Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 297 298 299 300 301 364 2990 / 3635
ኣልጀሪያ፣ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል

ኣልጀሪያ፣ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል

Radio Erena: 07 March 2019 ኣብ ኣልጀሪያ ንፕረዚደንት ዓብዱል ዓዚዝ ቡተፍሊቓ ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ብሰፊሑ ይቕጽል ኣሎ። እዚ ብተመሃሮ ጀሚሩ ብኣማኢት ኣሽሓት ህዝቢ ተጸምቢሩዎ ዘሎ ህዝባዊ ናዕቢ፣ እቲ ፕረዚደንት ንሓሙሻይ [...]
ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

ርክብ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ብሰንኪ ፕረዚደንት ኢሰያስ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 March 2019 ርክብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕረዚደንት ኣልበሽርን ንዘይተወሰነ ግዜ ከምዝተናወሐ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ርክብ ክልቲኦም መራሕቲ፣ ንሰኑይ ንግሆ ሰዓት ትሽዓተ እዩ ተ [...]
እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

እስራኤላዊ ኣዛዚ ሰራዊት ነበር ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ኣጽዋር ተኸሲሱ

Radio Erena: 05 March 2019 እስራኤላዊ ናይ ሰራዊት መጀር ጀነራል ዝነበረ ንደቡብ ሱዳን ብዝሸጦ ብሚልዮናት ዶላራት ዝግመት ኣጽዋር ክሲ ተመስሪቱሉ። ጆርሳሌም ፖስት ኣብ ብ4 መጋቢት ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ መጀር ጀነራል እስ [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

ኣል ሑቲ ናይ የመን ብዝወንጨፎ ከቢድ ብረት፣ ሰላማውያን ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 March 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ሖደይዳ ብዘካየዶ ናይ ከቢድ ብረት መጥቃዕቲ፣ ኣባላት ሓንቲ ስድራቤት ዝኾኑ ሰለስተ ሰባት ከምዝሞቱ፣ ሺን ሁዋ ሓቢሩ። ኣብቲ መንበሪ ኣባይቲ ብጻዕቂ ዝር [...]
ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ናብ  ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ክበጽሕ’ዩ

ፕረዚደንት ፈረንሳ፣ ናብ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 04 March 2019 ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኬንያን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከካይድ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብዚ ካብ 11 ክሳብ 15 መጋቢት፣ ኣብ ምብራቕ [...]
ፕ.ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣመሓላሊፉ

ፕ.ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 03 March 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ስልጣን ናይ ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ኮንግረስ መሪሕነት ናብ ምኽትሉ ኣሰጋጊሩ። ብህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ዝርከብ ኣልበሽር፣ ኣቦ ወንበርነት ሰልፊ [...]
ክልተ ገጠራት ኤርትራ፣ 40 ሽሕ ሰባት ተጠቐምቲ ዝገበረ፣ ፕሮጀክት ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ተዛዚሙ

ክልተ ገጠራት ኤርትራ፣ 40 ሽሕ ሰባት ተጠቐምቲ ዝገበረ፣ ፕሮጀክት ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ተዛዚሙ

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከባ ክልተ ገጠራት ኤርትራ፣ ልዕሊ 40 ሽሕ ነበርትን ሰብ ዋኒን ተጠቐምቲ ዝገበረ፣ ፕሮጅከት ምትካል ጸሓያዊ ጸዓት ከምዝተዛዘመ፣ ነቲ መደብ ዝመርሐ ኩባንያ ሶላርሰንቹሪ (Solarcentury) ኣፍሊጡ። እቲ፣ [...]
ሶማልን ቀጠርን ዝምድንአን ብዝያዳ ንምሕያል ይሰማምዓ

ሶማልን ቀጠርን ዝምድንአን ብዝያዳ ንምሕያል ይሰማምዓ

Radio Erena: 28 February 2019 ሶማልን ቀጠርን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐን ዝምድና ብዝያዳ ንምድልዳሉ ሓድሽ ስምምዓት ከቲመን። እዚ ስምምዓት ዝኽተም ዘሎ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ኣብ ቀጠር ናይ ክልተ [...]
“ንህዝቢ የመን ንምሕጋዝ 2.6 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩ።” ሕ/ሃ

“ንህዝቢ የመን ንምሕጋዝ 2.6 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩ።” ሕ/ሃ

Radio Erena: 28 February 2019 ኣብ የመን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ንዝተፈጠር ሰብኣዊ ቅልውላው፣ ንረዲኤት ዝውዕል ናይ 2.6 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ መብጽዓ ተኣትዩ ከምዘሎ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶዮ ጉተረስ ኣፍ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብን ሕብረት ኤውሮጳን ሓባራዊ ዋዕላ ኣካይዶም

ማሕበር ሃገራት ዓረብን ሕብረት ኤውሮጳን ሓባራዊ ዋዕላ ኣካይዶም

Radio Erena: 26 February 2019 እዚ ብዓይነቱ ናይ ፈለማ ዝኾነ፣ ብ24 ለካቲት፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ሸክ ዝተኻየደ ዋዕላ ብኣውርኡ ንግድን ወፍርን ዘተኮረ'ዩ። ይኹን'ምበር፣ እቲ ዋዕላ፣ ንምስፍሕፋሕ ቻይናን ሩስያን [...]
1 297 298 299 300 301 364 2990 / 3635