Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 321 322 323 324 325 367 3230 / 3670
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ደርግ ብናይ ምሕረት ኣዋጅ  ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰብ ስልጣን ደርግ ብናይ ምሕረት ኣዋጅ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

Radio Erena: 03 July 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዝኣወጆ ናይ ሰላምን ዕርቅን፣ ንእሱራትን ክሱሳትን ብምሕረት ኣብ ዝፈትሓሉ ዘሎ ግዜ፣ ኣብ ስደት ዝጸንሑ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደርግ ናብ ሃገሮም ይኣትዉ ኣለዉ። በዚ መሰረተ አ [...]
ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ተጣሒሱ

ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ተጣሒሱ

Radio Erena: 01 July 2018 ስምምዕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ሒደት ሰዓታት ድሕሪ ምፍራሙ ተጣሒሱ። እቲ ብረቡዕ 27 ሰነ ብኣላይነት ኣልበሽር ኣብ ከተማ ካርቱም ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር፣ ብወገን ተቓወምቲ ሓይ [...]
ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ቖሲሉ

ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ቖሲሉ

Radio Erena: 01 July 2018 ኣብ ሶማል፣ ኣመሓዳሪ ደቡብ ሸበሌ ብዝተኻየዶ መጥቃዕቲ ምስ ሰለስተ ርእሱ ከምዝቖሰለ ተገሊጹ። መሓመድ ኢብራሂም ባረ፣ ካብ ሞቓድሾ ናብ ኣፍጎየ ኣብ ዝወስድ መንገዲ እንዳተጓዕዘ እንከሎ፣ ዝተጻወደ [...]
ክልተ ሰበ ስልጣን ክልል ደቡብ ናይ ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

ክልተ ሰበ ስልጣን ክልል ደቡብ ናይ ኢትዮጵያ ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

Radio Erena: 29 June 2018 ክልተ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስትን ኢህወደግን ዝነበሩ ኣባላት መሪሕነት ክልል ደቡብ፣ ሲራጅ ፈጌሳን ሽፈራው ሽጉጤን ካብ ዝነበሮም መዝነታት ተኣልዮም። እቶም ሰበ ስልጣን ብወለንትኦም ስልጣኖም [...]
መቐናቕንቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ  ከቲሞም

መቐናቕንቲ ወገናት ደቡብ ሱዳን ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ ከቲሞም

Radio Erena: 29 June 2018 ኣብ ካርቱም፣ ዘተ ሰላም ከካይዱ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲትን ተቓዋሚኡ ሬክ ማቻርን፣ ነባሪ ስምምዕ ምቁራጽ ቶዅሲ ከምዝኸተሙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣል ዲርዲሪ መሓ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሩ ኣትዩ

ኣብ ኤርትራ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሩ ኣትዩ

Radio Erena: 28 June 2018 ወከልቲ ናይቲ ኣብ ኤርትራ ናይ ዝመደበሩ ብጀነራል ከማል ገልቹ ዝምራሕ ዕጡቕ ተቓዋሚ ኦሮሞ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። ትሽዓተ ላዕለዎት መራሕቲ ናይቲ ውድብ [...]
ሱዳንን ሕ/ኢ ዓረብን፣ ኣብ ወደብ ሑደይዳ ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕቲ ብዝምልከት ተዘራሪበን

ሱዳንን ሕ/ኢ ዓረብን፣ ኣብ ወደብ ሑደይዳ ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕቲ ብዝምልከት ተዘራሪበን

Radio Erena: 26 June 2018 ሱዳን ብዛዕባ'ቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ እትርከብ ወደባዊት ከተማ ሑደይዳ ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕቲ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምዝተዘራረበት መግለጺ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ብምክትል ሚኒስተር ንግዲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብምክትል ሚኒስተር ንግዲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 26 June 2018 ብምክትል ሚኒስተር ንግዲ ጂልበርት ካፕላን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ልኡኽ ትማሊ 25 ሰነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኣተወሉ ኣብ ንግድን [...]
‘’ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ፣ ፍሹል ጸረ ሰላም’ዩ’’ ቀ.ሚ. ኣብይ

‘’ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ፣ ፍሹል ጸረ ሰላም’ዩ’’ ቀ.ሚ. ኣብይ

Radio Erena: 24 June 2018 Updated ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካይድ ዝነበረ ህዝቢ ብዝተሰንደወ ቦምባ፣ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ ሓያሎ ከኣ ብከቢድን ፎኪስን ከምዝቖሰሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣ [...]
ፕ.ኣልበሽር፣ ጉዳይ ደ.ሱዳን ንምፍታሕ ተበግሶ ይወስድ

ፕ.ኣልበሽር፣ ጉዳይ ደ.ሱዳን ንምፍታሕ ተበግሶ ይወስድ

Radio Erena: 24 June 2018 ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ንምፍታሕ ተበጊሱ ዘሎ ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ ምስ ፕረዚደንት ሙሰቨኒ ንምምኻር፣ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ዩጋንዳ ሰዲዱ። እቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ዝመርሖ ልኡኽ፣ ምስ [...]
1 321 322 323 324 325 367 3230 / 3670