Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 295 296 297 298 299 365 2970 / 3647
ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

መንግስቲ ዩክሬይን፣ "ብዘይሕጋዊመንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝሓሰበ'ዩ" ዝበሎ፣ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘ ንኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣኽሃብር ሕጊ እታ ሃገር ዩሪ ሉሰንኮ፣ ላዕ [...]
ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ኣብ ኬንያ ብኣስታት 2 ቢልዮን ዶላር፣ ሓዳስ ከተማ ንምህናጽ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዛ ካብ ከተማ ናይሮቢ ብዙሕ ዘይትርሕ ከተማ ብምወላ፣ ሓገዝን ልቃሕን መንግስቲ ቻይና ከምእትነጽ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣመልኪተን። [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትካላዊ ኣቃውማ መንግስቲ ምስ ዘይብሉን ብህዝቢ ምስ ዘይተመርጸን ንህዝቢ ምስ ዘይወከለን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጥራይ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዓት፣ ንመጻኢ ውሕስነት ከምይህልዎ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ገሊጹ። [...]
ኣልጀርያ፣ “ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ክመርሕ ኣይበቅዕን” ንዝብል ህዝባዊ ጻውዒት፣ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይጽንበርዎ

ኣልጀርያ፣ “ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ክመርሕ ኣይበቅዕን” ንዝብል ህዝባዊ ጻውዒት፣ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይጽንበርዎ

ኣብ ኣልጀርያ፣ ፕረዚንት ቡተፍሊቓ፣ ሃገር ንምምራሕ ዝበቕዕ ኩነታት የብሉን ዝብል ጻውዒት ህዝቢ፣ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ደገፍ ከምዝረኸበ ይግለጽ ኣሎ። ነዚ ናይ ህዝቢ ጻውዒት ብምኽባር፣ ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ንምምራሕ ኣ [...]
መራሕቲ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድንኦም ክዘራረቡ’ዮም

መራሕቲ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድንኦም ክዘራረቡ’ዮም

Radio Erena: 27 March 2019 ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድና ዘተኮረ ዘተ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። ሮቡዕ 27 መጋቢት ናብ ኬንያ ክኣቱ ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ፕረዚድነት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዶብ [...]
ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን

ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 26 March 2019 ግብጽን ፈረንሳን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ ምዃነን ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብዝሑ ዘይተሓበረ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ምስ መራኽቡ፣ ፈረንሳ ናብ እትቆጻጸሮ ክሊ ማ [...]
የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ

የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ የመን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ብሕማም ውጽኣት ከምዝተጠቕዑ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዛጊት ልዕሊ 190 ሰባት፣ ብሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም ከም [...]
ኣብ ጉዳይ ዶብ ክሰማምዓ ዘይክኣለ ሶማልን ኬንያን፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

ኣብ ጉዳይ ዶብ ክሰማምዓ ዘይክኣለ ሶማልን ኬንያን፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

Radio Erena: 25 March 2019 ብጉዳይ ዶብ ኣብ ምውጣጥ ዝርከባ ሶማልን ኬንያን፣ ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተወስደ ተበግሶ ሽምግልና ድሕሪ ምፍሻሉ፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርባ ከምዝወሰና ተ [...]
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ይቕጽል

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ይቕጽል

Radio Erena: 24 March 2019 ንፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፍታት ብሓሙስ እውን ቀጺሉ ከምዝወዓለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰ [...]
ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 March 2019 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳም 23 መጋቢት [...]
1 295 296 297 298 299 365 2970 / 3647