Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 24 25 26 27 28 390 260 / 3894
ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ  ክኹንን ጸዊዑ

ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ባይቶ ጸጥታ ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ክኹንን ጸዊዑ

RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024 ወኪል ሱዳን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣልሓሪት እድሪስ፣ ኢማራት ዓረብ ንፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር፣ መካይንን ፋይናንሳዊ ደገፍን ትድግፍ'ያ ብዝብል ባይቶ ጸጥታ ክኹንን ድሕ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ከይትተሓባበር ጸዊዑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ከይትተሓባበር ጸዊዑ

RADIO ERENA - Wednesday, 24 April 2024 ዝኾነት መንገዲ ኣየር ሓተቲ ዑቕባ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ሩዋንዳ ንምግዓዝ ክተሓባበሩ የብሎምን ክብሉ ክኢላታት ሕቡራት ሃገራት ይገልጹ። ከምዚ ዓይነት ተግባራት ነተን [...]
ሱዳን፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

ሱዳን፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ዝርከቦም ሓያሎ ሰበ ስልጣን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024 ኣቦ መንበር ሉአላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፡ ንኣማሓዳሪ ናይቲ ምስ ኤርትራ ዝዳወብ ዞባ ከሰላ፡ መሓመድ ሙሳ ካብ መዝነቱ ከምዝኣለዮ ራድዮ ዳባን [...]
ጀርመን ኣሰረ ፈረንሳ ብምስዓብ፡  ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊረን ዝጸንሓ ናይ ኲናት መራኽባ ስሒባ

ጀርመን ኣሰረ ፈረንሳ ብምስዓብ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊረን ዝጸንሓ ናይ ኲናት መራኽባ ስሒባ

RADIO ERENA – Tuesday, 23 April 2024 ሃገራት ኤውሮጳ፡ ነቲ ሑቲ ናይ የመን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ ዝፍጽሞ ዘሎ መጥቃዕታት ንምግታእ ዘዋፈርኦ ሓይሊ ባሕሪ ይስሕባ ኣለዋ። ፈረንሳ፡ ኣዋፊራ ዝነበረ ፍ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 21 April 2024 Radio Erena · ሰንበት 21 ሚያዝያ 2024   [...]
መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ኢራንን ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ ዝምልከት ጸግዒ ካብ ምሓዝ ይቑጠባ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ሞንጎ እስራኤልን ኢራንን ኣብ ልዕሊ ተኸሲቱ ዘሎ ወጥሪ መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ ርእይቶ ኣብ ምሃብ ይኹን ወገን ኣብ ምሓዝ ተቖጢበን ከም ዘለዋ ተገሊጹ። ድሕ [...]
ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

ጓል ኣባል ባይቶ ኣመሪካ እስራ ሂርሲ ካብ ትምህርታ ተኣጊዳ

RADIO ERENA – Friday, 19 April 2024 ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝርከብ ኮሎምብያ ዩኒቨርሲቲ ድሕሪ ዝተገብረ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ተካይዶ ዘሎ መጥቃዕቲ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ፣ ጓላ ንኣባል ባይቶ ኣመሪካ [...]
ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምውፋር ዝነበራ መደብ ሰሪዛ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 ቤልጅዪም ናብ ቀይሕ ባሕሪ፣ መራኽብ ኵናት ንምልኣኽ ዝነበራ መደብ ከምዝሰረዘት ኣፍሊጣ። እታ ኤውሮጳዊት ሃገር ነቲ መደብ ከምዝሰረዘት ዘፍለጠት፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ከተበግሳ [...]
ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

ፓሪስ፣ ንኤርትራ ዝገለለ ዋዕላ ሚኒስተራት ጎረባብቲ ሃገራትን መሻርኽትን ሱዳን ተኻይዱ

RADIO ERENA – Thursday, 18 April 2024 መንግስቲ ፈረንሳ ኣብ ዝወደቦ፣ ብሰኑይ 15 ሚያዝያ፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሰብኣዊ ጉዳያት ሱዳን፣ ብዘይካ ኤርትራን ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃን ኩለን ጎረባብቲ [...]
ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር

ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር

RADIO ERENA – Wednesday, 17 April 2024 ኣብ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ፈላመይቲ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ድሕሪ ምሻማ ተጣበቕቲ ሰብ ኣዊ መሰላት ንፕረዚደንት እታ ሃገር ብዝወሰዶ እወታዊ ስጉምቲ ንኢዶም። [...]
1 24 25 26 27 28 390 260 / 3894