Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 198 199 200 201 202 361 2000 / 3604
መንግስቲ ሶማል፣ ኩሎም ዲፕሎማሰኛታት ኬንያ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣዚዙ

መንግስቲ ሶማል፣ ኩሎም ዲፕሎማሰኛታት ኬንያ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣዚዙ

Radio Erena: 16 December 2020 ሶማል፣ ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክባት በቲኻ። ሚኒስተር ዜና ሶማል፣ ብቴሌቪዥን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሶማል ምስ ኬንያ ዝነበራ ዝምድና ክትበትኽ ከምዝወሰነት ብም [...]
ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና በቲኻ

ሶማል ምስ ኬንያ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና በቲኻ

Radio Erena: 15 December 2020 ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ፣ ኣብ ኬንያ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ የካይድ ኣሎ። እቲ ፕረዚደንት ብ13 ታሕሳስ ናብ ናይሮቢ [...]
ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣  ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣  ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

ትግራይ፣ ብፈደራላዊ መንግስቲ ዝቖመ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ካብ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ስርሑ ብወግዒ ከምዝጀምር ተገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2020 ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ክልል ትግራይ ኵናት ድሕሪ ምእዋጁ ዘቖሞ ግዝያዊ ምምሕዳር፣ ሎሚ ሰኑይ 14 ታሕሳስ፣ ብወግዒ ስርሑ ከምዝጅምር ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ገ [...]
ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ 114 ሚልዮን ብር ክሳራ ኣጋጢምዎ

ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ 114 ሚልዮን ብር ክሳራ ኣጋጢምዎ

Radio Erena: 14 December 2020 ንኣዲስ ኣበባን ወደብ ጂቡቲን ከራኽብ ዝተሰርሐ መንገዲ ባቡር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይዚ ዓመት ጥራይ 114 ሚልዮን ክሳራ ከምዘጋጠሞ ንኮርፐረሽን ባቡር እታ ሃገር ብምጥቃ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባት ተመያይጠን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባት ተመያይጠን

Radio Erena: 14 December 2020 ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባትን ዋሕዚ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ካብ ክልል ትግራይን ብዝምልከት ተመያይጠን። ክልቴን ሃገራት ነዚ ምይይጥ ዘካየዳ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓ [...]
ሶማል፤ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ክትወስድ ጻውዒት ቀሪቡ

ሶማል፤ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ክትወስድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 13 December 2020 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሰራዊታ ካብ ሶማል ክትስሕብ ድሕሪ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ክትወስድ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣመሪካ ካ [...]
ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ

ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብኢትዮጵያ ቀሪቡ

Radio Erena: 13 December 2020 ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ ዓድታት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝተፈጸመ ገበን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሳቲፎም ዝብል ክሲ ብወገን ኢትዮጵያ ከምዝተሰምዐ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ሓቢረ [...]
ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ድሕሪ ምእላይ ኣል በሺር ንመጀመርያ እዋን ናብ ሱዳን በጺሑ

ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ፣ ድሕሪ ምእላይ ኣል በሺር ንመጀመርያ እዋን ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 11 December 2020 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ስዑድ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ብ8 ታሕሳስ ናብ ካርቱም ድ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ

Radio Erena: 10 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት፣ ብናጻ ኣካል ክጻረ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊጹ። ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሬድዋን ሓሰን፣ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ መንግስቲ፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 09 December 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍህን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
1 198 199 200 201 202 361 2000 / 3604