Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 61 62 63 64 65 386 630 / 3855
ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

ኢትዮጵያ፡ናብ ብሪክስ ክትጽንበር ሓቲታ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 ኢትዮጵያ ናብቲ ብብራዚል፡ሩስያ፡ህንዲ፡ቻይናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝቖመ ብሪክስ ዝተባህለ ማሕበር ንኽትጽንበር ሕቶ ከም ዘቕረበት ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ ሚንስት [...]
ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

ክሊ ኣየር ሱዳን፤ ካብ ነፈርቲ ናጻ ዝኾነሉ ግዜ ክሳብ 10 ሓምለ ክጸንዕ እዩ

Radio Erena: Sunday, 02 July 2023 በዓል መዚ ኣቭየሽን ሱዳን፣ ክሊ ኣየር እታ ሃገር ካብ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ንዘሕለፎ ውሳኔ፣ ክሳብ 10 ሓምለ ክናዋሕ ወሲኑ። ኣቭየሽን ሱዳን፣ ብዓርቢ 30 ሰነ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ [...]
ሱዳን፣ ብፈጣን ሓይልታት ተታሒዞም ዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ተፋንዮም

ሱዳን፣ ብፈጣን ሓይልታት ተታሒዞም ዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ተፋንዮም

Radio Erena: Friday, 30 June 2023 ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ሒዞሞም ንዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ከምዘፋነውዎም፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ማሕ [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: Friday, 30 June 2023 ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብተወሳኺ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍ [...]
ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎአን ብዛዕባ ዘሎ ወትደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎአን ብዛዕባ ዘሎ ወትደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝምልከት ዘትየን። ኣብ ኣመሪካ ዑደት ከካይድ ዝቐየነ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኩርሙክ ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ

ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኩርሙክ ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ

Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023 ኣብ ሱዳን፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኩርሙክ'ውን ሓድሽ ጎነጽ ከምዝተጎሃሃረ [...]
ገማግም ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ቅድሚ 32 ዓመታት ካብ ስራሕ ደው ንዝበላ ጀላቡ ኵናት ትጽግን ምህላዋ ኣፍሊጣ

ገማግም ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ቅድሚ 32 ዓመታት ካብ ስራሕ ደው ንዝበላ ጀላቡ ኵናት ትጽግን ምህላዋ ኣፍሊጣ

Radio Erena: Tuesday 27 June 2023 ገማግም ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ምስ ናጽነት ኤርትራ፣ ቅድሚ 32 ዓመታት ካብ ስራሕ ደው ዝበላ ናይ ኵናት ጀላቡ ከምዝጸገነት ኣፍሊጣ። እተን ናይ ኵናት ጀላቡን ፈጣናት [...]
ሓይልታት ዋግነር ናብ ሞስኮ ዝጀመርዎ ገስጋስ ደው ኣቢሎም

ሓይልታት ዋግነር ናብ ሞስኮ ዝጀመርዎ ገስጋስ ደው ኣቢሎም

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ከሻኒ ጸብሒ ፕረዚደንት ብላድሚር ፑቲን ብዝነበረ የቭጊኒ ፕሪጎዥኒ ዝምርሑ ሓይልታት ዋግነር፡ናብ ርእሰ ከተማ ሞስኮ ጀሚሮሞ ዝነበሩ ጉዕዞ ደው ከም ዘበልዎ ተገሊጹ። ፕሪ [...]
ሱዳን፡ ፈጣን ሓይልታት ረድኤት ክሳራታት ከም ዝወረዶም ተገሊጹ

ሱዳን፡ ፈጣን ሓይልታት ረድኤት ክሳራታት ከም ዝወረዶም ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 ኣብ ሱዳን ብቐዳም 24 ሰነ ዳግም ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት፡ ሓይልታት ፈጣን ረድኤት ክሳራታት ከም ዝወረዶም ተገሊጹ። ናይ ዓይኒ መሰኻክር ካብ ከተማ ካርቱም [...]
ኢትዮጵያ ንስርቂ ረድኤት ዝምርምር ኮሚቴ ቆይሙ

ኢትዮጵያ ንስርቂ ረድኤት ዝምርምር ኮሚቴ ቆይሙ

Radio Erena: Monday, 26 June 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያን ወሃብቲ ረድኤት መሻርኽቱን፡ብተደጋጋሚ ክቐርብ ዝጸንሐ ክስታት ስርቅን ብልሹው ኣጠቓቕማን ቀረባት ረድኤት ዘጻሪ ሓባራዊ ቴክኒካዊ መርማሪ ኮሚቴ ከም ዘቖሙ [...]
1 61 62 63 64 65 386 630 / 3855