Category: ዜና ኤርትራ

ናብ ደቡብ ሱዳን ዝተላእከ ናይ መግቢ ረድኤት ብኤርትራ ይሓልፍ ኣሎ
Radio Erena: 15 June 2016 ውድብ መግቢ ዓለም ናብ ደቡብ ሱዳን ዝልኣኾ ህጹጽ ናይ መግቢ ሬድኤት ኣብ ወደብ ባጽዕ ተራጊፉ። እቲ ውድብ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣጋጢሙ ንዘሎ ናይ መግቢ ዋሕዲ፣ ህጹጽ ረድኤት ንምልኣኽ ፖርት ሱዳንን [...]

ግብጺ፣ ናብ ሃገራት ኤወሮጳ ንምስጋር ዝሓለኑ 10ታት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ቀይዳ
Radio Erena: 15 June 2016 ግብጺ ሓዳስ መናሃርያ ስደተኛታት ኮይናትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ፣ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተበገሱ 10ታት ኤርትራውን ዝርከብዎም 445 ሰባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ማዕከን [...]

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንግዳያት ባሕሪ ናይ ዝኽሪ መደባት የካይዱ
Radio Erena: 14 June 2016 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ነቶም ኣብ ጽባሕ መዓልቲ ናጽነት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝኽሪ የካይዱ ኣለዉ። በዚ መሰረት፣ ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ነ [...]

መንግስቲ ኢጣልያ፣ “ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ’ዩ” ኢሉ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ኤርትራ መንእሰይ ጽባሕ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ
Radio Erena: 14 June 2016 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ብዝልዓለ ዝህደን መድሃኔ መርእድ ይሕደጎ'ዩ ኢሉ ብጌጋ ካብ ሱዳን ዘምጽኦ ኤርትራ መንእሰይ ጽባሕ ሮቡዕ 15 ሰነ ኣብ ቤት ፍርዲ ክቀርብ'ዩ። እ [...]

ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ከባቢ ጸሮና ዝተኻየደ ኵናት ደው ከምዝበለ ሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ሓቢሩ
Radio Erena: 13 June 2016 ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ከባቢ ጸሮና ወጋሕታ ሰንበት 12 ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ከቢድ ዕንወት ወሪዱ ምህላዉ ሚኒስተር ዜና ኢትዮጵያ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስተ [...]
መናድቕ ኣስመራ ብመርድእ ግዳያት ባሕሪ ሊብያ ኣዕለቕሊቑ
Radio Erena: 13 June 2016 ስድራቤታት ናይቶም ኣብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ ኣማኢት ኤርትራውያን ይርድኡ ኣለዉ። እዚ ኣብ ኣስመራን ካልእ ከተማታትን ኣብ ፈቐዶ መናድቕ ተጠቒቑ ዘሎ ናይ መልቀስን መርድ [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ናብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልዓዚዝ ቡተፍሊቓ ደብዳቤ ልኢኹ
Radio Erena: 12 June 2016 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣቶ መሓመድ ዑመር ማሕመድ፣ ካብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተላእከ ደብዳቤ ናብ ፕረዚደንት ኣልጀርያ ዓብደልዓዚ ቡተፍሊቓ ኣብጺሑ። እቲ ኣምባሳደ [...]

ኣብ መንጎ ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ውግእ ተኻይዱ
Radio Erena: 12 June 2016 ሓይልታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ደቡባዊ ጸሮና ውግእ ኣካይዶም። እቲ ናብ ሎሚ ሰንበት 12 ሰነ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝተኻየደ ግጭት፣ ካብ ከባቢታት ኣኽራን ጀሚሩ ናብ ሓያሎ ካልእ ከባቢታት ልሒሙ [...]

ሃለዋት ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ጸሓፍትን ኣብ ዝጠፍኣላ ኤርትራ፣ ዕለተ ልደት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ተጸንቢሉ
Radio Erena: 10 June 2016 ሃለዋት ሓያሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት፣ ደረስትን ጸሓፍትን ጠፊኡላ ኣብ ዘሎ ኤርትራ፣ ዕለተ ልደት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ብድምቀት ተጸንቢሉ። ኣብቲ ኣብ ኣስመራ ብ6 ሰነ ዝተኻየደ ጽም [...]

ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ወትሃደራዊ መዓስከትር ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 10 June 2016 ኣልሸባብ ኣብ ሶማልያ ሃልጋን ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ መዓስከር ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። እቲ ብ9 ሰነ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ኣካል ዓቃብ ሰላም ሕብረት [...]