Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 286 287 288 289 290 368 2880 / 3671
‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

‘ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኣይተሳማማዕናን’ ምንቅስቓስ ንናጽነትን ንለውጥን

Radio Erena: 16 June 2019 ምንቅስቓስ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፣ ዘተ ሰላም እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ተሳማሚዖም ዝተባህለ ሓቅነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ። እቲ ንህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ዝመርሕ ዘሎ ሓይሊ፣ ኢትዮጵያ [...]
ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

ኬንያ፣ 11 ኣባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Radio Erena: 16 June 2019 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ኮለላ ኣብ ልዕሊ ዘካዪድ ዝነበረ ቃፍላይ ፖሊስ ኬንያ ብዝወረዶ ናይ ነታጒ ሓደጋ፣ ብዉሑዱ ዓሰርተ ሓደ ኣባላት ፖሊስ ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ [...]
ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ

ኡጋንዳ፣ ሕማም ኢቦላ ከይላባዕ ተሰጊኡ

Radio Erena: 14 June 2019 ካብ ኮንጎ ናብ ኡጋንዳ ዝሰገረ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ድሕሪ ምሙቱ፣ እቲ ሕማም ኣብ ኡጋንዳ ይላባዕ ከይህሉ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ስግኣቶም ገሊጾም። እቲ ኣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

Radio Erena: 13 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]
ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

Radio Erena: 13 June 2019 ታንዛንያን ዩጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣገደን። እዘን ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሽሊንግ' እገዳ ዝገበራሉ ምኽንያት፣ ሃገራዊ ባንክ ኬንያ፣ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ምዝውዋርን ት [...]
ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ

ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ

Radio Erena: 12 June 2019 ኬንያ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶባት ከምዝዓጸወት ኣፍሊጣ። እቲ ተዓጽዩ ዘሎ ዶባት፣ ናብቲ ንክልቲኤን ሃገራት ዘዋስን ክሊ ማይ ዝቐረበ ዞባ ላሙ'ዩ። ኬንያ፣ ምስ ሶማልያ ዘዋስና ዶ [...]
ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ

ኣመሪካ፣ ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ክትምዝዝ’ያ

Radio Erena: 12 June 2019 ኣመሪካ፣ ንኣምባሳደር ዶናልድ ቡስ፣ ከም ፍሉይ ኣማኻሪ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኮይኑ ከገልግል ክትምዝዞ ምዃና ተገሊጹ። እቲ ኣቐዲሙ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን [...]
ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

ጅቡቲ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ

Radio Erena: 11 June 2019 ጅቡቲ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ገማግም ባሕራ ከምዘይተጸግዓ ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ትገልጽ ዘላ፣ መራኽብ ኵናት ኢራን ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝተጸግዓ መርበባት ሓበሬታ ሃገራት ዓረብ [...]
ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

ሱዳን፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይቅጽል

Radio Erena: 10 June 2019 ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ስልጣኑ ናብ ሲቪላዊ መንግስቲ ከሰጋገር ዝጽውዕ፣ ምዕጻው ትካላትን ስራሕ ደው ናይ ምባልን ኣድማ ይካየድ ኣሎ። እዚ ካብ ሰንበት 9 ሰነ ኣትሒዙ ዝ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ሕማም ሸሮኽ የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰስፋሕፍሕ ዘሎ ሕማም ሸሮኽ ብውሕዱ 15 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ውጽኣት ብምስዓብ ዝቐትል [...]
1 286 287 288 289 290 368 2880 / 3671