Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 75 76 77 78 79 365 770 / 3650
መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም

መራሕቲ ኢትዮጵያ፡ ጂቡቲን ሶማልን አብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ አፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ኣመሪካ ተመያይጦም

Radio Erena: 16 December 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልን፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምትኳር ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣንቶኒ ብሊንከንን ሚኒስተር ምክልኻል ሎይድ [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

‘ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ ትግራይ ቁሸት 50 ሰባት ረሺኑ። ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም

Radio Erena: 15 December 2022 ሰራዊት ኤርትራ፡ ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ዓስኪሩለን ኣብ ዘሎ ከባቢታት ትግራይ፡ አብ ሓንቲ ቁሸት ጥራይ ኣስታት 50 ሰባት ከምዝረሸነ፡ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፡ ዶክተር ቴድሮስ [...]
ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ አብ ሓለዋ ቀይሕ ባሕሪ ዝተዋፈረ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ተረኪባ

ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ አብ ሓለዋ ቀይሕ ባሕሪ ዝተዋፈረ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ተረኪባ

Radio Erena: 15 December 2022 ግብጺ፣ መሪሕነት ናይቲ 153 ሃገራት ንዝሓቖፈ ውሁድ ሓይሊ ዕማም ካብ ኣመሪካ ክትርከቦ'ያ። እቲ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፡ ባብ ኤል መንደብን ወሽመጥ ዓደንን ን [...]
ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ

ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ

Radio Erena: 14 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃርን ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ፌይስቡክ- ሜታ፣ ዝልዓለ ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ክሲ ተመስሪትዎ። እቲ ንክልተ ኢትዮ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክታት ንምትግባር ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መባእታዊ ስምምዕ ከቲማ

ሱዳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ናይ 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክታት ንምትግባር ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መባእታዊ ስምምዕ ከቲማ

Radio Erena: 14 December 2022 ሱዳን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ምህናጽ ወደብ ዝርከቦ ናይ ኣስታት 6 ቢልዮን ዶላር ጥሙር ፕሮጀክታት ንምትግባር ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝኸተመት ሮይተርስ ሓቢሩ [...]
ጂቡቲ፣ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ድሕነታን ንምውሓስ እትገብሮ ጻዕርታት ቻይና ከምእትድግፋ ፕረዚደንት ዢፒንግ ገሊጹ

ጂቡቲ፣ ሉኣላውነታን ሃገራዊ ድሕነታን ንምውሓስ እትገብሮ ጻዕርታት ቻይና ከምእትድግፋ ፕረዚደንት ዢፒንግ ገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2022 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ቻይናን ኣብ ክልትኣዊ ረብሓታት ዝተመርኮሰ ሰፊሕ ምይይጥ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ቻይና፣ ዢ ጂፒንግ፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 1600 ዝተፈላለየ ፍርያት ናብ ቻይና ብዘይቀረጽ ክትልእኽ ተፈቒዱዋ

ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 1600 ዝተፈላለየ ፍርያት ናብ ቻይና ብዘይቀረጽ ክትልእኽ ተፈቒዱዋ

Radio Erena: 13 December 2022 መንግስቲ ቻይና፣ ካብ 01 ታሕሳስ ኣትሒዙ፣ ኣብ ምምዕባል ካብ ዝርከባ 16 ሃገራት ንዝኣቱ ሰድድ፣ ብዜሮ ታሪፍ ክገብሮ ብዘሕለፎ ውሳኔ፣ ኢትዮጵያ 1664 ፍርያታ ናብታ ሃገር ብዘ [...]
‘የመን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 8 ዓመታት ኵናት 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ኮይኖም።’ ሕ/ሃ

‘የመን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 8 ዓመታት ኵናት 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ኮይኖም።’ ሕ/ሃ

Radio Erena: 13 December 2022 ኣብ የመን ካብ 2014 ኣትሒዙ ኣብ መንጎ መንግስቲ የመንን ሑቲን ብዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብውሕዱ 11 ሽሕ ቆልዑ ግዳያት ሞትን መቝሰልትን ከምዝኾኑ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ማዕ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣሰር ኬንያን ኡጋንዳን ብምስዓብ ሰራዊታ ናብ ኮንጎ ከምእትልእኽ ገሊጻ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣሰር ኬንያን ኡጋንዳን ብምስዓብ ሰራዊታ ናብ ኮንጎ ከምእትልእኽ ገሊጻ

Radio Erena: 12 December 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ንዝንቀሳቐሱ፣ ብመጋቢት 23 ወይ March 23 (M23) ዝፍለጡ ዕጡቓት ንምጥቃዕ ኣስታት 750 ወትሃደራት ክትልእኽ ምዃና ኣፍሊጣ [...]
ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ

ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ

Radio Erena: 11 December 2022 ዓባይ ብሪጣንያ፣ ብኲናት ዝዓነወ ቁጠባ ኢትዮጵያ ዳግም ንምህናጽ ልዑል ኣበርክቶ ክትገብር ከምዝኾነት ገሊጻ። ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዑደት ዘካዪድ ዘሎ ጸሓፊ ጉዳያት ወጻ [...]
1 75 76 77 78 79 365 770 / 3650