Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተኻየደ ግጭት ፣ 10 ሰባት ተቀቲሎም
Radio Erena: 27 August 2019
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቀትሉ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ካብ ናይሮቢ ሓቢራ።
እታ ማዕከን ዜና፣ ንኮሚሽነር ፖሊስ ምስ ኢትዮጵያ ናይ እተዳ [...]

ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 26 August 2019
ቀጠር፣ ኣብ ሶማል ዘመናዊ ወደብ ክትሃንጽ ምዃና ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ሸኽ መሓመድ ቢን ዓብዱልራሕማን ኣል ታ [...]

ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 August 2019
ሱዳን፣ ካብ ዘላቶ ቁጠባዊ ዓዘቕቲ ክትወጽእ ኣስታት 10 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ሓድሽ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶቕ ገሊጹ።
ንሱ፣ ብ24 ነሓሰ፣ ንማዕከናት ዜና [...]

ባይቶ ኢትዮጵያ፣ ንሕጊ ምርጫ 2020 ኣጽዲቑ
Radio Erena: 25 August 2019
ሃገራዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገርን መስርሕ ተሳትፎ ተወዳደርትን ብዝምልከት ንዝቐረበ እማመ ኣጽዲቑ።
ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተመሓላለፈ ዜና [...]

ኣባላት ስርሒት ስለያ ሱዳን፣ ምጥያስ ኣይንቕበልን ኢሎም
Radio Erena: 25 August 2019
ኣብ ሱዳን ኣገልግሎት ስለያ ክፍሊ ስርሒታት ዝነበሩ ኣባላት፣ ካብ ኣሃዱታቶም ፋሕ ክብሉ ንዝተዋህቦም ትእዛዝ ነጺጎሞ።
ጀነራል ዳይረክተር’ቲ ኣገልግሎት ስለያ ኣቡበከር ሙስጦፋ ብሓሙስ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ክገሻ’የን
Radio Erena: 23 August 2019
ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋኑ፣ ደቂንስትዮ ብዘይ መሰነይታ ደቂተባዕትዮ ናብ ወጻኢ ሃገራት ክገሻ'የን።
ክፍሊ ፓስፖርት እታ ሃገር ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበ [...]

ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ደጊሙ ተዓዊቱ
Radio Erena: 23 August 2019
ካብ ሶማል ተፈልያ ናይ ገዛእ ርእሳ ምምሕዳር መስሪታ ኣብ እትርከብ ጁባላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣሕመድ መሓመድ ማዶበ ተዓዊቱ።
ኣሕመድ ማዶበ [...]

ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ መሰጋገሪ መንግስቲ ብወግዒ ቆይሙ
Radio Erena: 22 August 2019
ኣብ ሱዳን፣ ክልተ ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 11 ኣባላት ዝሓቖፈ ናይ መሰጋገሪ ግዝያዊ ባይቶ ብወግዒ ቆይሙ።
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ወርሒ ለካቲት ስልጣን ተረኪቡ ዝጸንሐ [...]

ሶማልን ጂቡቲን ሽበራ ኣብ ምምካት ብሓባር ንዘካይድኦ ዘለዋ ቃልሲ ከሐይላ ምዃነን ይገልጻ
Radio Erena: 22 August 2019
መራሕቲ ሶማልን ጂቡቲን፣ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ዘካይድዎ ዘለው ሓባራዊ ቃልሲ ከሐይሉ ምዃኖም ገሊጾም።
እቶም መራሕቲ ነዚ ዝገለጹ፣ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ ፋርማጆ፣ ብ19 ነሓሰ [...]

ሑቲ፣ ኣብ ኢራን ሓድሽ ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ
Radio Erena: 20 August 2019
ብኣመንቲ ሺዓ ዝምራሕ ሑቲ ናይ የመን፣ ንመጀመርያ እዋኑ ኣብ ኢራን ኣምባሳደር ምምዛዙ፣ ኣብቲ ዞባ ተወሳኺ ወጥሪ ፈጢሩ።
ኣብ የመን ዓብላሊ ወትሃደራውን ፖለቲካውን ቦታ ሒዙ ዝርከብ ሑ [...]