Category: ኣህጉራዊ ዜና
ዩኔስኮ፣ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023፣ 69 ጋዜጠኛታት ተቐቲሎም
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ጸብጻብ ዩኔስኮ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023 ካብ ዓሰርተ ሃገራት 69 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ይሕብር።
ብደረጃ ዓለም፡ እቶም ዘይተፈ [...]
ኡጋንዳ፣ ብጉዳይ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ካብ ኣመሪካ እገዳታት ስዒቡዋ
Radio Erena:Thursday, 09 November 2023
ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ናይ ሕልፈት ማእሰርትን ሞትን ዝርከቦ መቕጻዕታት ምውሳና፣ ኣመሪካ፣ ትሕቱ ኣታዊ ንዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ካ [...]
ሱዳን፤ ምትእትታው ሩስያዊ ጉጅለ ዋግነር ንምእላይ ጻዕርታት ተካይድ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኪየቭ ፖስት ዝተባህለት ናይ ዩክሬይን ማዕከን ዜና ኣብ ዓምዳ ከም ዘስፈረቶ ፍሉያት ሓይልታት ዩክረይን ኣብ ሱዳን ንዋግነር ግሩፕ ናይ ሩስያ እናሃደኑ ዘርኢ ክልተ [...]
ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኣብ 2022 ብድምር 1.3 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ዓባይ ሰዓል ሞይቶም።
ብደረጃ ዓለም፡ ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 (ልዕሊ ኤችኣይቪን ኤይድስን) ካልኣይ ኣ [...]
መራሕቲ ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ተመያይጦም
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳል ቫኪር ሚያርዲት፣ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብተዛማዲ ተረጋጊኡ ኣብ ዝጸንሐ ብዙሕ ከባቢታት ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ይግለጽ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ጎጃምን፣ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑ የጠንቅቕ
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ብኢራን ከምዝድገፍ ዝንገረሉ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ናይ ሮኬትን ድሮናትን መጥቃዕቲ ከካይድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ።
እቲ ብእምነት ምስልምና ሺዓ ዝም [...]
ሶማል፣ 100 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ትዘራረብ
Radio Erena: Friday, 03 November 2023
መንግስቲ ሶማል፣ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣብ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ።
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ – [...]
ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ይስራዕ
Radio Erena:Thursday, 02 November 2023
ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎታት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ከምዝስራዕ መርበብ ሓበሬታ ማሪን ሎጂስቲክስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ።
ወደብ ጂቡቲ ምስ ከም በዓል ደ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ
Radio Erena:Thursday, 02 November 2023
ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልት ወትሃደራውያን ጉጅለታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ኣብ ዳርፉር ዓበይቲ ዓወታት ከምዝተጎና [...]