Category: ዜና ኤርትራ

ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣንጻር እቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተወደበ ናይ መኸተ ኣኼባ ተቓውሞ ኣካይዶም
Radio Erena: 01 February 2016 ኣብ ብሪጣንያ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣንጻር እቲ ብደገፍቲ ህግደፍ ዝተወደበ ናይ መኸተ ኣኼባ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብሰንበት 31 ጥሪ [...]

ኣብ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ተዋፊራ ዝነበረት ናይ ግብጺ ጃልባ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ ጥሒላ
Radio Erena: 01 February 2016 ኣብ ምግፋፍ ዓሳ ዝተዋፈረት ናይ ግብጺ ጃልባ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ ብቀዳም 30 ጥሪ 2016 ከምዝጠሓለት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሓቢሩ። ኣል ኣሕራም ኣቕሪብዎ ብ [...]

ሕብረት ኣፍሪቃ መበል 26 ስሩዕ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ኣካይዱ
Radio Erena: 01 February 2016 ፕረዚደንት ቻድ እድሪስ ደቢ፣ እዋናዊ ኣቦ መንበሪ ሕብረት ኣፍሪቃ ኮይኑ። ፕረዚደንት እድሪስ ደቢ ንፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ ብምትካእ'ዩ ንሕብረት ኣፍሪቃ ንሓደ ዓመት ብኣቦ መንበ [...]

ሓደ ካብ ኣካየደቲ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ፣ ንመሓዛ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ሆላምንዳዊት ፕሮፌሰር ሚርያም ቫን ረይሰን ከሲሱ
Radio Erena: 29 January 2016 መሓዛ ኤርትራውያን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ዝኾነት ሆላንዳዊ ፕሮፌሰር ሚሪያም ቫን ረይሰን፣ መሰረት ባህልቢ ብዝተባህለ ሓደ ካብ ኣካየድቲ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ ተኸሲሳ። መሰረት [...]

ካርቱም ምስ ጁባ ዓጽያቶ ዝጸንሐት ዶብ ከፊታ
Radio Erena: 29 January 2016 ሱዳን ካብ ምእዋጅ ናጽነት ደቡብ ሱዳን ኣትሒዛ ዓጽያቶ ዝጸንሐት ዶብ ብወግዒ ከፊታቶ። ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ነቲ ምስ ምቛም ሓዳስ ሃገር ደቡብ ሱዳን ካብ 2011 ኣትሒዙ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶብ [...]

ብሰንኪ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ተደናጉዩ ዝጸንሐ 200 ሚልዮን ኤውሮ ሓገዝ ሕ.ኤ ንኤርትራ ሎሚ ተኸቲሙ
Radio Erena: 28 January 2016 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝሰልዖ ኣስታት 200 ሚልዮን ኤውሮ ኣብ ግብሪ ክውዕል ሎሚ 28 ጥሪ 2016 ኣብ ኣስመራ ተኸቲሙ። ነቲ ውዕል ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ሚኒስተር ሃገራዊ ል [...]

ካብ ሱዳን ብኮንትሮባንዳ ዝኣቱ ዘሎ፣ ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታት ንከተማ ተሰነይን ከባቢኣን የጥለቕልቕ
Radio Erena: 27 January 2016 ብመንገዲ ሱዳን ናብ ኤርትራ ዝኣቱ ዘሎ ዕለቱ ዝወደቐን ጥዕንኡ ዘይተረጋገጸ ዕሹግ መግብታትንሃለኽቲ ነገራትን ንተሰነይን ከባቢኡን ኣጥለቕሊቑ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ ተርእ [...]

ታንዛንያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን ዝርከብዎ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ክትገፍፍ’ያ
Radio Erena: 27 January 2016 ታንዛንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝኣተዉ መብዛሕዝቶም ኢትዮጵያውያንን ሶማላውያንን ዝርከብዎም ዜጋታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምህዳን ፍሉይ ስርሒት ከተካይድ ምዃና ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ቻ [...]

ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝሃደመ ቀ/ሚ የመን እንደገና ናብ ዓደን ተመሊሱ
Radio Erena: 27 January 2016 ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተዓቝቡ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር የመን ካልድ በሓሕ እንደገና ናብ ዓደም ከምዝተመልሰ ተገሊጹ። ኣብ ጥቕምቲ 2015 ኣብ ቤት ጽሕፈት እቲ ቀዳ [...]

ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ መርበባት ሓበሬታ ኣብ ባህሊ፣ መንነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ዘየለ ውጹእ ሓሶት የናፍሳ
Radio Erena: 26 January 2016 ሓደ ሓደ ናይ ወጻኢ መርበባት ሓበሬታ ሓቕነት ዘይብሉን ኣብ ባህሊ፣ መንነትን ክብርን ህዝቢ ኤርትራ ዘነውርን ወረታት የናፍሳ ኣለዋ። ስታንዳርድ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኬንያ ትማሊ 25 ጥሪ [...]