Category: ዜና ኤርትራ

ንእስራኤላዊ ወትሃደር ብኻራ ዘቑሰለ ሱዳናዊ ስደተኛ ተቐቲሉ
Radio Erena: 08 February 2016 ንእስራኤላዊ ወትሃደር ብኻራ ዘቑሰለ ሱዳናዊ ስደተኛ ብካልእ ወትሃደር ከምዝተቐትለ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ትማሊ ሰንበት 7 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣሽኸሎን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሓደ [...]

ምምሕዳር ካሌ፣ ብስደተኛታት ንዝተሃንጻ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ኣዕንዩ
Radio Erena: 05 February 2016 ምምሕዳር ከተማ ካሌ ናይ ፈረንሳ፣ ብስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተሃንጸት ቤተ ክርስትያን ኣዕንዩ። እቲ ምምሕዳር፣ ነታ ናብ ብሪጣንያን ንምስጋር ኣብ ኣብ ጫካታት ካሌ ብዝተኣኻኸቡ ዜጋ [...]

ዕላማ ዑደት ሰለስተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ናብ ኤርትራ የዘራርብ
Radio Erena: 05 February 2016 ሰለስተ ኣባላታ ፈደራላዊ ፓርላማ ስዊዘርላናድ ናብ ኤርትር ዑደት ከካይዱ ምዃኖም ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ኣዘራራቢ ኮይኑ። እቶም ኣባላት ፓርላማ ናብ ኤርትራ [...]

ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያ ንኣፍሪቃ ብምውካል ኣባል ባይቶ ጸጥታ ክትከውን ደጊፉ
Radio Erena: 05 February 2016 ኢትዮጵያ ንኣፍሪቃ ብምውካል ኣባል ባይቶ ጸጥታሕቡራት ሃገራት ንኽትከውን ሕብረት ኣፍሪቃ ዘለዎ ደገፍ ከምዝገለጸ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሮም። ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ካብ 30 ክሳ [...]

ኣብ ኣንጎላ፣ ኣንጻር እቲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝቐተለ ተላባዒ ሕማም ጎስጓስ ይካየድ
Radio Erena: 04 February 2016 ኣንጎላ፣ ኣንጻር እቲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ዝቐተለ ሕማም ወይቦ (Yellow Fever) ጽዑቕ ጎስጓስ ጀሚራ። እታ ሃገር ጠንቒ'ቲ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ብሃንደበት ዝተላብዐን [...]

መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዘሎ ክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ተሓኤ ክልቀቑ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 04 February 2016 ኣባላት ጸጥታ ሱዳን፣ ንክልተ ላዕለዎት ኣባላት መሪሕነት ደምበ ተቓውሞ ቀይዶም። እቶም ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳም 30 ጥሪ ኣብ ከሰላ ዝተቐየዱ ኣባላት መሪሕነት ደምበ ተቓውሞ፣ መራሒ ተጋድሎ ሓር [...]

ቻይና፣ ኣብ ጅቡቲ ምህናጽ ቀዋሚ መዓስከር ሓይሊ ባህሪ ክትጅምር’ያ
Radio Erena: 04 February 2016 ቻይና ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ፣ መዓስከር ሓይሊ ባሕሪ ምህናጽ ክትጅምር ምዃና ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ጉለ ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት ምስ ሮይተርስ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ፣ ቻይና ማዕረ [...]

ሰለስተ ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ከምርሑ’ዮም
Radio Erena: 03 February 2016 ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ንምዝርራብ ናብ ኤርትራ ከምርሑ'ዮም። እቶም ኣባላት ፓርላማ ስዊዘርላንድ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ቆንስል መንግስቲ [...]

ካብ ሞቛድሾ ናብ ጅቡቲ ተመርሕ ዝነበረት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ነትጕ ብሃንደበት ዓሊባ
Radio Erena: 03 February 2016 ካብ ሶማልያ ናብ ጅቡቲ እትበርር ዝነበረት ናይ መጓዓዝያነፋሪት፣ ኣብ ውሽጣ ብዘጋጠመ ነትጕ ብሃንደበት ክትዓልብ ተገዲዳ። እታ ብዳሎ ዝፍለጥ ናይ ብሕቲ መንገዲ ኣየር ሶማል እትውነን ናይ መ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ዓመተ 2016 ገና ኣብ መፈለምትኡ ብሞት ናይ ዝቐጽዓቶም ሰባት ቁጽሪ 56 በጺሑ
Radio Erena: 03 February 2016 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ሓድሽ ዓመት ካብ ዝጅምር ብሞት ናይ ዝፈረዶም ሰባት ቁጽሪ 56 በጺሑ። እታ ሃገር ዓመት 2016 ናይ ፈለማ ወርሑ ኣብ ምዝዛሙ፣ ብዝሒ ብሞት ናይ ዝቐጽዓቶም ሰባት 5 [...]