Category: ኣህጉራዊ ዜና

ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምምካት ኣስታት 100 ሽሕ ፖሊስ ኣዋፊራ
Radio Erena: 17 March 2020
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ንኣስታት 2 ሰሙን፣ ሃገር ምልእቲ ክትውሸብ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣስታት 300 ወትሃደራውያን መኮንናትን ሰበ ስልጣን ተኣሲሮም
Radio Erena: 17 March 2020
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ወትሃደራውያን መኮንናት፣ ሓለፍቲ ጸጥታን ሰበ ስልጣንን ዝርከብዎም ኣስታት 300 ሰባት ኣሲራ።
እታ ሃገር ብ15 መጋቢት ኣብ ዝዘርግሓቶ መግለጺ፣ ምእሳር እ [...]

ኮሮናቫይረስ ዛጊት ኣብ 26 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 March 2020
ምስፍሕፋሕ ሕማም ኮረና ቫይረስ ብደረጃ ዓለም ኣሻቃሊ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ካብ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብተን 26 ምልክታት እቲ ሕማም ከምዝተራእየ ተረጋጊጹ።
እቲ ሕማም ጎረባብ [...]

ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ፣ ተጎሃሃሪ ኣብ ዘሎ ግጭት ንቀጠርን ቱርኪን ወቒሱ
Radio Erena: 16 March 2020
ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ተጓሃሂሩ ዘሎ ግጭት፣ ብሰንኪ'ቲ ቀጠርን ቱርኪን ንፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ዝህብኦ ዘለዋ ሓገዝ'ዩ ክብል ፕረዚደንት ናይታ ርእ [...]

”ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ኣለዋ”፤ ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ መላእ ዓለም እንዳስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ንምምካት፣ ሆስፒታላት ሱዳን ሸለልትነት የርእያ ከምዘለዋ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ጥዕና ሱዳን ኣክራም ዓሊ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ተቐዪዶም ዝነበሩ ካናዳውያን ኣባላት ማሕበር ግብረ ሰናይ ናብ ሃገሮም ከምዝተመልሱ ካብ ካናዳ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
እቶም 13 ካናዳውያንን ኢትዮጵያውያንን ወለንተኛታት፣ [...]

ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ
Radio Erena: 15 March 2020
ኣብ ጁባላንድ መንግስቲ ንምዕላው ዝተኻየደ ፈተነ ኢድ ፕረዚደንት ሶማል ኣለዎ ክብል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ’ታ ርእሰ ምምሕዳር ገሊጹ።
መጀር ማሓድ መሓመድ እስላም፣ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ [...]

ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ
Radio Erena: 12 March 2020
ብምክትል ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ብርሃኑ ጁላ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ወትሃደራዊ ልኡኽ፣ ብሓሙስ 12 [...]

ኢንዱስትሪ መሸጣ ኣጽዋር ቸክ ሪፖብሊክ፤ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይዱ
Radio Erena: 12 March 2020
ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን መዓላታት ዘገልግል ንዋት ዘፍርያ ኩባንያታት ቸክ ሪፖብሊክ ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕዳጋ ንምርካብ ዝዓለመ ዑደት ኣካይደን።
ብምክትል ሚኒስተር ምክልኻልን፣ ኢን [...]

ደቡብ ሱዳን፣ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ንናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ተሰጊኡ
Radio Erena: 12 March 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ኣብ መንጎ ክልተ ቀቢላታት ደቡብ ሱዳን ድሕሪ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብ ዝቐውም ወርሒ ንዘይገበረ ናይ ሓድነት መንግስቲ ከየፍርስ ሓያሎ ዲፕሎማሰኛታት ስግ [...]