Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 293 294 295 296 297 365 2950 / 3650
ኢትዮጵያ፣ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ብክሲ ብልሽውና ተኣሲሮም

ኢትዮጵያ፣ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ብክሲ ብልሽውና ተኣሲሮም

Radio Erena: 14 April 2019 ኣብ ኢትዮጵያ 59 ሰበስልጣን መንግስቲን ነጋዶን ምስ ብልሽውና ብዝተሓሓዝ ጉዳይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ፈደራል ኣኽባር ሕጊ ኢትዮጵያ ብሓርቢ 12 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቶም [...]
ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ

ኣብ ስደት ዝርከብ መንግስቲ የመን ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ የካይድ

Radio Erena: 14 April 2019 ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓቡልራቦ መንሱር ሓዲ፣ ኣብ ሃገሩ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ሃገራዊ ባይቶ ተሳቲፉ። ቅልውላው የመን ካብ ዝጅምር ንፈለማ እዋን ዝጋባእ ዘሎ ሃገራዊ ባይ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ብተቓውሞ ህዝቢን ወትሃደራዊ ሓይልን ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ

Radio Erena: 12 April 2019 ን30 ዓመታት ንሱዳን ዝመርሐ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ንሓያሎ ኣዋርሕ ኣንጻሩ ክካየድ ብዝጸንሐ ህዝባዊ ናዕቢ፣ ብሓገዝ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። እቲ ፕረዚደ [...]
ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ DP World ንዝተባህለ ናይ ዱባይ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ 385 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ኣብ ለንድን ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዱባይ ዝኸተመቶ ው [...]
ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ህዝቢ ሱዳን፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት በሺር ንምእላይ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ። ነዚ ኣብ መላእ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ታሕተዎት መኮንናት ዝርከብዎም ኣባላት ሰራዊት ብብዝሒ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዋሳ፣ መሰል ክልል ህዝቢ ሲዳማ ክሕሎ ዝጽውዕ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣሽሓት ኣዴታትን መንእሰያት ደቂንስትዮን ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰለማዊ [...]
ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ንፕረዚደንት ኣልበሽር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣዛዚ ሰራዊት’ታ ሃገር ምስ ህዝቡ ክውግን ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብዚ ዛጊት ካብ ዝተኻየዱ ሰላማዊ ሰልፍታት ዝበዝሐ ህዝቢ ከምዝተሳ [...]
ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ ጎረባብቲ ሃገራት ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ጸሓፊት ካቢነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ሞኒካ ጁማ ምስ ሶማላዊ መዘ [...]
ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ  ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን ናይ ሓባር ናጻ ናይ ንግዲ ዞባታት ንምስፋሕ ኣብ ምርድድእ በጺሐን። ሰብ መዚ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክልትኤን ሃገራት፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝኸተምዎ ናይ መረዳድኢ ሰነድ፣ ጅቡቲ ኣብ ርዋንዳ 10 ሄክታር መሬት [...]
ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሺሽ ተታሒዙ

ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሺሽ ተታሒዙ

ፖሊስ ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሽሽ ከምዝሓዙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ብሰሉስ 2 ሚያዝያ ኣብ ከባቢ ኡምዱርማን ዝተታሕዘ ሓሺሽ፣ ብመልክዕ ከኒናን ካልእን ዝተዳለወ ምዃኑ ጸብጻብ ፖሊስ ገሊጹ። ኣዛዚ ስርሒታት ምቑጽጻር [...]
1 293 294 295 296 297 365 2950 / 3650