢሮም። እቲ ካልድ ቤን ሳልም ዝተባህለ ቱኒዝዊ መራሒ ጃልባ፣ ነ [...]
ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ ብፖሊስ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ

ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኢትዮጵያ ብፖሊስ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ ብፖሊስ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ስደተኛ ስነ ስርዓት ቀብሩ፣ ኣብ እንዳገብርኤል መቓብር ስደተኛታት ዓዲ ሓሩሽ ሓመድ ኣዳም ከምዝለበሰ፣ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ብስእሊ ኣሰንዮም ኣብ ዝሰደዱልና ሓበሬታ [...]

ብሰንኪ ኣብያ መማህራን፣ ኣብ ሓያሎ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ኣይከኣለን

ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ፣ መማህራን ክርከቡ ብዘይምኽኣሎም ስሩዕ ትምህርቲ ክጅምር ስለዘይክኣለ ወለዲ መረርኦም ይገልጹ ኣለዉ።   ሬድዮ ኤረና ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቕረብቶ ጸብጻብ፣ ኣብ ዞባታት ዓንሰባን ደቡብን ኣብ ሕእያ [...]

ኣብ ማይ ዓይኒ ዝጀመረ ተቓውሞ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዓዲ ሓሩሽ’ውን ልሒሙ

ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ኣብ ዝርከብ መዓስከረ ስደተኛታት ማይዓይኒ ዝጀመረ ሰልፊ ናብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ’ውን ከምዝልሓመ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ መዓስከር ኣረጋጊጾም።   እቲ ሎሚ ንግሆ ኣብ መዕእስከር ዓዱ ሓርሽ ዝጀመረ ናይ ተ [...]

ካቢኔ ሚኒስተራት ኤርትራ፣ ነቶም ብሰንኪ ስደት፣ ምእሳርን ሞትን ዝተፈልዩ ሰለስተ ሚኒስተራት ከይተክአ ስሩዕ ኣኼባ የካይድ ኣሎ

ኣብቲ ካብ 1 ጥቕምቲ ኣትሒዙ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት፣ እቲ ካቢነ ኣስታት ሓደ ርብዒ ካብ ኣባላቱ ኣብ ዘይተረኽብሉ’ዩ ብዛዕባ መጻኢ መደባት 2014 ዝዝቲ ዘሎ።   ሰለስተ ካብተን ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቖማ ኣካላት [...]

ኣብ ጋማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣብ ዝጠሓለት ካልኣይቲ ጃልባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 130 በጺሑ

         ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ዝጸዓነት ካልኣይቲ ጃልባ ድሕሪ ምጥሓላ ብውሕዱ 130 ሰባት ሞይቶም።         ሰበ ስልጣን ኢጣልያ 140 ሰባት ብህይወት ከምዘድሓኑ ክ [...]
1 495 496 497 498 499 517 4970 / 5164