Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 278 279 280 281 282 366 2800 / 3658
ሰሜን ኮርያ፣ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎ ቴምብር ዘርጊሓ

ሰሜን ኮርያ፣ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎ ቴምብር ዘርጊሓ

Radio Erena: 06 August 2019 መንግስቲ ሰሜን ኮርያ፣ መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን ምስ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ እናተራኸብ ዘርኢ ስእልታት ዘለዎ ቴምብር ከምዝዘርግሐት ተሓቢሩ። እቲ፣ ክልቲኦም [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ተቓወምቲ ወገናትን ናይ መወዳእታ ስምምዕ ተበጺሑ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ጉጅለን ተቓወምቲ ወገናትን ናይ መወዳእታ ስምምዕ ተበጺሑ

Radio Erena: 05 August 2019 ኣብ ሱዳን፣ ስልጣን ናብ ሲቪላዊ ምምሕዳር ንምስግጋሩ ዘኽእል ግዝያዊ መንግስቲ ንምቛም ክካየድ ዝጸንሐ ዘተ፣ ኣብ ናይ መወዳእታ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ። ድሕሪ ምእላይ ኣል [...]
ብሚ/ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ብሚ/ጉዳያት ወጻኢን ምክልኻልን ዝተወከለ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ናብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 05 August 2019 ብምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ምትሕግጋዝን ኢጣልያ ኢማኑኤላ ደል ረን ሚኒስተር ምክልኻል ኤሊዛቤታ ትረንታን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ጅቡቲ ምብጻሕ ፈጺሙ። ላዕለዋ [...]
33 ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ንእማመ ምርጫን ሕግታት ውድባትን ነጺገናኦ

33 ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ንእማመ ምርጫን ሕግታት ውድባትን ነጺገናኦ

Radio Erena: 04 August 2019 33 ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ንምርጫን ሕግታት ውድባትን ብዝምልከት ናብ ወከልቲ ባይቶ ዝቐረበ እማመ ከምዝነጸጋኦ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ሓቢረን። እተን 33 ተቓወምቲ ውድባት ብሓባር ብ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንደቀንስትዮ ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ

Radio Erena: 04 August 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ደቀንስትዮ ብገዛእ ርእሰን ናይ ምንቅስቓስ መሰል ዝህብ ሕጊ ኣጽዲቓ። ስዑዳውያን ደቀንስትዮ ብዘይ ፍቓድ በዓል ቤተን፣ ኣቦአን ወይ ዓቢ ሓወን ኣብ ዝሃለወ ዕድመ ይሃልዋ ፓስ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ተተኺሉ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ተተኺሉ

Radio Erena: 02 August 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝተኻየደ ዘመተ ሓምላይ ወፍሪ፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ ኣስታት 350 ሚልዮን ፈልሲ ከምዝተተኽለ ንወግዓዊ መግለጺ መንግስቲ ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሓቢ [...]
በዓልቲ ቤት ንመራሒ ዱባይ፣ ኣብ ግዱድ ሓዳር ከይትጸንሕ፣ ውሕስነት ክወሃባ ንቤት ፍርዲ እንግሊዝ ሓቲታ

በዓልቲ ቤት ንመራሒ ዱባይ፣ ኣብ ግዱድ ሓዳር ከይትጸንሕ፣ ውሕስነት ክወሃባ ንቤት ፍርዲ እንግሊዝ ሓቲታ

Radio Erena: 02 August 2019 በዓልቲ ቤቱ ንመራሒ ዱባይ ሸኽ መሓመድ ቢን ራሺድ ኣል ማኽቱም፣ ልእልቲ ሃያ ቢንት ኣል ሑሰን፣ ኣብ ግዱድ ሓደር ከይትጸንሐ፣ ውሕስነት ክወሃባ ናብ ቤት ፍርዲ ከተማ ለንደን ምሕታት [...]
ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ

ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ኣዘዚዙ

Radio Erena: 31 July 2019 ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ መላእ ሃገራት ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ክዕጸዋ ወሲኑ። እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነዚ ስጉምቲ ዝወሰደሉ ምኽንያት፣ ኣብ ዞባ ኮርዶፋን፣ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ

Radio Erena: 30 July 2019 ሱዳን፣ ንስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ንምድጋፍ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ካብ ዝጸንሐት ገለ ክፋል ሰራዊታ ትስሕብ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን። እተን ማዕከናት ዜና፣ ንኣፈኛ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ

ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ

Radio Erena: 30 July 2019 ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝበጽሐ ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣፍሊጡ። እቲ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኮይኑ ዝተመዘዘ ጄምስ ስዋን፣ ንመጀመርያ እዋ [...]
1 278 279 280 281 282 366 2800 / 3658