Category: ኣህጉራዊ ዜና

ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ መገሻታትን ምትእኽካባትን ኣብ ዝውገደሉ ዘሎ እዋን፣ 3 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ መራሒ ናሚብያ ምትእኽኻቦም ይንቀፉ
Radio Erena: 23 March 2020
ብሰንኪ ስግኣት ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ፣ ካብን ናብን ሃገራት ዝካየድ መገሻታት ደው ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰለስተ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ መመረቕታ ሓድሽ ፕረዚደንት ናሚብያ ንምስታፍ [...]

ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ተጠንቅቕ
Radio Erena: 23 March 2020
ፈረንሳ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ እትገብሮ ዘላ ቃልሲ፣ ምንቅስቓስ ሰባት ዝድርት ኣዋጅ ብተደጋጋሚ ንዝጠሓሱ ክሳብ 6 ወርሒ ክትኣስር ምዃና ዘጠንቅቕ ጽኑዕ ትእዛዝ ተመሓ [...]

ርክብ ፕረዚደንታት ኬንያታን ፋርማጆን ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተሰሪዙ
Radio Erena: 22 March 2020
ዝምድና ሶማልን ኬንያን ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣብ መንጎ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት፣ ንዘይተፈልጠ እዋን ከምዝተናወሐ ተገሊጹ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል ኣሕመድ ዒሳ ዓወድ ምስ ማዕከናት [...]

ኣፍሪቃ፣ ንመኸተ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተዳልያ ክትጸንሕ መዘኻኸሪ ቀሪቡ
Radio Erena: 20 March 2020
ምስፍሕፋሕ ኮረናቫይረስ ኣብ 33 ሃገራት ኣፍሪቃ ከምዝተራእየ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ እታ ኣህጉር ንመኸተ ለበዳ እቲ ቫይረስ ድልውቲ ክትከውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣዘኻኺሩ።
ኣብ [...]

ዋጋ ነዳዲ፣ ንሓደ በርሚል ናብ ኣስታት 25 ዶላር ወሪዱ
Radio Erena: 20 March 2020
ዕዳጋታት ዓለም ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ቀውሲ ኣትዮዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ዋጋታት ነዳዲ ኣብዚ 18 ዓመታት ናብ ዝተሓተ ደረጅኡ ወሪዱ ይርከብ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብዘሎ ዕዳጋታት መሰ [...]

ሕቡራት ሃገራት፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 March 2020
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታትን ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታትን፣ ምጥያስ ስደተኛታት ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ፣ ካብዚ ሰሙን'ዚ ኣትሒዙ ንግዜኡ ደው ከምዝበለ ኣፍሊጦም።
እቶ [...]

ከሰላ፣ ከቢድ ዋሕዲ ነዳዲ ተኸሲቱ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 19 March 2020
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ምብራቕ ብፍላይ ኣብ ከሰላን ከባቢኣን ንኣዋርሕ ዝጸንሐ ዋሕዲ ነዳዲ ናብ ዝበኣሰ ከምዝተሰጋገረ ተሓቢሩ።
ነዳዲ ዝዕድላ ትካላት ካብ ሰኑይ ኣትሒዘን ብስሩዕ ከከፋፍላ ኣብ [...]

ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደብ ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን
Radio Erena: 19 March 2020
ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ኣጠቓቕማ ወደባት ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ተሓቢሩ።
እዚ ዝተሓበረ፣ ብሚኒስተር ሕርሻ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደባት ጂቡቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወደባ [...]

ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ግብጽን ኣብ ዘሰሓሕበን ዘሎ ጉዳይ ክትሽምግል ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: 18 March 2020
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮዮጵያን ግብጽን፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን እናተጎሃሃረ ዝመጽእ ዘሎ ምስሕሓብ ክትሽምግል ምዃና ምክትል ኣቦ መንበር ናይቲ ንሱዳን [...]

ቻይና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ነክዩ
Radio Erena: 18 March 2020
ምልክታት እዚ ንዓለምና ኣሻቒሉ ዘሎ ኮረና ቫይረስ ዝተራእየላ ፋልመይቲ ሃገር ዝኾነት ቻይና፣ ምስፍሕፋሕ ለበዳ እቲ ሕማም ከምዝነከየ ትገልጽ ኣላ።
ብፍላይ ብከቢድ ዝተሃስየ ዞባ ሁ [...]