Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 276 277 278 279 280 365 2780 / 3650
ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሚልዮን ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሰን

ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን፣ ልዕሊ 4 ሚልዮን ኩንታል ናይ እኽሊ ረዲኤት ለጊሰን

Radio Erena: 13 August 2019 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ንሱዳን፣ 4.8 ሚልዮን ኩንታል ዝግመት ስርናይ፣ ብመልክዕ ረዲኤት ከምዝለገሳ ኣራብ ኒውስ ሓቢሩ። እቲ 540 ሽሕ ቶን ናይ እኽሊ ረድኤት፣ ንሱዳ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ዝነበሮ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ሰሪዙ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ዝነበሮ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ሰሪዙ

Radio Erena: 13 August 2019 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላህ ፋርማጆ፣ ዝነብሮ ናይ ኣመሪካ ዜግነት ብወግዒ ከምዝሰረዞ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። መሓመድ ፋርማጆ፣ ፕረዚደንት ካብ ዝኾነሉ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ክትቅበል ከምእትኽእል ትገልጽ

ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ክትቅበል ከምእትኽእል ትገልጽ

Radio Erena: 12 August 2019 ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ሊብያ ዝርከቡ ኣማኢት ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ ክትቅበል ከምእትኽእል ኣፍሊጣ። መግለጺ መንግስቲ ርዋንዳ ከምዘመልክቶ፣ እታ ሃገር ካብ ሊብያ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.

ኢትዮጵያ፣ ‘’ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ’ዩ’’ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ.

Radio Erena: 11 August 2019 ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ ምርጫ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ከምእተካዪድ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢ.ህ.ወ.ደ.ግ. ገሊጹ። እቲ ሰልፊ ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ድሕሪ ምክያድ ብዓርቢ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዘራኽብ ጽርግያ 98 ሚልዮን ዶላር ክትምውል’ያ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዘራኽብ ጽርግያ 98 ሚልዮን ዶላር ክትምውል’ያ

Radio Erena: 09 August 2019 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ንዘራኽብ ጽርግያ፣ 98 ሚልዮን ዶላር ክትምውል ምዃና ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ናብቲ ምስ ጅቡቲ ዘራኽባ ዘመናዊ ጽርግያ ንምህናጽ፣ 255 ሚል [...]
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሶማል በጺሑ

ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሶማል በጺሑ

Radio Erena: 09 August 2019 ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ሶማል በጺሑ። እቲ ጀነራል ብሮቡዕ 7 ነሓሰ ናብ ሞቛድሾ ኣብ ዝበጽሓሉ፣ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ዓሊ ኻይረ [...]
ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ኣመሪካ፣ ሕ/ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 09 August 2019 ኣመሪካ፣ ሕቡራት ኢማራትን ግብጺን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን። ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ፣ ናይ ሰለስተ መዓልታት ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና  ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ኣቐሚጣ

Radio Erena: 08 August 2019 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ሱዳን 250 ሚልዮን ዶላር ከምዘቀመጠ፣ ሚኒስትሪ ፋይናንስ'ቲ ንግስነት፣ ብሰሉስ 7 ነሓሰ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ከምዝነበሮ ቀ/ሚ’ታ ሃገር ገሊጹ

Radio Erena: 08 August 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ሰነ ዝተኻየደ ፈተነ ዕልዋ፣ ምትእትታው ናይ ግዳም ሓይልታት ከም ዝነበሮ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ መጀመርያ ዕለት ናይዚ ወርሒ ካብ ቤት ጽ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

ኣመሪካ፣ ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 08 August 2019 ምምሕዳር ትራምፕ፣ ካብ መጋቢት 2011 ኣትሒዞም ናብ ሰሜን ኮርያ በጺሖም ዝተመልሱ በጻሕቲ ሃገር፣ ናብ ኣመሪካ ብዘይ ቪዛ ከይኣትዉ ዝኽልክል ሕጊ ኣጽዲቑ። ኣመሪካ፣ ንዜጋታት መብዛሕተ [...]
1 276 277 278 279 280 365 2780 / 3650