Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 283 284 285 286 287 365 2850 / 3650
ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

ሱዳን፣ እማመ ሰላም ኢትዮጵያ ብክልቲኦም ወገናት ተቐባልነት ረኺቡ

Radio Erena: 23 June 2019 መራሕቲ ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን፣ ነቲ ብኢትዮጵያ ዝቐረበ እማመ ሰላም ምሉእ ብምሉእ ከምዝተቐበሉዎ ኣፍሊጦም። መራሕቲ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ብ22 ሰነ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ ኢትዮጵያ ዘቕረበ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ ተኻዩዱ

Radio Erena: 23 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ ከምዝተኻየደ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። መንግስታውያን ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዘቃለሖኦ ሓበሬታ፣ ኣብ ባህርዳር ዝመደበሩ እ [...]
ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ

ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ዝቐረበ እማመ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 21 June 2019 ንጉዳይ ሱዳን ፍታሕ ከምጽእ ትጽቢት ዝግበረሉ እማመ ሰላም ብዝምልከት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክዝትየሉ ምዃኑ ካብ ከተማ ካርቱም ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም

ኢትዮጵያውያን ጠበቓታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮ-ቴሌኮም ክሲ ከቕርቡ’ዮም

Radio Erena: 19 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ጉጅለ ጠበቓታት፣ ኣገልግሎት ቴሌኮሙኒኬሽን’ታ ሃገር ኢንተርነት ብምዕጻዉ፣ ክሲ ከቕርቡሉ ተዳልዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ። እቶም ጠበቓታት ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቡዎ ቃል፣ [...]
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ብሓድሽ ውዳበ ክቕጽል ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 19 June 2019 ህዝቢ ሱዳን ኣልበሽር ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ ወንበር ሒዙ ዝርከብ ወተሃደራዊ ጉጅለ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ከሰጋግር ብምጥላብ ከካዪዶ ዝጸንሐ ኣድማ፣ ዳግመ ውደባ ብምክያድ ተቓ [...]
ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ

ኣል ሑቲ ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ደብዳብ ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 June 2019 ኣል ሑቲ ናይ የመን ኣብ ልዕሊ መዓርፎ ነፈርቲ ስዑዲ ዓረብ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካዪዱ። እቲ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ስዑዲ ዝርከብ ኣብሃ ዝተባህለ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ከፊላዊ [...]
ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ

ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ ሞይቱ

Radio Erena: 18 June 2019 ፕረዚደንት ግብጺ ነበር መሓመድ ሞርሲ፣ ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምቕራቡ ብሕማም ህይወቱ ከምዝሓለፈት ካብ ካይሮ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። ሑስኒ ሙባረክ ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምዕላዉ [...]
ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ

Radio Erena: 17 June 2019 ንሕብረት ኣፍሪቃ ዳግመ ምትዕርራይ ንምግባር ዝቖመት ጉጅለ፣ ብቀዳም 15 ሰነ ኣብ ኪጋሊ ኣኼባ ኣካዪዳ። ፕረዚደንት ፖል ካጋመ ብዘቕረበላ ዕድመ መሰረት ኣብ ኪጋሊ ዝተኣከበት እታ ጉጅለ፣ [...]
ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

ኣልበሽር፣ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ

Radio Erena: 16 June 2019 ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ሓሰን ዑመር ኣልበሽር፣ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምእታዉ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ኣኽባር ሕጊ ቀሪቡ። ኣልበሽር፣ ብሰንበት 16 ሰነ ኮበር ካብ ዝተባህለ ቤት ማእሰ [...]
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
1 283 284 285 286 287 365 2850 / 3650