Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 199 200 201 202 203 390 2010 / 3894
ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 June 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር፣ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ፣ ኣብ 21 ሰነ ከምዘይካየድ ቦርድ ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ቦ [...]
ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና

ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና

Radio Erena: 15 June 2021 ኬንያ፣ ካብ 11 ግንቦት ኣትሒዛ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ፣ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ። ኬንያ፣ ኣብቲ ጉዳይ ድሕሪ ምምካር፣ ምእንቲ ረብሓ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

Radio Erena: 13 June 2021 ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብጉዳይ ናይል ብዝምልከት ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ። እቲ ብግብጺን ሱዳንን ከምዝተጸወዐ ዝተገልጸ ፍሉይ ኣኼባ፣ ንሰሉስ 15 ሰነ፡ ኣብ ቀጠር፡ ከተማ ዶሓ ክካየድ ምዃ [...]
ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

Radio Erena: 11 June 2021 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኮኒኑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዝኾ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena:10 June 2021 ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክዕወት ከምዘይክእል ኣብ መደምደምታ ዝበጽሐት ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ከተሰጋግሮ ከምእትኽእል ወትሃደራውያን ተንተንቲ ኣንፊቶም። መንግስታዊ ኣ [...]
ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

Radio Erena:10 June 2021 ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን። እቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን፣ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ተመሪሑ፣ ብረቡዕ 9 ሰነ ኣ [...]
ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena:10 June 2021 ቀጠር፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምስፋሕ ትምህርቲ ዝዓለመ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት ንምምዋል ምስ መንግስቲ ጁቡቲ መዘክር ምኽታማ ተሓቢሩ። እቲ 'ትምህርቲ ንኹሉ' ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብባንክ [...]
ዳግም ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዘስግኣ ኡጋንዳ፣ ን42 መዓልታት ተወሳኺ ዕጽዋ ኣዊጃ

ዳግም ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ዘስግኣ ኡጋንዳ፣ ን42 መዓልታት ተወሳኺ ዕጽዋ ኣዊጃ

Radio Erena: 08 June 2021 ኮረና ቫይረስ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ዳግም የስፋሕፍሕ ከምዘሎ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኡጋንዳ ን42 መዓልታት ዝጸንሐ ተወሳኺ ጽኑዕ ዕጽዋ ኣዊጃ። ድሕሪ'ቲ ብሰንበት 06 ሰ [...]
ወደብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምርጋፍን ምጽዓንን ኮንተይነር ብዝህቦ ስሉጥ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

ወደብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምርጋፍን ምጽዓንን ኮንተይነር ብዝህቦ ስሉጥ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ

Radio Erena: 07 June 2021 ወደብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምርጋፍን ምጽዓንን ኮንተይነር ብዝህቦ ስሉጥ ኣገልግሎት፣ ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝሕዝ፣ ባንክ ዓለም ምስ መሻርኽቱ ኣብ ዘዳለዎ ዓመታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣብ [...]
‘ኬንያ፣ ክሊ ኣየርና ብምጥሓስ ናይ ነፈርቲ ደብዳን ኣካይዳ፣’  ክብል መንግስቲ ሶማል ከሲሱ

‘ኬንያ፣ ክሊ ኣየርና ብምጥሓስ ናይ ነፈርቲ ደብዳን ኣካይዳ፣’ ክብል መንግስቲ ሶማል ከሲሱ

Radio Erena: 07 June 2021 ነፈርቲ ኵናት ኬንያ፣ ክሊ ኣየር ሶማል ብምጥሓስ ደብዳን ኣካይደን ክብል መንግስቲ ሶማል ከሲሱ። ሶማል ብዘቕረበቶ ክሲ መሰረት፣ ኣብ ዞባ ጌዶ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ጁባላንድ ኣብ ዝር [...]
1 199 200 201 202 203 390 2010 / 3894