Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 197 198 199 200 201 365 1990 / 3650
“ኣብ ጉዳይ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን።” ጀነራል ኣል ቡርሃን

“ኣብ ጉዳይ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን።” ጀነራል ኣል ቡርሃን

Radio Erena: 14 January 2021 ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን ክብል ኣቦ መንበር መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ [...]
ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል ሒዛቶም ዝጸንሐት 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ፈቲሓ

ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል ሒዛቶም ዝጸንሐት 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ፈቲሓ

Radio Erena: 14 January 2021 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ከምዝፈትሐ ኣፍሊጡ። እቶም ወትሃደራት፣ ቅድሚ ክልተ ወርሒ፣ ዶብ ኡጋንዳ ሰጊሮም፣ ኪቲጉም [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ

Radio Erena: 13 January 2021 ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ። እታ ሄሊኮፕተር፣ ሎሚ ረቡዕ 13 ጥሪ፣ ኣብ ገዳርፍ፣ ካብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓር [...]
ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ሸውዓተ ወትሃደራት ብዝተጻወደ ነታጕ ተቐቲሎም

ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ሸውዓተ ወትሃደራት ብዝተጻወደ ነታጕ ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 January 2021 ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ሰራዊት ኬንያ፣ ብዝተጻወደ ነታጕ ሸውዓተ ካብ ወትሃደራቱ ከምዝሞቱ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ሓቢሩ። እቲ ሰራዊት፣ ብ12 ጥሪ፣ ዶብ ሰጊ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ትቕጽሎ ዘላ ዘይሕጋዊ ተግባር ብሳልሳይ ኣካል ዝተደፋፍአ’ዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ትቕጽሎ ዘላ ዘይሕጋዊ ተግባር ብሳልሳይ ኣካል ዝተደፋፍአ’ዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ

Radio Erena: 12 January 2021 ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ትገብሮ ዘላ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት፣ ሕጂው'ን ትቕጽሎ ከምዘላ ንመግለጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። [...]
ኣብ ኵናት ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩዋ ከምዘሎ መጠንቀቕታ ቀሪቡ

ኣብ ኵናት ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩዋ ከምዘሎ መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Radio Erena: 12 January 2021 ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ናይ ብሄር ግጭታትን ተሸሚማ ኣብ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቂቑ። እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊታ

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊታ

Radio Erena: 12 January 2021 ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተት ተሓቢሩ። ሱዳን ትሪቡን ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብሰኑይ 11 ጥሪ፣ ኣል ላሕያ ኣብ [...]
ኣመሪካ፣ ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብ መዝገብ ሽበራ ከተስፍሮ ምዃና ትገልጽ

ኣመሪካ፣ ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ፣ ኣብ መዝገብ ሽበራ ከተስፍሮ ምዃና ትገልጽ

Radio Erena: 12 January 2021 ኣመሪካ፣ ነቲ ንዝበዝሐ ክፋል የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቲ ኣብ መዝገብ ሽበራ ከተስፍሮ ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ማይክ ፖምፐዮ ነዚ ከምዘረጋገጸ ዝሓበራ [...]
ሓሙስ 14 ጥሪ ዝካየድ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ናዕቢ ከየጎሃህር ተሰጊኡ

ሓሙስ 14 ጥሪ ዝካየድ ምርጫ ኡጋንዳ፣ ናዕቢ ከየጎሃህር ተሰጊኡ

Radio Erena: 12 January 2021 ኡጋንዳ፣ ሓሙስ 14 ጥሪ ሓፈሻዊ ምርጫ ከተካይድ'ያ። ኣብዚ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒን ከም ቦቢ ዋይን ዝኣመሰሉ ለውጢ ዝደሉ ፖለቲከኛታትን ዝ [...]
ሱዳን፣ ኢትዮጵያ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ ክትወስዶ እትኽእል ስጉምቲ ከምዘሻቕላ ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኢትዮጵያ ንዲጋ ተሃድሶ ንምምላእ ክትወስዶ እትኽእል ስጉምቲ ከምዘሻቕላ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 11 January 2021 ኢትዮጵያ፣ ካልኣይ ዙርያ ምምላእ ዲጋ ተሃድሶ፣ ከተተግብር ምዃና ኣብ እትገልጸሉ ዘላ እዋን፣ መንግስቲ ሱዳን ብዓይኒ ሻቕሎት ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ ብዘይዝኾነ ቅድመ ሓበ [...]
1 197 198 199 200 201 365 1990 / 3650