Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 275 276 277 278 279 365 2770 / 3650
ቻይናዊ ትካል “ሁዋይ”፣ ንስርዓታት ኣፍሪቃ ብምድጋፍ፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምተን  ጠለፋን ስለያን የካይድ ከምዘሎ ተወቒሱ

ቻይናዊ ትካል “ሁዋይ”፣ ንስርዓታት ኣፍሪቃ ብምድጋፍ፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምተን ጠለፋን ስለያን የካይድ ከምዘሎ ተወቒሱ

Radio Erena: 19 August 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብሓገዝ ትካል "ሁዋይ' ናይ ቻይና፣ ኣብ ልዕሊ ተቓወምቲ ሰልፍታት ስለያ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ። ዎርልድ ስትሪት ጆርናል ዝተባህለ ናይ ኣመሪካ ጋዜጣ ኣብ ዘቅ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

ኢትዮጵያ፣ ዘለዋ ውህሉል ዕዳ ልዕሊ 52 ቢልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: 18 August 2019 ኢትዮጵያ፣ 52.57 ቢልዮን ዶላር (1.5 ትሪልዮን ብር)፣ ውህሉል ዕዳ ከምዘለዋ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር፣ ካብ ሚኒስትሪ ፋይናንስን ገንዘብን እታ ሃገር ንዝረኸቦ ሰነድ ብምውካስ [...]
ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብ ህዝቢ ዝተሓዋወሰ ስምዒት ይፈጥር

ሱዳን፣ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብ ህዝቢ ዝተሓዋወሰ ስምዒት ይፈጥር

Radio Erena: 18 August 2019 ንሓያሎ ሳምንታት ኣብ ወጥሪን ክትዕን ዝጸንሐ ዘተ ሰላም ሱዳን ብምፍራሙ ዝተጸወዐ ናይ ጽምብል መዓልቲ፣ ኣብ ህዝቢ ሱዳን ዝተሓዋወሰ ስምዒት ፈጢሩ። እቲ ቀዳም 17 ነሓሰ ክኸውን ዝተመ [...]
ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ካብ ንግዳዊ ባንክ ዝተለቀሖ ዕዳ፣ ስግኣት ይፈጥር

ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ካብ ንግዳዊ ባንክ ዝተለቀሖ ዕዳ፣ ስግኣት ይፈጥር

Radio Erena: 18 August 2019 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ ንግዳዊ ባንክ ሃገሩ ተለቂሑዎ ዘሎ ገንዘብ ነቲ ባንክ ዓቢ ስግኣት ኮይኑዎ ከምዘሎ ተገሊጹ። ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ንክልተ መዓልታት ድሕሪ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ 8 ሽሕ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምልእኽ ትዳሎ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ 8 ሽሕ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምልእኽ ትዳሎ

Radio Erena: 16 August 2019 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ ወርሒ ኣስታት 8 ሽሕ ናይ ገዛ ሰራሕተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምልኣኽ ምድላዋት ከምዝተጻፈፈ ሳውኡ ጋዜጣ ሓቢራ። ጋዜጣ ኣል መዲና ብወገና፣ ንቆንስል ኢትዮጵ [...]
ፈረንሳ፣ “ንሓንቲ ፓኮ ሽጋራ ዋጋ ምሳሕ ኮይኑ”

ፈረንሳ፣ “ንሓንቲ ፓኮ ሽጋራ ዋጋ ምሳሕ ኮይኑ”

Radio Erena: 16 August 2019 ካብ ዕለት ናብ ዕለት እናዛየደ ንዝመጽእ ዘሎ ብዝሒ ኣትከኽቲ ሽጋራ ክትቆጻጸር ዘይክኣለት ፈረንሳ፣ ዋጋታቱ ዓመታዊ ክትውስኸሉ'ያ ትርአ። ኣብዚ እዋን'ዚ ንሓንቲ ፓኮ ሽጋራ፣ ኣስ [...]
ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ

ቻይና፣ 300 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena:- 15 August 2019 ቻይና፣ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ዝተገመተ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዳማ ክትሃንጽ ምዃና ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ኤምባሲ እታ ሃገር ሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ቻይና ሺ [...]
ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ተረኺቡ

Radio Erena:- 15 August 2019 ኣምባሳደር ካሜሮን ኣብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ዣክ ኣል ፍረድ ዱምበ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ ሞይቱ ከምዝጽንሐ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሓደ ካ [...]
ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ኣብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ

Radio Erena:- 14 August 2019 ፕረዚደንት ኢኳቶርያል ጊኒ፣ ቲዮዶር ኦብያንግ ባሳጎ ንግዌማ፣ ናብ ስልጣን ዝመጸሉ መበል 40 ዓመት ጸንቢሉ። ካብ ዘለዎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝ [...]
መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

መራሕቲ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena:- 14 August 2019 ወራስ ዓራት ኣቡዳቢን ላዕልዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን መሓምድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያንን ንጉስ ስዑዲ ዓረብ፣ ሳል ማን ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድን ኣብ ጉዳይ የመ [...]
1 275 276 277 278 279 365 2770 / 3650