Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብ ህዝቢ ዝተሓዋወሰ ስምዒት ይፈጥር
Radio Erena: 18 August 2019
ንሓያሎ ሳምንታት ኣብ ወጥሪን ክትዕን ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ሱዳን ብምፍራሙ ዝተጸወዐ ናይ ጽምብል መዓልቲ፣ ኣብ ህዝቢ ሱዳን ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ።
እቲ ቀዳም 17 ነሓሰ ክኸውን ዝተመ [...]

ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ካብ ንግዳዊ ባንክ ዝተለቀሖ ዕዳ፣ ስግኣት ይፈጥር
Radio Erena: 18 August 2019
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ባንክ ሃገሩ ተለቂሑዎ ዘሎ ገንዘብ ነቲ ባንክ ዓቢ ስግኣት ኮይኑዎ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ድሕሪ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ 8 ሽሕ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምልእኽ ትዳሎ
Radio Erena: 16 August 2019
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ ኣስታት 8 ሽሕ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምልኣኽ ምድላዋት ከምዝተጻፈፈ ሳውኡ ጋዜጣ ሓቢራ።
ጋዜጣ ኣል መዲና ብወገና፣ ንቆንስል ኢትዮጵ [...]

ፈረንሳ፣ “ንሓንቲ ፓኮ ሽጋራ ዋጋ ምሳሕ ኮይኑ”
Radio Erena: 16 August 2019
ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዛየደ ንዝመጽእ ዘሎ ብዝሒ ኣትከኽቲ ሽጋራ ክትቆጻጸር ዘይክኣለት ፈረንሳ፣ ዋጋታቱ ዓመታዊ ክትውስኸሉ'ያ ትርአ።
ኣብዚ እዋን'ዚ ንሓንቲ ፓኮ ሽጋራ፣ ኣስ [...]

ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena:- 15 August 2019
ቻይና፣ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዳማ ክትሃንጽ ምዃና ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ኤምባሲ እታ ሃገር ሓቢሩ።
ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺ [...]

ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ
Radio Erena:- 15 August 2019
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ዣክ ኣል ፍረድ ዱምበ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጽንሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ሓደ ካ [...]

ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ
Radio Erena:- 14 August 2019
ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቲዮዶር ኦብያንግ ባሳጎ ንግዌማ፣ ናብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ።
ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝ [...]

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም
Radio Erena:- 14 August 2019
ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕልዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን መሓምድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ሳል ማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድን ኣብ ጉዳይ የመ [...]

ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሚልዮን ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሰን
Radio Erena: 13 August 2019
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን፣ 4.8 ሚልዮን ኩንታል ዝግመት ስርናይ፣ ብመልክዕ ረዲኤት ከምዝለገሳ ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ።
እቲ 540 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረድኤት፣ ንሱዳ [...]

ፕረዚደንት ሶማል፣ ዝነበሮ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ሰሪዙ
Radio Erena: 13 August 2019
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላህ ፋርማጆ፣ ዝነብሮ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ብወግዒ ከምዝሰረዞ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ።
መሓመድ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንት ካብ ዝኾነሉ [...]