Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 266 267 268 269 270 390 2680 / 3894
ኢትዮጵያ፣  ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

ኢትዮጵያ፣ ሒዛቶ ካብ ዘላ ልኡላዊ ክፋል መሬታ ሱዳን ክትስሕብ’ያ ተባሂሉ

Radio Erena: 12 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ካብቲ ንነዊሕ ዓመታት ሒዛቶ ዝጸንሐት፣ ሰፊሕ ክፋል ልኡላዊ መሬት ሱዳን ክትስሕብ ምዃና ኣል ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ስሞም ንዘይጠቐሶም ምንጭታቱ ብምውካስ ኣቃሊሑ። እቲ ማዕ [...]
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 12 April 2020 ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቲ ብሓሙስ 9 ሚያዝያ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣንጻር መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ኮይኑ፣ ሓይሊ ንናጽነትን [...]
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ

Radio Erena: 12 April 2020 ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ምስ ጸላኢ ተሓባቢርኩም ብዝብል ክሲ፣ ንኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ናይ ሞት ፍርዲ ሂቡ። ምስ ስዑዲ ዓረብ ተሓባቢርኩም፣ ከምኡ’ውን ሓቅነት ዘይብሉ ዜና ዘርጊሕኩም ብዝብል [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ኵናት ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁራጽ ተዅሲ ኣዊጃ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን እተካይዶ ዘላ ኵናት ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁራጽ ተዅሲ ኣዊጃ

Radio Erena: 10 April 2020 ብስዑዲ ዓረብ ዝምራሕ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ኣብ የመን ከካይዶ ዝጸንሐ ኵናት፣ ንክልተ ሰሙን በይናዊ ምቁጻር ተዅሲ ከምዝኣወጀ ኣፍሊጡ። እቲ ወትሃደራዊ ኪዳን፣ ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣ [...]
ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ኣብ ኣባይቲ ተዓጺኻ ስፖርት ክግበር ከምዝከኣል ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ኣብ ኣባይቲ ተዓጺኻ ስፖርት ክግበር ከምዝከኣል ዘርኢ ቪድዮ ዘርጊሑ

Radio Erena: 10 April 2020 ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ተወሺቦም ኣብ ኣባይቶም ዝርከቡ፣ ከዘውትሮዎ ዘለዎም ዓይነት ስፖርት ብቪድዮ ዘርጊሑ። እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ቤት [...]
ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ጻውዒት ቀሪቡ

ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 08 April 2020 ቻይና፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ጽዒናተን ዘላ ውህሉል ዕዳ ከተቃልል ሚኒስተር ፋይናንስ ጋና ኬን ኦፎሪ ኣታ ሓቲቱ። ንኮሚተ ልምዓት ኣፍሪቃ ዝውከለት ጋና ነዚ ጻውዒት ተቕርብ ዘላ፣ ሃገራ [...]
ሱዳን፣ ንሰድድ እትልእኮ ማሸላ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ንሰድድ እትልእኮ ማሸላ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 08 April 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንመሸጣ ዝልኣኽ ዝነበረ ማሸላ ደው ክብል ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣብ ዝዘርግሖ ወግዓዊ መግለጺ፣ ሱዳን ካብ 15 [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሱ መርዑትን ዕዱማትን ቃል ኪዳን ምስ ዘእሰሮም ፓስተርን ተኣሲሮም

ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሱ መርዑትን ዕዱማትን ቃል ኪዳን ምስ ዘእሰሮም ፓስተርን ተኣሲሮም

Radio Erena: 07 April 2020 ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ከተማ ናታል፣ ክዋዙሉ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብሰንበት 5 ሚያዝያ ቃልሲኪዳን ዝኣስሩ ዝነበሩ መርዓውቲ፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓሶም ተኣሲሮም። ነቲ ቃልሲ ኪዳን ዘ [...]
ሶማል፣ 3ን 4ን ኣብ ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት ዝተፈጸመ ጾታዊ ዓመጽ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

ሶማል፣ 3ን 4ን ኣብ ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት ዝተፈጸመ ጾታዊ ዓመጽ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

Radio Erena: 07 April 2020 ኣብ ሶማል፣ ግዳያይ ጾታዊ ዓመጽ ዝኾና፣ 3 ዓመት ከምኡ ድማ 4 ዓመት ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት፣ ብዝወረደን ከቢድ ማህሰይቲ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝበን ከምዘለዋ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]
ኢትዮጵያ፣ 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ሸሚታ

ኢትዮጵያ፣ 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ሸሚታ

Radio Erena: 06 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ምሽማታ፣ ስቶኮልም ዝመደበሩ ኢንስቲትዮት ንኣህጉራዊ ሰላም ኣቃሊዑ። እቲ ንመሸጣ ኣጽዋር ዓለም ዝ [...]
1 266 267 268 269 270 390 2680 / 3894