Category: ኣህጉራዊ ዜና
ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 21 June 2019
ንጉዳይ ሱዳን ፍታሕ ከምጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ እማመ ሰላም ብዝምልከት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም
Radio Erena: 19 June 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጉጅለ ጠበቓታት፣ ኣገልግሎት ቴሌኮሙኒኬሽን’ታ ሃገር ኢንተርነት ብምዕጻዉ፣ ክሲ ከቕርቡሉ ተዳልዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ።
እቶም ጠበቓታት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ [...]
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 19 June 2019
ህዝቢ ሱዳን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ ወንበር ሒዙ ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ብምጥላብ ከካዪዶ ዝጸንሐ ኣድማ፣ ዳግመ ውደባ ብምክያድ ተቓ [...]
ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 19 June 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ።
እቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዝርከብ ኣብሃ ዝተባህለ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ከፊላዊ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ
Radio Erena: 18 June 2019
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምቕራቡ ብሕማም ህይወቱ ከምዝሓለፈት ካብ ካይሮ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ሑስኒ ሙባረክ ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምዕላዉ [...]
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ
Radio Erena: 17 June 2019
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ።
ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ
Radio Erena: 16 June 2019
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ።
ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን
Radio Erena: 16 June 2019
ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 June 2019
ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ
Radio Erena: 14 June 2019
ካብ ኮንጎ ናብ ኡጋንዳ ዝሰገረ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ድሕሪ ምሙቱ፣ እቲ ሕማም ኣብ ኡጋንዳ ይላባዕ ከይህሉ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ስግኣቶም ገሊጾም።
እቲ ኣ [...]