Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 294 295 296 297 298 365 2960 / 3644
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ብዝምልከት ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ። ብወዲ ፊተውራሪ ዝፍለጥ ብኮለነል መልኣከ ተኽለማርያም ዝተኻየደ ዕጹው ኣኼባ፣ ንውሱናት ሓለፍቲ ናይቲ ሓይሊ ባሕሪ ጥራይ ዘሳተፈ ምንባሩ እቶም ነዚ ሓ [...]
ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ኣብ ደንማርክ፣ ከተማ ኣርሁስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ኣትለቲክስ 2019 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ከምዝተሰወሩ ፖሊስ ደንማርክ ኣፍሊጡ። እቶም ስማቶም ብዝርዝር ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ብሓ [...]
ኬንያ፣  ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሸሞንተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሸሞንተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ኣትዮም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ቀይዳ። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቶም ካብ 17 ክሳብ 31 ዓመት ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ብመኪና ኣብ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ቀዪዱዎም ዘሎ ዜጋታቱ ሃለዋቶም ከፍልጥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ቀዪዱዎም ዘሎ ዜጋታቱ ሃለዋቶም ከፍልጥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ካብ 2001 ኣትሒዙ ቀዪዱዎም ዘሎ ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ሃለዋት ከፍልጥ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። 18 ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት እቲ ባይቶ፣ ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ከቋርጾ ሕጋዊ ጻውዒት ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ከቋርጾ ሕጋዊ ጻውዒት ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ገንዘባዊ ሓገዝ ደው ከብሎ፣ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን፣ ሕጋዊ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ። እቲ ኣብ ነዘርላንድስ ዝመደበሩ ተጣባቒ መሰል ደቂሰብ ንሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘቕረበሉ ሕጋዊ ጻው [...]
ኣልሸባብ ናይ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣልሸባብ ናይ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብዕለት 28 መጋቢት ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ዝተኻየደ መጥቃዕ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስን ጸዓትን ሓገዝ ቀጠር ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስን ጸዓትን ሓገዝ ቀጠር ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስ፣ ጸዓትን ካልእ ጽላታትን ዘተኮረ ሓገዛት ካብ ቀጠር ከምዝሓተተ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ነዚ ትሓትት ዘላ፣ ብሚኒስተር ነዳዲ ህዝቅኤል ሎል ጋትኩት ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ቀጠር ኣብ ዘካየዶ ምብጻሕ ምስ ሓላፊ [...]
ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

መንግስቲ ዩክሬይን፣ "ብዘይሕጋዊመንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝሓሰበ'ዩ" ዝበሎ፣ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘ ንኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣኽሃብር ሕጊ እታ ሃገር ዩሪ ሉሰንኮ፣ ላዕ [...]
ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ኣብ ኬንያ ብኣስታት 2 ቢልዮን ዶላር፣ ሓዳስ ከተማ ንምህናጽ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዛ ካብ ከተማ ናይሮቢ ብዙሕ ዘይትርሕ ከተማ ብምወላ፣ ሓገዝን ልቃሕን መንግስቲ ቻይና ከምእትነጽ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣመልኪተን። [...]
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትካላዊ ኣቃውማ መንግስቲ ምስ ዘይብሉን ብህዝቢ ምስ ዘይተመርጸን ንህዝቢ ምስ ዘይወከለን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጥራይ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዓት፣ ንመጻኢ ውሕስነት ከምይህልዎ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ገሊጹ። [...]
1 294 295 296 297 298 365 2960 / 3644