Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 265 266 267 268 269 390 2670 / 3894
ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

ቱርኪን ስዑዲ ዓረብን፣ ማዕከናት ዜና ሓድሕደን ይዕፍና

Radio Erena: 21 April 2020 ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን፣ ማዕከናት ዜና ቱርኪ ኣብ ውሽጢ ግዝኣተን ከይመሓላለፍ ድሕሪ ምዕፋነን፣ ቱርኪ'ውን ተመሳሳሊ ግብረ መልሲ ከምዝሃበት ይግልጸ ኣሎ። ስዑዲ ዓረብን ሕ [...]
ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

ቻድ፣ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: 21 April 2020 ኣብ ቻድ፣ ምስ ኣባላት ሽበራዊ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ምዃኖም ዝተገልጹ 44 እሱራት ሞይቶም ተረኺቦም። እቶም ኣብ ከተም ጄሜና ኣብ ዝርከብ ቤት ማሰርቲ፣ ኣብ ሓደ ክፍሊ ተታሒዞም ዝነበ [...]
ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ዝጠሓሰ ወትሃደራዊ ኣማሓዳሪ ካርቱም ካብ መዝነቱ ተባሪሩ

Radio Erena: 20 April 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣዋጅ ውሸባ ንዝጠሓሰ ኣማሓዳሪ ካርቱም፣ ሌተናንት ጀነራል ኣሕመድ ዓብዱን ካብ መዝነቱ ሰጕግዎ። እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ በዓል ስልጣን፣ ንኣዋጅ ውሸባ ብምጥሓስ፣ [...]
ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

ዚምባብዌ፣ ጽምብል 40 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ተሰሪዙ

Radio Erena: 20 April 2020 ዚምባብዌ፣ ኣብ 18 ሚያዝያ ዝካየድ ዓመታዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነት፣ ሎሚ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ከተእንግዶ ኣይከእለትን። ህዝቢ ዚምባብዌ፣ እንጻር ብሪጣንያን ድሕሪ ዘ [...]
ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ተጌሩሎም

Radio Erena: 20 April 2020 ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሱዳን፣ ብሮቡዕ 15 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ ኣዋጅ፣ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ናይ ኣስታት 600% ወሰኽ ደሞዝ ከምዝተገብረሎም ኣፍሊጡ። እዚ ማለት ኣስታት 400 ፓው [...]
ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

ፕ. ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ

Radio Erena: 19 April 2020 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣል ሲሲ፣ ንጉዳይ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ናብ መራሕቲ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ መልእኽቲ ይሰድድ ኣሎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሳምሕ ሹክሪ ብኣካል እንዳዞረ [...]
ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቆልቝሉ

ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቆልቝሉ

Radio Erena: 15 April 2020 ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕዳጋታት ዓለም ብኸቢድ ኣብ ዝወድቐሉ ዘሎ እዋን፣ ዋጋ ሓደ በርሚል ነዳዲ ናብ ኣስታት 20 ዶላር ኣንቖልቝሉ። ዋጋ ነዳዲ ካብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ኣ [...]
ቦትስዋና፣ ናይ ውሸባ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ኣብ 7 መዓልታት 22 ጾታዊ ዓመጽ ተመዝጊቡ

ቦትስዋና፣ ናይ ውሸባ እዋን ድሕሪ ምእዋጁ፣ ኣብ 7 መዓልታት 22 ጾታዊ ዓመጽ ተመዝጊቡ

Radio Erena: 15 April 2020 ኣብ ቦትስዋና፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ካብ ገዝኡ ከይወጽእ ድሕሪ ዝተመሓላለፈ ኣዋጅ፣ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ መዓልታት 22 ገበናት ጾታዊ ዓመጽ ከምዝተመዝገበ ንም [...]
ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

ሚኒስተር ፍትሒ ሶማል፣ ብሕማም ኮረና ቫይረስ ሞይቱ

Radio Erena: 14 April 2020 ሚኒስተር ዴ'ታ፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሶማል ከሊፍ ሙእሚን፣ ብሰንኪ ኮረና ቫይረስ ሞይቱ። እቲ ሚኒስተር ፍትሒ ናይ ዞባ ሆርሼቤል ዝኾነ በዓል ስልጣን፣ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ድሕሪ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

ስዑዲ ዓረብ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ዕሽሽ ብምባል ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ትሰጉግ ኣላ

Radio Erena: 13 April 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት ኣስታት 3 ሽሕ ኢትይጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰት ፋይናንሻል ታይምስ ኣቃሊሑ። እታ ሃገር፣ ነዚ ብደረጃ ዓለም ኣስግኡ ዘሎ ለበዳ ኮ [...]
1 265 266 267 268 269 390 2670 / 3894