Category: ኣህጉራዊ ዜና

ሱዳን፣ ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ከሲሳ
Radio Erena: 29 May 2020
ብሰራዊት ዝተደገፉ ሚሊሻ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሙ ሚኒስትሪ ምክልኻል ሱዳን ከሲሱ።
ኣፈኛ ሰራዊት ሱዳን ብርጋድየር ዓምር መሓደም ኣል ሓሰን ኣብ ዝሃቦ ወግዓዊ [...]

ጠቕላሊ ሓለቃ ሰታፍ ሰራዊት የመን፣ ብሑቲ ካብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ንስክላ ካብ ሞት ድሒኑ፣ ወዱን ወዲ ሓዉን ግና ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 May 2020
ሑቲ፣ ንጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት የመን ልዩተናንት ጀነራል ሳጊር ቢን ዓዚን ንምቕታል ኣብ ዘካየዶ ስርሒት፣ ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ተቐቲሎም።
በቲ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ፣ ዞባ ማሪብ፣ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ብኮረና ቫይረስ ተጠቒዖም
Radio Erena: 29 May 2020
ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ሚያዝያ 2019፣ ናብ ማእስርቲ ካብ ዝኣተዉ ሓያሎ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ናይቲ ስርዓት፣ ብውሕድ ሰለስተ ብኮረና ቫይረስ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ።
ንሳቶም [...]

ን13 ዓመታት ኣብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ክወጽእ’ዩ
Radio Erena: 28 May 2020
ካብ 2007 ኣትሒዙ ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ዳርፉር ተዋፊሩ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ዓመት'ዚ ዕማሙ ከብቅዕ ምዃኑ ተገሊጹ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ኣብ መን [...]

ፕረዚደንት ርዋንዳ ፓል ካጋመ፣ ንቦኽሪ ወዱ ዝልዓለ ስልጣን መንግስቲ ሂብዎ
Radio Erena: 28 May 2020
ፕረዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋመ፣ ኢቫን ካጋመ ንዝተባህለ ቦኽሪ ወዱ፣ ኣባል ቦርድ ልምዓት እታ ሃገር ክኸውን ሸይምዎ።
እቲ ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ፣ ናብዚ ሓደ ካብ ወሰንቲ ረቛሒታት ምዕባለ [...]

የመን፣ ኣብ መንገዲ ብዝተጻወደ ነታጕ ሓላፊ ጸጥታ ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ተቐቲሉ
Radio Erena: 28 May 2020
ኣብ ምብራቓዊ የመን ኣብ ዝርከብ ዞባ ሓድራሞት፣ ኣብ መንኪና ብዝተጻወደ ነታጕ፣ ሓላፊ ጸጥታ ከተማ ሺባም ኮለነል ሳልሕ ዓሊ ጃብር ምስ ሓሙሽተ ዓጀብቱ ከምዝተቐትለ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ናይቲ [...]

ካምፓላ፣ ብጉልባብ ኮረና ቫይረስ ማስክ ዝተሸፈኑ ኣርባዕተ ሰባት፣ 300 ሚልዮን ሰሪቖም
Radio Erena: 27 May 2020
ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ከም ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ዓለም፣ ንኣንፍንጫ ኣፍን ብማስክ ምሽፋን ዝውቱር ተርእዮ'ዩ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብታ ከተማ፣ ምስ ኮረና ቫይረስን ማስክን [...]

ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ።
ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]

ብመንግስቲ ዝውነና ሜድያ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ጸጥታ ከምዝፈረሰ ዘቕረብኦ ዜና ሓሶት ምዃኑ እቲ ክልል ገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ብመንግስቲ ዝውነና ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ጸጥታ ብምፍራሱ፣ ክልላዊ መንግስቲ ጣልቃ ክኣቱ ነበርቲ ሓቲቶም ክብላ ኣቃሊሐን።
ነዚ ብሜድያ መንግስቲ ብ24 ግንቦት ዝ [...]

25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ
Radio Erena: 26 May 2020
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ።
እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]