Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 292 293 294 295 296 366 2940 / 3658
ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን

ኢትዮጵያን ቻይናን ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ናይ ወፍሪ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: 25 April 2019 ኢትዮጵያን ቻይናን፣ ኣብ ምዝርጋሕ ምስፋሕ ኣገልግሎታት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 1.8 ቢልዮን ዶላር ወፍሪ ከምዝኸተማ ተሓቢሩ። ክልቲኤን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ኣብ ካልኣይ ዋዕላ [...]
ኣህጉራዊ መዓልቲ  ናጻ ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክጽንበል’ዩ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክጽንበል’ዩ

Radio Erena: 24 April 2019 3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ኣብ ኢትዮጵያ ክጽንበል'ዩ። ኢትዮጵያ ንኣህጉራዊ ናጽነት ፕረስ ንምጽምባል ብዩኔስኮ ዝተሓርየትሉ ምኽንያት፣ ሓድሽ መንግስቲ እታ ሃገር ንዝተኣስሩ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ኩነታት ሱዳንን ሊብያን ዝዝቲ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣአንጊዳ

ግብጺ፣ ኣብ ኩነታት ሱዳንን ሊብያን ዝዝቲ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣአንጊዳ

Radio Erena: 24 April 2019 ኣብ ሱዳንን ሊብያን ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ብዝምልክተ፣ ብመንግስቲ ግብጺ ዝተጸውዐ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ተኻይዱ። እቲ ትማሊ ሰሉስ 23 ሚያዝያ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኣብ [...]
ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍዎ ዋዕላ ተበግሶ ቤልት ኤንድ ሮድ ኣብ ቻይና ክካየድ’ዩ

ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍዎ ዋዕላ ተበግሶ ቤልት ኤንድ ሮድ ኣብ ቻይና ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 24 April 2019 ልዕሊ 40 መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍዎ ካልኣይ ዋዕላ ተበግሶ ቤልት ኤንድ ሮድ፣ ካብ 25 ክሳብ 27 ሚያዝያ ኣብ ቻይና ክካየድ'ዩ። እዚ ንሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፣ ሜዲተራንያን፣ ር [...]
ኢትዮጵያን ፈረንሳን፣ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ናብ ትግባረ ዝሰጋገረሉ መድረኽ ተዘራሪበን

ኢትዮጵያን ፈረንሳን፣ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ናብ ትግባረ ዝሰጋገረሉ መድረኽ ተዘራሪበን

Radio Erena: 22 April 2019 ኢትዮጵያን ፈረንሳን፣ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ትግባረ ዝሰጋገረሉ መድረኽ ብዝምልከት ከምዝተዘራረባ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮ [...]
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ሰሊዐን

ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን 3 ቢልዮን ዶላር ሰሊዐን

Radio Erena: 22 April 2019 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን ናይ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ መዲበን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነቲ ሓገዝ ከም መርኣያ ናይቲ ንበሺር ብዕልዋ ብምእላው ስልጣን ሒዙ ዝርከብ [...]
ኣልበሽር ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሱ

ኣልበሽር ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ተኸሲሱ

Radio Erena: 21 April 2019 ካብ ስልጣኑ ተገሊፉ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ብብልሽውናን ምጥፍፋእን ክሲ ተመስሪቱሉ። ማዕከናት ዜና ካብ ከተማ ካርቱም ኣብ ዘመሓላለፎኦ ዜና፣ [...]
ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ

ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ የካይድ

Radio Erena: 21 April 2019 ብስዑዲ ዝምራሕ ልፍንቲ ሃገራት ዓረብ፣ ኣብ ከተማ ሰንዓ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። ኣብቲ ትማሊ 20 ሚያዝያ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ነፈርቲ፣ ኣብ ከባቢ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ኮይኑ፣ ቀ [...]
ሱዳን፣ ምትእትታው ሃገራት ዓረብን ሩስያን  ሓደገኛ ሳዕቤን ከየኸትል ተሰጊኡ

ሱዳን፣ ምትእትታው ሃገራት ዓረብን ሩስያን ሓደገኛ ሳዕቤን ከየኸትል ተሰጊኡ

Radio Erena: 19 April 2019 ኣብ ሱዳን፣ ብዕልዋ ስልጣን ሒዙ ንዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ብወግዒ ዝደገፋ ሃገራት ዓረብን ሩስያን ዝፍጽምዎ ምትእትታው ሓደገኛ ሳዕቤን ከኸትል ከምዝኽእል ፖለቲከኛታት እታ ሃገር የጠንቅቑ [...]
ርጉእ መንግስቲ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣  ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም

ርጉእ መንግስቲ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም

Radio Erena: 19 April 2019 ርጉእ መንግስቲ ከተቕውም ኣብ ዘይክኣለት ኢትዮጵያ፣ ሓደስቲ ሚኒስተራት ተመዚዞም። ካብታ ሃገር ብዝተዋህበ ሓበሬታ መሰረት፣ ፕረዚደንት ክልል ኦሮሞ ንዝነበረ ኣቶ ለማ መገርሳ ሚኒስ [...]
1 292 293 294 295 296 366 2940 / 3658