Category: ኣህጉራዊ ዜና

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 29 September 2019
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ናይ ሽምግልና ተራ ክትጻወት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ።
ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ፣ ምስ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተራኸበሉ [...]

ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ ዓጽያ
Radio Erena: 27 September 2019
ሱዳን ምስ ሊብያን ማእከላይ ኣፍሪቃ ሪፖብሊክን ዘለዋ ዶብ
ሰበስልጣን ሓድሽ መንግስቲ ሱዳን ትማሊ 26 መስከረም ኣብ ዳርፉር ምስ ሓለፍቲ’ቲ ዞባ ድሕሪ ዘካየዱዎ ኣኼባ፣ ሱዳ [...]

ግብጺ:- ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተሳተፉ ልዕሊ 1,100 ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 26 September 2019
ንፕረዚደንት ኣል ሲሲ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ፣ ልዕሊ 1,100 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ፣ ተጣበቕቲ መሰላት እታ ሃገር ገሊጾም።
[...]

ደቡብ ሱዳን:- ስድራቤት ሳልቫ ኪር ብብልሽውና ይኽሰሱ
Radio Erena: 26 September 2019
ስድራቤት ፕረዚደንት ሳልቫ ኪር ኣብ ሓያሎ ባንክታትን ትካላት ነዳዲን ወነንቲ ብርኪ ብምዃን ገንዘብ ህዝቢ ይዘምቱ ኣለዉ፣ ተባሂሉ ንዝቐረበ ክሲ መንግስቲ እታ ሃገር ነጺጉዎ።
ኣፈኛ [...]

ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ 27 ሚልዮን ህዝቢ ውሕስነት መግቢ የብሉን
Radio Erena: 25 September 2019
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሸውዓተ ሃገራት ዝነብር 27 ሚልዮን ህዝቢ፣ ውሕስነት መግቢ ከምዘይብሉ መንግስታት በዓል ስልጣን ንምዕባለ (IGAD) ገሊጹ።
እዚ ብዝሒ'ዚ፣ [...]

8 ሚልዮን ዶላር ሎተሪ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ተቐቲሉ
Radio Erena: 25 September 2019
ቅድሚ ክልተ ዓመታት፣ 8 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ዝተዓወተ ኢትዮጵያዊ-ካናዳዊ፣ ናብ መበቆል ሃገሩ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን ተቐቲሉ።
መርበባት ሓበሬታ ካናዳ ብዝዘርግሐኦ ዜና መሰረ [...]

ቱርኪን ቀጠርን፣ ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 24 September 2019
ቱርኪን ቀጠርን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ዘለወን መደባት ብምትኳር ዘትየን።
ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ቱርኪ ጀነራል ያሲርር ጉለር ምስ ቀጠራዊ ሚኒስተር ምክልኻል ካልድ መሓመ [...]

ኬንያ፣ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ሞይቶም
Radio Erena: 24 September 2019
ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ብምፍራሱ ሸውዓተ ተማሃሮ ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 50 ቆሲሎም።
እቲ ካብ ዕንጨት ዝተሰርሐ ቤት ትምህርቲ ዝፈርሰ፣ [...]

ሕ/ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ተሰሪዙ
Radio Erena: 23 September 2019
ሕቡራት ኢማራት፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝነበራ መደብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ከምዝተሰረዘ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ሙሰ ቢሒ ገሊጹ።
ንሱ ዝሓለፈ [...]

“ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ግብጻውያን ክኸውን የብሉን።”ሚ/ጉ/ወጻኢ ግብጺ
Radio Erena: 23 September 2019
ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ፣ ብዋጋ ህይወት ዜጋታት ግብጺ ክኸውን የብሉን ክብል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ ሳምሕ ሹኩሪ ገሊጹ።
ንሱ፣ ምስ ኣል ሞኒተር ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]