Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 320 321 322 323 324 367 3220 / 3670
ግብጺ፣ ልዕሊ 600 እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

ግብጺ፣ ልዕሊ 600 እሱራት ብምሕረት ተፈቲሖም

Radio Erena: 24 July 2018 ኣብ ግብጺ፣ 683 እሱራት ብምሕረት ከምዝተፈትሑ ማዕከን ዜና Egypt Today ሓቢሩ። እቶም ዝተፈላለየ ገበናት ፈጺሞም ተኣስሮም ዝጸንሑ እሱራት፣ ብምኽንያት ትማሊ 23 ሓምለ ተዘኪሩ ዝወዓለ መበ [...]
ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ

ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 22 July 2018 ፓርላማ ኢትዮጵያ ንናይ ፖለቲካ እሱራት ነበር ምሕረት ዝህብ ብካቢነ ሚኒስተራት’ታ ሃገር ዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ። ሓያሎ መራሕቲ ፖለቲካውያን ውድባት ዝርከብዎም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ናይ ፖለቲካ እሱራትን [...]
ቅልውላው ቁጠባ ሱዳን፣ ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ይኸይድ

ቅልውላው ቁጠባ ሱዳን፣ ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ይኸይድ

Radio Erena: 22 July 2018 ቅልውላው ቁጠባ ሱዳን፣ ናብ ዝለዓለ ጠርዚ ይኸይድ ከምዘሎ፣ ማእከል ስታቲስቲክስ’ታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ማእከል ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ቁጠባዊ ዝቕባበ ሱዳን ናብ 63.86 ሚእታዊት ከ [...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ጸዊዑ

ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ጸዊዑ

Radio Erena: 19 July 2018 ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣደም ጃማ ኣደም፣ መንግስቱ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝኣወጆ ናይ ህጹጽ እዋን ድንጋጌ ክናዋሕ ናብ ኣባላት ባይቶ ኣብ ዘቕረቦ ጻውዒት ሓቲቱ። ንሱ ነዚ ሕቶ ዘቕርብ ዘሎ፣ ኣብቲ ዞባ [...]
ጅቡቲ፣ ንDP World ናይ ዱባይ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ክትክሕስ’ያ

ጅቡቲ፣ ንDP World ናይ ዱባይ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ክትክሕስ’ያ

Radio Erena: 17 July 2018 ጅቡቲ፣ ንወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ ዝኾነ DP World ናይ ዱባይ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ክትክሕስ ምዃና ፋይናንሽያል ታይምስ ኣፍሊጡ። ኣማሓዳሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ጅቡቲ ኣቡበከር ዑመር ሓ [...]
ፕ.ሱዳን ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ፕ.ሱዳን ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 17 July 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ብዓርቢ 13 ሓምለ ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ ምስ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲንን ካልኦት [...]
ባ.ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ

ባ.ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 15 July 2018 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ደቡብ ሱዳን ናይ ኣጽዋር ማዕቀብ ኣጽዲቑ። ባይቶ ጸጥታ ኣብ ናይ 13 ሓምለ ውዕሎኡ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ብዓቢኡ ከኣ ዕጡቓት [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ተናዊሑ

Radio Erena: 10 July 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ 12ኣዋርሕ ዝነበረ ግዴታዊ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 16 ኣዋርሕ ከምዘናውሓቶ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ሃገራዊ ኣገልግሎት ብተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከተ [...]
ሓረስቶት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶብ ተታዅሶም

ሓረስቶት ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶብ ተታዅሶም

Radio Erena: 05 July 2018 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ሓረስቶት ክልቲኤን ሃገራት፣ ሓድሕዶም ከምዝተጋጨዉ ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢረን። እቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ምዕራብ ጎንደር፣ ከባቢ መተማ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ጅቡቲ ኣሰልጢና

ኣመሪካ፣ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ጅቡቲ ኣሰልጢና

Radio Erena: 05 July 2018 ኣመሪካ፣ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ጅቡቲ ከምዘሰልጠነት ወትሃደራውያን ምንጭታት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ኣብ ህጹጽ ስርሒታት ክዋፈር ዝኽእል ሓይሊ 112 ወትሃደራት ዝሓቖፈ ኮይኑ፣ ኣብ ጅቡቲ ዓስኪሩ [...]
1 320 321 322 323 324 367 3220 / 3670