Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብምሃባ ነቒፉ
Radio Erena: Wednesday, 29 November 2023
ኣባል ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳንን ተሓጋጋዚ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳንን ያሰር ኣልዓታ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ (ኢማራት ዓረብ) ንፈጣን ሓይልታት ወተሃደራዊ ደገፍ ብ [...]
ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ
Radio Erena: Tuesday, 28 November 2023
ፕረዚደንት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደለፈታሕ ኣልቡርሃን ናይ ካልኣይ ዙር ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት የካይድ ኣሎ።
እቲ ጀነራል፡ ኣብቲ ዛጊት ናብ ኤር [...]
ዋጋ ሽኮር ከቢሩ: ንሃገራት ኣፍሪቃ ይሃሲ
Radio Erena: Monday, 27 November 2023
ዋጋ ሽኮር ካብ 2011 ንደሓር ኣብ ዝለዓለ ዋጋ ይሽየጥ ኣሎ::
እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ኣብ ዓበይቲ ኣፍረይቲ ሽኮር ዝኾና ሃገራት ህንድን ታይላንድን ብሰንኪ ዘጋጠ [...]
ሶማልያ: ኣብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ(EAC) ተጸንቢራ: ኢትዮጵያውን ክትጽንበር ሓሳብ ኣለዋ
Radio Erena: Monday, 27 November 2023
ኣብዚ ሕጂ እዋን ‘ብቀጽሪ ምትእኽኻብ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪቃ’ (EAC) እዩ ዝጽዋዕ ዘሎ፡ ኣብ ቀረባ መጻኢ ድማ እዚ ማሕበረሰብ'ዚ ናብ ፈደረሽን ክምዕብል ይስርሓ [...]
ቻይና፣ ኣብ ህጻናት ብብዝሒ ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስ ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: Friday, 24 November 2023
ሰበስልጣን ቻይና ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና፣ ብ13 ሕዳር 2023 ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣብ ቻይና ተርእዮ ሕማማት ስርዓተ ምስትንፋስ ከምዝወሰኸ ሓቢሮም።
እዚ [...]
ጀርመን፣ ንሓምላይ ጸዓት ኣፍሪቃ ዝውዕል ናይ 4 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ መዲባ
Radio Erena: Thursday, 23 November 2023
መንግስቲ ጀርመን፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝካየድ ናይ ሓምላይ ጸዓት ወፍሪ ዝውዕል 4 ቢልዮን ዶላር ባጅተ ምምዳባ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር፣ ነቲ ክሳብ 2030 ኣብ [...]
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኦነግ ሸኔን ኣብ ታንዛንያን ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ብዘይ ስምምዕ ተበቲኑ
Radio Erena: Thursday, 23 November 2023
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ ብኦነግ ሸኔ ዝፍለጥ ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፣ ንኻልኣይ እዋኑ፣ ኣብ ታንዛንያ ክካየድ ዝጸንሐ ዝርርብ ብዘይ ዝኾነ ስምምዕ ከምዝተበ [...]
ብሪጣንያ፣ ንሳይንቲስት ቅልውላው ክሊማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንምክትታል ዝሕግዝ ሓዳስ መርከብ ጠፈር ንምምዋል ክትሕግዝ እያ
Radio Erena: Wednesday, 22 November 2023
ብሪጣንያ፣ ንሳይንቲስት ቅልውላው ክሊማን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንምክትታል ዝሕግዝ ሓዳስ መርከብ ጠፈር ንምምዋልን ንምህናጽን ክትሕግዝ እያ።
እዛ ሓዳስ ፓትፋ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ናይ ምሁራን ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023
ኢትዮጵያ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ብሓያል ናህሪ ዝድፍኣሉ ዘሎ፣ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ብዝምልከት ዛዕባ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዓውደ መጽናዕቲ ተኻይዱ።
እቲ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትቅጽሎ ‘ያ
Radio Erena: Tuesday, 21 November 2023
ኣመሪካ፣ ኣቛሪጻቶ ዝጸንሐት ናብ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ናይ እኽሊ ረዲኤት ክትቕጽሉ ምውሳና፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር [...]